Get Mystery Box with random crypto!

Stalin Gebreselassie

የቴሌግራም ቻናል አርማ stalingebreselasie — Stalin Gebreselassie S
የቴሌግራም ቻናል አርማ stalingebreselasie — Stalin Gebreselassie
የሰርጥ አድራሻ: @stalingebreselasie
ምድቦች: ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 7.29K

Ratings & Reviews

2.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

0

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 5

2023-03-28 11:23:59 የኦሮሚያ ክልል የካቢኔ አባለትና ባለስልጣናት ለትግራይ አቻቸው በአዳማ ከተማ የእራት ግብዣ አድርገውላቸዋል ተብሏል።

የኦሮሚያ ክልል በትግራይ መልሶ ግንባታ የክልሉን ማህበረሰብ በማስተባበር የበኩሉን አስተዋፅኦ እንደሚያደርግ ገልጿል።

መልካም ጅምር ነው።
1.1K views08:23
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-27 10:08:04 "ብዙ ሴቶች ብልቱ ትልቅ እና sex ላይ ሀይለኛ የሆነ ወንድን ለትዳር ይመኛሉ'
በተቃራኒው ደግሞ ብልቱ ትንሽ እና sex እማይችል ወንድ ለትዳር የማይሆን እና መውለድ
አይችሉም ብለው ያስባሉ"
ይላል ጣሊያናዊው ተመራማሪ "rodolf halod" ጥናት
ለዚህ ሁሉ ችግር ግን መፍትሄ አለው
# አስደሳች ዜና ለወንዶች እና sex ላይ ደካማ ባል ላላችሁ ሴቶች
በተለይ ወሲብ በማድረግ ግዜ ያለመመጣጠን ችግር ላለባችሁ ባለትዳሮች ችግራችሁን
ሙሉ በሙሉ የሚፈቱ መድሀኒቶችን አቅርበንላችኋል ።
Vimax ,
Max man criam የተባሉ መዳኒቶችን አስመጥተን በማከፋፈል ላይ እንገኛለን።
ስለሆነም
በግንኙነት ጊዜ ቶሎ እየጨረሱ ከተቸገሩ
መፍትሔ አለን.....
ይደውሉልን +251992484672
በብዛት ለሚወስዱ ደምበኞቻችን ልዬ ቅናሽ እናደርጋለን።
VIMAX made in ''Canada"
በአዲስ መልክ ተሻሽሎ የቀረበ 60 እንክብል
100% ከእፅዋት ብቻ የተቀመሙ በመሆናቸው ከጎንእዮሽ ችግሮች ነፃ የሆኑ ከማንኛውም
መዳኒት ጋር ቢወሰዱ ችግር እማያመጡ ማለትም የደም ግፊት መዳኒትን ጨምሮ ።
@ #VIMAX
@ #maxman
አሉበት ቦታ ድረስ እናደርሳለን
ከነፃ ትራንስፖርት ጋር( free delivery)
ከጥቅሞቹ በጥቃቱ
1.የስንፈተ ወሲብን በዘላቂነት ለማስወገድ
2.የብልት መጠንን በዘላቂ ሁኔታ ለመጨመር (ከ2-4 enche) (የብልትን ውፍረትና ቁመት
በወላቂ ሁኔታ ይጨምራል )
3.በግንኙነት ወቅት ቶሎ ላለመርጨት
4.ብልት ዉጥር እና ቀጥ ብሎ እንዲቆም ማድረግ
5.ግንኙነት ከጨረሱ ቡሀላም የማቃጠል/የመለብለብ/ ስሜትን ሙሉ ለሙሉ ያስወግዳል።
በሳይንሳዊ በሆነ መንገድ የተመረቱ ።
ያሉበት ቦታ ድረስ በነፃ እናቀርባለን።
በክልል ከተሞች በ posta (Ems) ፈጣን መልክት እንልካለን ።
E.m.b ሀላፊነቱ የተወሰነ የግል ትሬዲንግ
for more info CALL US
0992484672
ይደውሉል 0992484672
ለበለጠ መረጃ የቴሌግራም ቻናላችንን ይቀላቀሉ
https://t.me/Herbal_treatment_end_marketing
800 views07:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-25 20:01:43 https://www.facebook.com/100000215321258/posts/6722398041110640/?mibextid=hgOYBIHDsGlcgWDt
1.1K views17:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-25 18:04:20 https://www.facebook.com/100000215321258/posts/6722128584470919/?mibextid=MhELn3SbRIMHX9Bv
1.1K views15:04
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-25 18:02:16
#Vimax, #maxman" እና ሌሎችም በግብር ስጋ ወቅት ያሉ ድክመቶቾን ማከም እንደሚቻል ልብ ይበሉ በተራአክቦ ጊዜ የሚያጋጥሙ ድክመቶችን መቅርፍ: ወዲያዉ መጨረስን የሚያዘገይ: የእቃን መጠንና እርዝመት በዘላቂነት የሚያስተካክል የካናዳ ምርት ሚዋጥ ያሉበት ቦታ ድረስ እናደርሳለን። ለበለጠ መረጃ የቴሌግራም ቻናላችን
https://t.me/Herbal_treatment_end_marketing
ስልካችን 0992484672 አሁኑኑ ይደውሉ
1.1K views15:02
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-25 17:55:44 (ካብ ቀላሚኖ)

