Get Mystery Box with random crypto!

Stalin Gebreselassie

የቴሌግራም ቻናል አርማ stalingebreselasie — Stalin Gebreselassie S
የቴሌግራም ቻናል አርማ stalingebreselasie — Stalin Gebreselassie
የሰርጥ አድራሻ: @stalingebreselasie
ምድቦች: ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 7.29K

Ratings & Reviews

2.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

0

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 9

2023-03-02 21:25:00 ኣብ ውግእ ዓድዋ ቅዱስ ጊዮርግስ ባዕሎም እውን ብጉራዴኦም ምስ ሰራዊት ሚኒሊክ ኮይኖም ንጣሊያን ሰባቢሮምዎ እዮም፤ ግደ ቅዱስ ጊዮርጊስ እውን ኣብ ዓወት ዓድዋ ዓብይ እዩ ነይሩ ዝብሉ ተጋሩ ''ሊቃውንቲ'' ንሰምዕ ኣለና።

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ቀፃሊ እንቃለሶም ከምዙይ ዓይነት ነበረያ ነበረ እዩ። ኣፍታ ዝረኸቡዋ ገዲፎምዋ እንተዘይመፂኦም ኣይንጋደፍን!!

ኣጭበርበርቲ ሰበኽቲ ንትግራይ ኣይረብሑን።
425 views18:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-02 10:59:37 አንቺ ጉደኛ አገር ኢትዮጵያ!!

አንቺ የዛሬ 127 ዓመት ጀግኖች የሰሩት ጀብድ ታመነዥኪያለሽ፤ የኤርትራ ጦር ግን ዛሬ ራማ፣ እገላ-ፆረና ግንባር፣ ዓሊተና ኢሮብ ብሔረሰብ ሙሉ፣ ሸራሮና ባድመ አከባቢ በሙሉ፣ እና ምዕራብ ትግራይ ውስጥ በግዛትሽ፣ በሉአላዊ መሬትሽ ውስጥ ምሽግ ሰርቶ ዜጎችሽን እየገደለ፤ ንብረቶችሽን እየዘረፈና እያወደመ እያየሽ ዝም አልሽ።

ጉደኛ ነሽ። ከሞተልሽ ይልቅ አፅም ያስጋጠሽ አስወደደሽ።

የዓድዋ ድል ትርጉሙ አልገባሽ ይሆን?
844 views07:59
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-02 09:18:05 ከመይ ሓዲርኩም ዓድና!

ህይወት ክህበና ዝተጋደለ ናይ ታኽሲ ወንበር ንምንታይ ንኸልኦ?

ድሕሪ እዚ ዝሓለፈ ፀልማት እዋን በብመዓልቱ ቀስ ብቐስ ኩነታት ትግራይ ክምለስ ምግባር መዓልታዊ ጎስጓስና ይኹን። ሕውየት ትግራይ ብኣውሩኡ ነዊሕ ግዘ ዝወስድ ዋላ እንተኾነ፣ መሰረታዊ ነገራት ቀስ ብቐስ ናብ ቦትኦም ንኽምለሱ ግን ግድን ስለዝኾነ በብዝኸኣልናዮ ክንሰርሕ ኢና።

ክልተ ቢራ ክትሰቲ ናብ እንዳ መስተ እንትትከድ፣ ኣብ መገድኻ እትረኽባ ኮፍ ኢላ ድራር ምሸት እትልምን ኣዶ ጅግና ቆላሕ በላ። ዋጋ ክልተ ቢራ 100 ብር ይኾን። 100 ብር ነዛ ኣዶ ኣድሪሩ የምስሓ እዩ። ናይ ሓገዝ ንእሽተይ የለን። ብርግፅ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ናይ ምርድዳእ ባህሊ ኣዕብዩሉ እዩ።

ልዕሊ ዝኾነ በዓል ስልጣን/ሓላፊ ን #TDF ኣኽብሩ። ብፍላይ ነቶም ኣብ ማእኸል ሕክምና ዘለው ጀጋኑ ናይዚ ዘመና። እዚኦም መድሕን ሕድሕድ ትግራዋይ እዮም። ዲያስፖራ ትግራይ ቀፃሊ ዕማሙ ህይወት እዞም ጀጋኑና ምስትኽኻል ክኸውን'ዩ። ንስድራ ጀጋኑ ምሕብሓብ እዩ። ግዚያዊ ሓርጎፅጎፅ እዚ እዋን እዚ ክሕለፍ'ዩ።

