የሰርጥ አድራሻ:
ምድቦች:
ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች:
24.94K
የሰርጥ መግለጫ
For any Information related Things @Ch29Bot
Ratings & Reviews
Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.
5 stars
0
4 stars
1
3 stars
1
2 stars
1
1 stars
0
የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 8
2023-04-17 23:10:22
ብዛዕባ በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ካብ ዝደልዮን ዝፅበዮን ንላዕሊ ብዙሕ info በፂሑኒ : ካብ መበገሲ ሃፍቱ ጀሚሩ እስካብ ዘለዎ ኮኔክሽንን ቢዝነስን።well i can tell he is a big fish ... አነፃፂረ ድማ ካብቲ ሕማቅ ንላዕሊ ትፅቡቕ ስለዝተርኣየኒ ብዙሕ ንዘይምፅሓፍ ወሲነ..
ሓንቲ ነገር ግን ክብል ይፎቱ... አብ ትሕቲኡ ዘለው ሰራሕተኛታት ን ክልተ ዓመት ደሞዝ አይተኸፈሎምን : ከምዝኸሰረን ከምዘይኸፍሎምን እውን ነጊርዎም ከይባረሩ ፈሪሖም ሱቕ ከምዝበሉ ፈሊጠ አለኹ...
እሞስ ዘርኡ ሓውና ንሰራሕተኛታትካውን ረኣዮም ንምባል ኡ
አድላዪ ተኾይኑ ናረኣና ንውስኽ...
2.2K views TIGRAY , edited 20:10
2023-04-17 21:36:04
"በይዛኻ ልኣነ" ይብልራየታይ!!
መንገሻ ረዳኢ ፀላኢኻ ይንባዕ ጠቃኒኻ ክሳዱ ይሰበር::
ባንዳታትትግራይ ሽሙ ከጥፍኡ "ባንዳ ኮይኑ" ኢሎም ብሓሶት ዝጠቀኑዎ ኣያና ኣቦ ባህሊ ድምፃዊ መንገሻ ረዳኢ ብሰንኪ ፀለመ መድርኽ ሓሪሙዎ ብዘይግቡእ ጠቐነ ሽሚ ጠፊኡ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ኣብ ብዓል ፋሽጋ ንተመዛበልቲ ራያ ኣላማጣ ኣብ ተገበረ መድርኽ ትረኺቢ ክነብዕ ውዒሉ:: የሕዝን:: ከምቲ ኣምሓሩ ዝብሉዎ ጅግና እናሃለው ባንዳታትብመልሓሶም ዝዕብልሉ ኩኑታት እዩ ትፈጢሩ::
"እምየኢትዮጵያ ሞኝ ነሽተላላ
የሞተልሽሳለ የገደለሽ በላ....!!"
እዩ ኮይኑዋ ንመንገሻ ረዳኢ::
ብሓቂ ነውሪን ዘይግባእን:: ግን ኣንጭዋ ክልተ ዓንኬል ዝኾነ ካድረ ነውሪ ኣይፈልጥን እሞ ሽሙ ክጠፍእ እዩ ፀኒሑ:: እሞድሞ ንሽዋ ኢዱ ሂቡ ዝበንደደ ካድረን መግስቲን ኣብ ዘለዎ መዋእል ንመንገሻ ረዳኢ ወዲ 80 ዝይተጋደለ ኢሉ ሽም ዘፀልም ወደል ኣብ ዘለሉ ዓዲ? ብሓቂ የሕዝን::
እቲ ዘገርም እቶም ንሽማግለንዓቕሙ ዝደኸመን መንገሻ ረዳኢ ንበረኻወፂኡ ስለዘይተጋደለ በንዲዱ እዩ ኢሎም ሽሙ ዘጥፍኡ ዘለው ንባዕሎም ኣብ ገዚ ትሓቢኦም ከም መርዓት ዝቅለቡ ዝነበሩን ገሊኦም ድማ ከምዪሁዳ ኣብ ክሕደት ዝነበሩን ሙኻኖም እዩ::
መንገሻ ክሳድ ዝስብር ታሪኽ የብልኻን, ዝሕንዝሕ ዘንብዕ ምኽንያትየብልኻን:: ሕፍረት ነቶም መጥፈእቲ ሽምካዝኾኑ ከዳዓት ባንዳታት:: ክብሪ ንዓኻ!!!!