ሰላም ስታሊን ከመይ ኣለኻ
እስቲ እዚኣ ኣቃልሐልና (ምስ ዝምልከቶም ኣዘራርበልና)
**^^*
ኣነ ካብ ውቑዓት ተጋደልቲ ኣብ ቃላሚኖ ግቢ እየ።
ከም ዝፍለጥ ቃላሚኖ ናይ ማልት TDA እዩ። ማልት ድማ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ እሞ ንምንታይ ንተጋሩ ውቑዓት ተጋደልቲ ዘይሕግዝ?
ኣብዚ ግቢ ኣላሕም ኣለዋ እቲ ፀባ ንጉሆን ምሸትን ናብ ደገ እዩ ዝሽየጥ። ኣብቲ ውሽጢ ዘሎ ካፌ እውን ማዕረ ምስ ከተማ እዩ ዝሸይጥ እሞ እንተኾነ ብነፃ እንተዘይ ኮይኑ ድማ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዘይሽየጠሉ?
እስቲ ኣቃልሑልና ኣብዚ ሰማዒ የለን።
1.1K views14:55
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-23 16:49:52
ፅቡቕ ናይ ስራሕ ዘመን Getachew K Reda. ኣብ ጎንኻ ኮይንና ብእንኽእሎ መጠን ክንሕግዝ ኢና።
802 views13:49
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-22 11:45:17 ንጀጋኑና ብተግባር ብውልቀ ይኹን ብውድብ መልኩዑ ክንሕግዝ ንኽእል ንድሕሪት ኣይንበል።

ኣብ እዋን ውግእ ንTDF መኪኖኦም ዘወፈዩ ግን ዝተቃፀላ/ዝጠፍኣ መኻይኖም፣ እቶም ሰብ ዋና መንግስቲ መኻይንና ይመልሰልና ዝብል ሕቶ ኣብ ትግራይ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ሓፂነ መፂን መኻይን ይትረፍ እሞ ክንደይ መላምል ወለዶ ስኢና'ያ።

ጀጋኑና ብህዝቢ ንእሽተይ ድጋፍ ጥራሕ እስካብ ሐዚ ብፀገም ይሓልፉ ኣለው። ብሰንኪ ውሽጣዊ ፀገምና ፌደራል መንግስቲ በጀት ትግራይ ኣይሰደደን። ቅሉውላው ትግራይ የሐጉሶ ኣሎ፤ ክጋደድ እውን ይደሊ ይኾን።

ሰብ ሃፍቲ ንጀጋኑና ሓብሕቡ። ብቢልዮን ዝቑፀር ሃፍትኹም ብዓሚልኩም ህዝቢ ትግራይ ዘጥረኹምዎ እዩ። ሰራዊት ሓግዙሉ። መንግስቲ በጀት እስካብ ዝረክብ ንጀጋኑና ኣለናልኩም በሉዎም። ሕክምና፣ ምግቢ፣ ክዳን ኣቕርቡ። ህዝቢ ከይቕየመኩም።

ዲያስፖራ ብእንኽእሎ መገዲ ሓገዝ ንጀጋኑና ንግበር። ሓዱሽ ዝተጣየሸ መንግስቲ'ውን ቆላሕቱኡ ኣብ ምስትኽኻል ህይወት ጀጋኑና ይግበር። ሕቶኦም ንረዳኣዮ፤ ናብሮኦም ይሰማዓና።

ትግራይ ዘለዋ ትሃቦም። ኣካሎም ሂቦሙላ እዮም።
636 views08:45
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-21 14:30:42
ኣካላዊ መጉዳእቲ ዝበፅሖም፡ ኣብ ሕክምና ዘለዉ ተጋደልቲ ትግራይ፡ ንነዊሕ እዋን ጠምዮምን ዓሪቖምን እንከለዉ፡ ተደጋጋሚ ሕቶታት ከቕርቡ ፀኒሖም።

ብስርቂን ጭካነን ዝተመራሰሐ መሪሕነት፡ ንሕቶታቶም ክምልስ ድልውነት ኣየርኣየን። ስለ'ዚ ድማ፡ ናብ ኣደባባይ ወፂኦም ድምፆም ከስምዑ ተገዲዶም።
ሎሚ፡ ኣብ መቐለ ከባቢ ኲሓ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ::

እቲ ሰልፊ ሰብ ከይርእዮ ግን፡ ካብ መቐለ ከባቢ እንዳስላሴ ናብ ኣንፈት ኲሓ ዝወስድ መንገዲ 'ብሓይልታት ፀጥታ' ተዓፅዩ ይርከብ!!