ኣብ መጓዓዝያ ንተጋዳላይ ነቐድሞ፤ ክብሪ ንሃቦ። ህይወት ክህበና ዝተጋደለ ናይ ታኽሲ ወንበር ንምንታይ ንኸልኦ።
882 views06:18
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-01 21:05:02
ለጀግናው ጀነራል ሓየሎም አርኣያ ክብር ዓዲ ነብሪኢድ የተገነባው ሐወልት ነበር። በሻዕቢያ ጦር ወድሟል።
973 views18:05
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-03-01 12:35:47 ''ጄኖሳይድ ኣብ ትግራይ ተፈፂሙ ድዩ ኣይተፈፀመን ዝፈልጦ የብለይን፣ ክፃረይ ኣለዎ፣ ኣብ ጄኖሳይድ ትግራይ ኢድ አብይ አህመድ ይኹን ደመቀ መኮንን ይሃሉዎ ኣይሃሉዎ ዝተፈለጠ ነገር የለን'' ዝብል ተደጋጊሙ ኣብ ሚድያ ቅልቅል እናበሉ ይፈላሰፉ ኣለው።

ነዞም ከምዚ ኢሎም ቁስሊ ትግራዋይ መሊሶም ዘድምዩ ዘለው ኣብቲ ሸሞንተ ከበድቲ ኣዋርሕ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ገጠራት ትግራይ ክሃድኖም እንተሎ፣ ምሁራትን ፖለቲከኛታት ትግራይ ንትግራይ ይጠቕሙ እዮም ከይሞቱኒ ኢሉ ንኡኡ ከድሕኑ ዝተሰወኡ መላምል መናእሰይ ትግራይ እንትትዝክር ከብድኻ ይቖርፅ።

ሓቂ ሸፊንካ ንኣብይ አህመድ አቀባጢርካ ኣብ ትግራይ ምቕማጥ ከቢድ እዩ። ኣነ ባህሪይ ኣብይ ኣብ ሚድያ እየ ዝፈልጦ። ኣቱም ንኣብይ ብኣካል ንዓመታት ትፈልጡዎን ገበል ኮይኑ እስካብ ዝውሕጠኩም ሕመቑን ጉዱን ሓቢእኹም ናብዚ ዘብቃዕኹምዎ ተጋሩ ምሁራት/ፖለቲከኛታት ግን መን ምዃኑ ትፈልጡ ኢኹም። ኣቀባጢርካን ሞትን ቁስልን ትግራይ ክሒድካ ፈታዊ አብይ አህመድ አይትኸውንን። ልዕሊ ለማ ኣይኮንኩምን።

ንኣኹም ከድሕኑ ንዝሓለፉ ገባራትን ተጋደልትን ትግራይ ዘክሩዎም። አሜሪካ ethnic cleansing ዝበለቶ ንስኻትኩም ትፈላሰፉሉ ኣለኹም። መተዓዛዘቢ እዩ። ቤተሰቡ ዝሰኣነ ትግራዋይ በዚ ዓይነት ዘረባታት ይሓርር ኣሎ። ብተደጋጋሚ ይሓርር ኣሎ።
1.1K views09:35
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-02-28 09:32:26
እንደምን አደራችሁ ኢትዮጵያዊያን!! #TDF እና የኢትዮጵያ ወታደራዊ አዛዦች የሚገኙበት ትልቅ ድግስ ነበር። የሰላም ስምምነቱ ደረጃ ከፍ እያለ ነው። የትግራይ ልጆችም ስለ ትግራይ መጪ ሁኔታ ሰከን ብለው እየተወያዩ ነው።
1.3K views06:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-02-27 01:22:15 "ኩነታት ኣምሓራን ብልፅግና ኣምሓራን"

መንግስቲ ኣምሓራ ካብ መፈለምትኡ ንስምምዕ ፕሪቶርያ ብቕንዕና ኣይተቐበሎን፡፡ ብቐጥታ እንተዘይተቓወሞ ብተግባር ወራሪ ሓይሉ ካብ ትግራይ ብዘይምውፃእን፤ ህወሓት ከይጠፍአ ንምንታይ መንግስቲ ኣብይ ኣህመድ ይፍርም ብዝብል፤ ብብዙሕ መንገድታት ንቱ ስምምዕ እናነፅጎ ፀኒሑ እዩ፡፡

«ህወሓትን ኣብይን ብሓባር ኮይኖም ኣንፃረይ ሸርሒ ይፍሕሱ ኣለው» ብምባል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ግምባር ፈጢሮም ስልጠናታትን ካልኦት ምድግጋፋትን ቀፂሎምሉ እዮም፡፡ ኣብ ቀረባ ድማ ናይ ፈራሕ ዝመስል መግለፅታት በፓርትን ብመንግስቶምን ኣሽሙራት ዝበዝሖ፤ ካብ ብልፅግና ክንወፅእ ኣለና ዝመስልን፤ ኣይጥርዓን ኣይውሳነ ብልሓቱ ዝጠፍኦ መግለፅታት የጋውሑ ኣለዉ፡፡ ኣብ ጎንደር ድማ «ኵናት ክንቕፅል ኢና ክንማወት ኢና» ኢሎም ወሲኖም ይበሃል ኣሎ፡፡

ንምንታይ እዩ ዕግርግር መንግስቲ ኣምሓራን ብልፅግና ኣምሓራን ሐዚ ተጋዲዱ?

