የሰርጥ አድራሻ:
ምድቦች:
ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች:
24.94K
የሰርጥ መግለጫ
For any Information related Things @Ch29Bot
Ratings & Reviews
Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.
5 stars
0
4 stars
1
3 stars
1
2 stars
1
1 stars
0
የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 4
2023-05-14 15:45:17
"ጌታቸው ብውድብና ኣይተመረፀን።መጀመሪያ ኣነ እየ ተመሪፀ። ምስተመረፅኩ ንኣብዪ ደዊለሉ። ሓዱሽ ገፅ እየ ዝደሊ ኢሉኒ። ሓዱሽ ሰብ ክነምሮፅ ንሕና ከም ውድብ ፕሮፖዛል ሒዝና ቀሪብና። ደሓር ጌታቸው ብፀቢብ ድምፂ በሊፁዎ። ሓዱሽ ገፅ እየ ዝደሊ ስለዝበለና ኣብይ ኣይቅበሎን ዝብል እምነት ነይሩና። ከምታ ዝረኣኹምዋ ተባሪዓ። ፕረዚዳንት ኮይኑ። ሐዚ ንኣና ኣየማኽረናን። ኣግሊልና እዩ። ዝሓዝካ ሒዝካ ናብ ካቢኔ ጉያ እያ ዘላ። ናይ ሓባር ኮሜቴ ይሃሉ ኢልናዮ። ኣይሰምዕን ኢሉ። ህወሓት ዝበሃል ስሙ ከይለዓል እዩ ዝግበር ዘሎ። እዚኣ ቃልሲ ተድልያ እያ። ውድብ ገዲፍካ ዝበሃል የለን።
ዋእ.. ከመይ ኢሉ ህወሓት ዘየብሉ ስራሕ ይስራሕ!? "
ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ትማሊ ኣብ ከተማ ሽረ ምስካድረታት ዝገበሮ ኣኼባ እዩ።
via Tsegay Gebremedhin
7.9K viewsEltigre, edited 12:45
2023-05-13 20:24:56
ትግራይ ገና ብ ወረዳ ክመቓቕልዋ እዮም!
9.0K viewsEltigre, 17:24
2023-05-13 16:16:32
ትግራይ ንኦሮሞ ሓይሊ ሚዛን መሐለዊ እያ ኮይና ዘላ።
2.1K viewsEltigre, 13:16
2023-05-13 15:10:52
ህወሓት ክትድመር ዶ ይኸውን!?
just curious ...
3.0K viewsEltigre, 12:10
2023-05-13 15:05:44
ምሉእ ደብዳቤ!
3.1K viewsEltigre, 12:05
2023-05-13 12:57:31
አዲስ መረጃ ደቡብ ትግራይ
በደቡብ ትግራይ የሚገኙ አከባቢዎችን የተቆጣጠሩ የአማራ ሃይሎች ከአከባቢው እንደማይወጡ ማረጋገጫ ተሰጣቸው።
ማረጋገጫው የተሰጣቸው በጄነራል አብርሃም ነው። ጀነራል አብርሃም የ6ተኛ እዝ ሃላፊ ሲሆን ጨርጨርን፣አላማጣን፣ራያ አላማጣን ፣ኮረምን እና ኦፍላን በበላይነት የሚቆጣጠር ነው።
ትናንት ግንቦት 4/2015 ዓ/ም በአላማጣ ከተማ በከንቲባው ሃይሉ አበራ በተመራ ስብሰባ ላይ ጄነራል አብርሃም ተገኝቶ ነበር።
በስብሰባው ከንቲባው ሃይሉ አበራ በጄነራሉ ይሁንታ እና ፍቃድ ማንም ሃይል ይሁን ተፈናቃይ ከትግራይ አይመጣም ፣ቢመጣም ልክ እናስገባዋለን ሲል ተደምጧል።ከዚህ በተጨማሪ ጄነራሉ የሃይሉ አበራ አስተዳደር በነገው እለት ግንቦት 6/2015ዓ/ም ስለማዊ ሰልፍ እንዲያካሂዱ ፍቃድ ሰጥቷቸዋል።
በሰላማዊ ሰልፉም የማንነት ጥያቄያችን በአስቸኳይ ይመለስልን፣በጀታችን ከአማራ ክልል በአስቸኳይ ይለቀቅልን የሚሉ እንደሆኑ ለማወቅ ተችልዋል።
Desiye Ashenafi
4.1K viewsEltigre, 09:57
2023-05-13 11:37:48
#ህወሓት ተነፂጉ፡
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ውድብ ህወሓት ኣብ ምህዳር ፖለቲካ ኢትዮጵያን ትግራይን ክንቀሳቀስ እንተኮይኑ ከም ብሓድሽ ከምዝገብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ ኣሎ።
ድሕሪ ምዝገባ እውን እቲ ቦርድ እንተኣሚንሉ ጥራሕ ኣፍልጦ ከምዝወሃቦ ወሲኹ ኣፍሊጡ ኣሎ።
#ውድብ ህወሓት ዳግም ሕጋዊ ሰውነተይ ይመለሰለይ ከምኡ እውን ብሽመይ ተመዝጊቡ ዝነበረ ገንዘብን ንብረትን ይመለሰለይ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ተነፂጉ ኣሎ።
Chekole Alemu Berhe
4.7K viewsEltigre, 08:37
2023-05-13 09:24:09
ካብ ትማሊ 10:30 ሰዓት ጀሚሩ ን ኣስታት 16 ሰዓታት ኔትወርክ ጠፊኡ ኔሩ ሕጂ ተመሊሱ ።
5.2K viewsEltigre, 06:24
2023-05-12 20:54:18
ትግራይ!!
ናይ ቴሌኮም ግልጋሎት (ፊክስድ ላይን፣ ሞባይል ኔትዎርክን ዳታን) ተቋሪፁ ኣሎ። ምኽንያቱ ዝምልከት፡ ክሳብ ሕዚ ኣይተፈለጠን።
6.6K viewsEltigre, 17:54
2023-05-12 07:55:04
ዕዳጋ ሲሚንቶ መቐለ ኣብ ነጋዶ ንኹንታል
ትማሊ = 1700 ብር
ሎሚ = 3300 ብር
ናይ ፋብሪካ ዋጋ = 650 ብር / ኩንታል ።
ትርፊ = 5 ዕፅፊ
ብዝኾነ ሓደጋ ኣለዎ
7.7K viewsEltigre, 04:55