ዓፈና ይኣክል!!
994 views11:30
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-21 10:58:12 ምሁር ሓምለወይቲ ዓለም ዓሪፉ!

ዶክተር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር 1932 ዓ/ም ወረዳ ገጠር ዓድዋ ሩባ ገረድ ኣብ እትበሃል ንእሽተይ ቁሸት ተወሊዱ፡፡ ቁልዕነቱ ልክዕ ከም ወዲ ሓረስታይ ትግራይ ያህለላ፣ ኩርባባ፣ ገበጣን እናተፃወተ ዝዓበየ ወዲ ሓረስታይ ዋላ እንተኾነ ብፍሉይ ንእፅዋት ዝለዓለ ፍቕሪ ነይርዎ፡፡ ወለዲ ብዝነበሮ ድሌት ዘመናዊ ትምህርቲ ቀዳማይ ብርኪ ኣብ ከተማ ዓድዋ፣ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዊንጌት ኣብ ዝበሃል ቤት ትምህርቲ ብምዝዛም 1952 ዓ/ም ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ኮሌጅ ኣተወ፡፡

1955 ዓ/ም ብዝለዓለ ውፅኢት ዝተመረቐ ተወልደ፣ ኣብቲ ኮሌጅ ብዘርኣዮ ፀብለልታ ብ"ቻንስለርስ ሳይንስ” ካብ ኢድ ሃፀይ ሃይለስላሴ ሽልማት ዝተበርከተሉ፣ ወርቂ ሜዳልያ ኣብ ክሳዱ ዝተፀምበለ መርኣያ መንእሰይ ኮነ፡፡ ብስነ ምግባሩ ዝተመስገነ፣ መስተውዓሊ ብሳይንስ ዓቕሙ ዝተኽሃነ መንእሰይ ምዃኑ ድማ ተመስከረሉ፡፡ ኣብቲ እዋን ውሩይ ተመራማሪ ምስ ዝነበሩ ዶ/ር ኣክሊሉ ለማ "ኣብ ምምርማር ሳይንስ ርክብ ሕማማትን ስነ ህይወትን ዝምልከት ምርምር (ፓቶባዮሎጂ) ዕድል ምርካቡ ንብራኸ ዓቕሙ ወሳኒ ነይሩ፡፡ ዶ/ር ኣክሊሉ ለማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘጣየሽዎ "ኢንስቲትዩት ኦፍ ፓቶብዮሎጀ" ዝርዝር መተግበሪ ትልሚ መርሃ ግብሪ ኣዳልዩ ናብ ተግባር ዝቐየረ ምሁር እዩ፡፡

ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሃፀይ ሃይለስላሰ ብዘጣየሽዎ ትካል ሽልማት ኣቢሉ ብዝረኸቦ ዕድል ኣብ ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ብእፅዋት ሳይንስ ዶክትሬት ዲግሪ ዝሓዘ ዶክተር ተወልደ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዲን ፋካሊቲ ሳይንስ ብዘካየዶም ምርምራት ኣብ ዕብየት እቲ ዘፈር ዓለምለኻዊ ተፅዕኖ ዝፈጠረ ምሁር ንምዃን በቕዐ፡፡

ኣብ ሕብረተሰብ ኣትዩ ንምግልጋሉ ብዘለዎ ቅንዕና፣ ተኣማንነት፣ ብቆራፅነት ዝፍለጥ ዶ/ር ተወልደ ድሓር ድማ ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኮይኑ ንሸውዓተ ኮይኑ እንትሰርሕ ክፍሊ ትምህርቲ ስነ ህይወት ባሕሪ (ማሪን ባዮሎጂ) ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ “ፕረካምቢያን ማዕድናት” ንምፅናዕ ዝተጣየሸ "ማይኒንግ ጂኦሎጂ" ክፍልታት ብክልስ ሓሳብ፣ ተግባርን መርሒነትን ታሪኻዊ ሓላፍነቱ ዝተዋፅአ ምሁር እዩ፡፡