∗   ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተቐበልዎን

∗   መንግስቲ ኣብይ ፍሉይ ሓይልን ሚሊሻን ኩሎም ክልላት ናብ ማእኸል ክጥርንፍ ምሕሳቡ፤ ካብ ትግራይን ኦሮሞን ዝመፀና ስግኣት ከመይ ክንምክት ንኽእል ብምባል ይቃወምዎ ኣለዉ

∗   ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ንምኽፍፋል ብመንግስቲ ኣብይ ዝተወሰደ ስጉምቲ ንኣምሓራ ምድኻም ኮነ ኢሉ ዝተገበረ ስጉምቲ እዩ ብምባል ኣብ ስግኣት ወዲቖም ይርከቡ

∗   ኣብ ፌደራል ኣምሓራይ ሓደ ብሓደ ካብ ቁልፊ ስልጣን ይግለል ኣሎ ዝብል ቅሬታ ኣለዎም፡፡ ኦሮማራ ፈሪሱ ብተጋሩ ንትካእ ኣለና፣ ኦሮሞ ኪሒዶምና ብዝብል ኣብ ኦሮሞ ፅልኣት ኣለዎም

∗   ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኣምሓራ እውን መሳርሒ ማእኸላይ መንግስቲ ኮይንና ፀኒሕና እቱ ህዝቢ ኣይቅበለናን፤ ከም ከደምቲ ኢና ንረአ ዝብል ስግኣት ኣለዎም፡፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ፋኖ ኣሲርና ብማእኸላይ መንግስቲ ግና ተጠሊምና ዝብል ቅሬታን ተቀባልነት ስኢና ዝብል፤ ምስኣን ዓርሰ እምነትን እውን ስለዘለዎም እዩ፡፡

መወዳእትኡ ናበይ የምርሕ? ንዝብል ሕቶ ገና ግዘ ሂብካ ክረአ ዝግብኦ እንተኾነ እኳ፤ ካብ ፈኸራ ዝሓልፍ ኣይመስልን፡፡ እንተገደደ ኣብ መንጎኦም ኸፋፊሉ ክቆፃፀሮ ዝኽእል ይመስል፡፡
1.4K views22:22
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-02-26 10:32:43 የኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ጉራ ትርጉም ምንድነው? አንድም የአሸባሪው የትግራይ ወራሪ ቡድን ነዋሪ ተመልሶ ወልቃይት ፀገደ አይመጣም ሲል ሰማሁ ልበል?

ትግራይ እንደሆነ ከፌደራል መንግስት ጋር የሰላም ስምምነት ፈፅማለች። ከሞላ ጎደል ስምምነቱ በጥሩ መንገድ ላይ ይገኛል። ኮሎኔል ደመቀ የበርካታ ሺዎች የተጋሩ ህይወት መቅጠፉ በአሜሪካና በአውሮፓ ህብረት ጭምር ጥቁር መዝገብ ላይ መግባቱ ሰምቶ ይሆን? ወደ ሱዳን ቢሸሽ እንኳን Interpol አለ።

ትግራይ የጦር መሳሪያዋ ለፌደራል መንግስት አስረክባለች። የኮሎኔል ደመቀ ለቅሶ ጉዳይ ከፌደራል ጋር ነው የሚጨርሰው። ደግሞ ትግራይን ማሸነፍ የሚችል ጀግና ተዋጊ ሰራዊት እንዳለው ሰው እምቡር እምቡር አትበል በሉት። ከትላንት ጦርነት ቢማር።

በታዘዝከው መሰረት ውልቅ ብለህ ብትወጣ ለሁሉም ጠቃሚ ይሆናል። ሻዕቢያ ይረዳኛል ካልክ ሂሳብ ተምታቶብሃል ማለት ነው። አይሆንም።
1.4K views07:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-02-26 10:32:43
ደብረብርሃን ዩኒቨርስቲ ታድሏል!! ለመዝናኛ ነው!!

Assistant professor at Debre Berhan University ነው። Profile picture (የኦሮቶዶክስ አርማ)። ፆመኛም ይሆናል። በባዶ እግሯ ለምትሄደው እናቱ እንዴት ሊደርስላት ይችላል? አጃኢብ!!
1.3K views07:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-02-26 10:32:25
በግብር ስጋ ወቅት ያሉ ድክመቶቾን ማከም እንደሚቻል ልብ ይበሉ በተራአክቦ ጊዜ የሚያጋጥሙ ድክመቶችን መቀርፍ ይቻላል ወዲያዉ መጨረስን የሚያዘገይ የእቃን መጠንና እርዝመት በዘላቂነት የሚያስተካክል ለበለጠ መረጃ ይደውሉልን 0992484672
@Inbox_inbox

ይደውሉልን መፍትሄ አለን ለበለጠ መረጃ የቴሌግራም ቻናላችንን ይጎብኙ
@Herbal_treatment_end_marketing
1.2K views07:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