2023-04-05 16:25:21
ስም ዝርዝር ኣባላት ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
----
1/ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ - ፕሬዚዳንት ግዝያዊ መንግስቲ
2/ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ - ምክትል ፕሬዚደንትን ካብኔ ሴክሬታሪያት ሰላምን ፀጥታን
3/ ሌ/ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ - ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን
4/ኣይተ በየነ ምክሩ - ካብኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ቁጠባ
5/ ዶ/ር ሓጎስ ጎዲፋይ - ካብኔ ሴክሬታሪያት ምትእኽኻብን ምምሕዳርን ሃፍትን ትልምን
6/ ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ህይወት - ካብኔ ሴክሬታሪያት ትልሚ ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት
7/ ወ/ሮ ያለም ፀጋይ - ካብኔ ሴክሬታሪያት መሰረተ ልምዓት
8/ ብርጋዴር ጀነራል ተኽላይ ኣሸብር- ካብኔ ሴክሬታሪያት ዳግመ ህንፀትንምጥያሽን
9/ ዶ/ር ኣልጋነሽ ተሰማ - ካብኔ ሴክሬታሪያት ሳይንስ፣ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራን ስልጠናን
10/ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ - ኣተሓባባሪ ካብኔ ሴክሬታሪያት
11/ ዶ/ር ኢያሱ ኣብርሃ - ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን
12/ ዶ/ር ገብረህይወት ዓገባ - ሓላፊ ቢሮ ኢንዲስትሪ
13/ ኣይተ ሞጎስ ገብረእግዚኣብሄር - ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጅን
14/ ኣይተ ታደለ መንግስቱ - ሓላፊ ቢሮ መጓዓዝያ
15/ ወይዘሮ ምሕረት በየነ - ሓላፊት ቢሮ ምትሕብባር ሃፍትን ፋንናንስን
16/ ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ - ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ
17/ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ - ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ
18/ ኣይተ ሓዱሽ ተስፋ- ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ
19/ ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ -ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ
20/ ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና- ሓላፊ ቢሮ ሳይንስ፣ቴክኖሎጅን ፈጠራን
21/ ኣይተ ሓዱሽ ሱባጋድስ - ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ
22/ ወ/ሮ ገነት ኣረፈ - ሓላፊት ቢሮ ቴክኒክን ምያን ትምህርትን ስልጠናን
23/ሜጀር ጀነራል ዘዉዱ ኪሮስ -ሓላፊት ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን ዳግመ ህንፀትን
24/ ወ/ሮ ኣልማዝ ገብረፃድቕ - ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን
25/ ወ/ሮ ፈለጉሽ ኣሳምነዉ -ሓላፊት ቢሮ መሬትን መዓድንን
26/ ወ/ሮ ፍረወይኒ ገብረግዚኣብሄር - ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ
27/ ዶ/ር ኣፅበሃ ገ/ግዚኣብሄር - ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን
ኮይኖም ካብ ሎሚ 27 መጋቢት 2015 ዓ/ም ስረሖም ብዕሊ ተረኪቦም ኣለዉ።
1.8K views13:25