በቲ ዝነበረ ኩነታት ፓለቲካዊ ቅልውላው ናብ ኢትዮጵያ ምስተመለሰ ድማ 1983 ዓ/ም ሚኒስተር ጉዳይ ባህልን ስፖርትን ኮይኑ ንሓፂር ግዜ ድሕሪ ምግልጋሉ ብብዝሃን ህይወት፣ ብድሕንነት ህይወት፣ ብምህንድስና ዘረመል፣ ኩነታት ኣየር ዝምልከቱ ዓለምለኻዊ ክትዓት ኩነታት ኣየር ዓበይቲ ውፅኢታት ዘመዝገበ ምሁር እዩ፡፡

ዶ/ር ተወልደ ኣብ ዝሓለፉ 27 ዝነበሩ ድኽነት ናይ ምጥፋእ ፈተንቲ ዓመታት፣ ምችውን ስሓብን ኣብ ዝኾነ ዓለምለኻዊ ትካላት ምስራሕ ተሓሲሙ፣ ድሕንነት ሃገሩን ኣህጉር ኣፍሪካን ዘውሓሰን ዘኽበረን በሊሕ ተመራማሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝዘመርሉ ትግራዋይ ሊቅ እዩ፡፡
ብዝሓዞ ቅዋም ናብ ሃገረይ ከይኣተወኒ ዝበላ ሃገራት፣ ቪዛ ዝኸልከልዎ ምዕራባውያን፣ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ልኡኹ ንምትእጉጓል ብዝተደቀነሉ ፈተናታት ከይተሰኮነ ሃገሩ ኣብ ብራኸ ሓምለዋይ ልምዓት ዘፀውዐ ምሁር እዩ፡፡
ኢትዮጵያ ከም ኢዱ ኣይሃበቶን እምበር ንዓኣ ወኪሉ ኣብ ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ለውጢ ብኽለት ኣየር 2002 ዓ/ም ኣብ ኣዳራሽ ሕቡራት መንግስታት ዘካየዶ ወሳኒ ክትዕ ውድብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝኾርዐሉ ነይሩ፡፡ ነዚ ኣጀንዳ ኣብ ዝምልከት ዓለምለኻዊ መድረኻት ካብ ራዩ ደጀኔሮ ክሳብ ፓሪስ ኣብ መሰል ዋንነት ፈጠራ ማሕበረሰብ፣ ብኽለት ከባቢ ኣየርን ፅልዋ ሓረስቶትን ዓለምን ኣብ ዝበሉ ዛዕባታት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ወኪሉ ዝሰርሐን ብዘካየዶ ስነ ሞጎታዊ ሓሳባት ከባቢ ኣየርን ብዘቕረቦ መፍትሒ ሓሳባትን ህይወት ሓደ ነጥቢ ኣርባዕተ ቢልዮን ሓረስቶት ዝለወጠ ከምዝነበረን ይምስከረሉ፡፡

ዶክተር ተወልደ በዞም ኩሎም ዓለምለኻዊ ኣስተዋፅኦታት ብ1993 ዓ/ም ንኖቤል ሽልማት ብሕፀይነት ኣሸናፊ ኮይኑ ቐሪቡ "ሎሬት" መዓርግ ረኺቡ፡፡ 1996 ዓ/ም ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝለዓለ ፅምብል ክብሪ ዳይሬክትሬት ተቐቢሉ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተዳለወ መድረኽ ግዱሳት ስነ ከባቢ "ሓምለዋይ ጅግና" ብዝብል ስም ኣብ ቤተ መንግስቲ ብዝለዓለ ሃገራዊ ክብሪ ተሸሊሙ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ሃገረ ፈረንሳይ፣ ዘጋርድያንስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ሚድያ፣ መንግስቲ ፈረንሳይ፣ ዓበይቲ ሽልማታት ተበርኪትሉ፡፡ በዚ ዝለዓለ ዕቁር ዓቕሚ ቦርድ ኣባል ዩኒቨርሲቲ መቐለ፣ ማሕበር ክንክን ከባቢ፣ ኣካቢ ትካል ኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ቋንቋታት ኢትዮጵያ ነይሩ፡፡ ካብ ሃገር ወፃእ ናይ ክብሪ ኣባል ማሕበር ክንክን ሃፍቲ ተፈጥሮ ስዊደን፣ ኣባል “ሊያን ስሳይቲ ለንደን”፣ ኣባል ጉባኤ መፃኢት ዓለም ኮይኑ ኣብ ምስራሕ ዝነበረ ምሁር 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም ዓሪፉ፡፡

ህያው ታሪኽካ ዘልኣለም ነባሪ እዩ፤ ነብስኻ ኣብ ገነት ትዕረፍ!
1.0K views07:58
ክፈት / አስተያየት ይስጡ