2023-04-11 00:15:38
ኣብራር ፍትዊ ብቕልጡፍ ወፂእኻ መልሲ ሃብ። ኣነ ብወገነይ ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ኢለ ሸለል ኢለ ዝሓለፍኩዎ ግዕዙይ ስራሕኻ ንህዝቢ ዕላዊ ክገብሮ እየ። ንስኻን ለያቡ ግዕዙያት መሳርሕትኻ ድማ ንመልሲ ተዳለው።
ንህዝብናን ቃልስናን ተባሂሉ ዝተሓብአ ናይ TMH ጉድ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ ኣሎ። ነባራት ስታፍ እቲ ትካል ዘቕረቡዎ ቅሬታ ካብ ሳተላይትን ፌስቡክን TMH ከምዝወረደ ተረጋጊፁ ኣሎ።
በቶም ጋዜጠኛታት ዝተገለፀ ግዕዝይና እቲ ገዛ 5% ኣይኾንን። ካብ አዲስአበባ ሃዲማ ኣብ ልዕሊ ዝመፀት ሓንቲ ንእስቲ ዝተፈፀመ ገበን ምእንተ ሞራልን ክብርን ተባሂሉ ተሓቢኡሉ እዩ። ናይ ጋዜጠኛታት laptop hack ምግባር እውን እቲ ኣብቲ ትካል ባዕለይ ዝገጥመኒ ዝነበረ ፀገም እዩ። ፀላኢ ድዩ ካብ ውሽጢ እቲ ትካል እስካብ ሐዚ ኣይፈልጥን። ካብቲ ትካል ምስወፃእኹ ግን ዝገጠመኒ ፀገም የለን።
ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ጋዜጠኛታት ድምፆም ከይስማዕ ሳተላይትን ፌስቡክን ምዕፃው ልዕሊ ገበን እዩ።
ኣብዚ ሰሙን ስፍሕ ዝበለ መደብ ኣብዚ ጉዳይ ክህልወና እዩ ።
እቲ ዝተኣገደ ቅሬቶኦም ኣብ Zara Media Network YouTube ተኸታተሉ ድሕሪ 10 ደቂቓ ተኸታተሉ። ድምፆም ስምዑዎም።
318 views21:15