ኩላትና ኣብ ጎኒ እዚ ሓቦኛን ጅግናን ኣያና መንገሻ ረዳኢ ጠጠው ንበል::
Mickey Raya
3.6K views TIGRAY , 18:36
2023-04-17 21:03:01
ብዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ(ሆቴል ኖርዘርን ስታር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ መቐለን ካልኦት ከተማታትን ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢታት ንዝርከቡ ንልዕሊ 17,500 ተመዛበልቲ ወገናት እንግዶት ምሳሕ ከምዝገበረን ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ማእኸላት ንዘለው ወገናት ናብ መረበቶም ምስ ተመለሱ ንዳግመ መጣየሺ ዝውዕል 15 ሚልዮን ብር ከም ዝሕግዙ ቃል ከምዝኣተወን…
3.9K views TIGRAY , edited 18:03
2023-04-17 19:25:53
መቐለ የጎዳና ላይ ኢፍጣር
4.9K views TIGRAY , 16:25
2023-04-17 17:33:05
ተጨማሪ መረጃ፡ የሱዳን ሉዓላዊ ምክር ቤት ፕርዝዳንቱ ሌ/ጀነራል ዐብዱልፈታህ አል ቡርሃን ከፈጥኖ ደራሽ ልዩ ኃይሉ የሚያደርጉትን ፍልሚያ በርግጠኝነት እንደሚያሸንፉ ለስካይ ኒውስ ተናግረዋል። አል ቡርሃን በጦርነቱ አሸናፊነት ርግጠኛ ቢሆኑም ለድርድር ዝግጁ መሆናቸውንም አያይዘው ተናግረዋል። ሁሉም ጦርነት የሚቋጨው በድርድር መሆኑን የገለጹት አል ቡርሃን፣ ተፋላሚህ በምርኮ ቢያዝ እንኳን ድርድር የማይቀር ነው ብለዋል።
የሱዳን ኃይሎች እያካሄዱት በሚገኘው የእርስ በእርስ ጦርነት ወደ አንድ መቶ የሚጠጉ ንጹሐን መቀጠፋቸው ተነግሯል። አንደኛው ተፋላሚ መሐመድ ሐማዳን ዳጋሎ (ሔሜቲ) በበኩላቸው ከአል ቡርሃን ጋር የገጠምነው ጦርነት ‹‹ለዴሞክራሲ የሚከፈል ነው›› ብለዋል፡፡ ዳጋሎ በትዊተር ገጻቸው ላይ ዛሬ እኩለ ቀን ባሰፈሩት ጽሑፍ፤ በአክራሪነት በከሰሷቸው አል ቡርሃን ላይ ዓለም አቀፉ ማኅበረሰብ ርምጃ እንዲወስድ ጥሪ አቅርበዋል፡፡
5.5K views TIGRAY , 14:33
2023-04-17 17:32:24
ትግራይ...
ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ጎደና መቐለ ንዝገብሩዎ ናይ ኢፍጣር ፕሮግራም ምድላዉ
የእስልምና እምነት ተከታዮች በ መቐለ ጎደና ለሚያደርጉት የኢፍጣር ፕሮግራም ዝግጅት
Robel Hayelom
5.3K views TIGRAY , 14:32
2023-04-16 21:23:19
ትግራዋይ መሆን እንዴት ደስ ይላል ሚለው ስር Dislike ያደረጉት እንደዚህ ዶሮ ዝንጅብል እጆች መሆናቸውን አረጋግጫለው!...
Anyhu ትግራይ forever
4.9K views TIGRAY , edited 18:23
2023-04-16 20:51:14
ትግራዋይ መሆን ግን እንዴት ደስ ይላል
5.3K views TIGRAY , 17:51
2023-04-16 17:55:03
ትግራይ፡- ሎሚ -ፅባሕ፡
⓵➛ ሎሚ ዓብዪ ኣውደኣመት እዩ፡ ኩሉ ትግራዋይ በታ ዝረኸባ የኽብሮ ኣሎ። ሰናይ በዓል።
⓶➛ካብ ፅባሕ ሶኒ ጀሚሩ ናይ TDF ቀሊል ዕጥቂ ከምዝርከብ (ከምዝፍታሕ) ብቶሾመ ቶጋ ዝምራሕ ኮሚሽን ኣፍሊጡ ኣሎ። ኣምሓሩ ከዓ ሕድሕድ መንእሰይ (ብፍላይ ሰሜን + ደቡብን ጎንደርን ጎጃምን) ናብ ምዕራብ ትግራይ እንዳወሰዱ መሬት ይሽንሽኑዎ ኣለዉ። እዙይ ዕጥቂ ምፍታሕን ምምላስ ምዕራብ ትግራይ ናብ በዓል ዋንኡን ጎናጎኒ እንተዘይተኻይዱ ደሓር ሓደገኛ እዩ። Barbarians ሸፋቱ ጭራሮ ሒዝካ ኣይተልቅቖምን። ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዙይ ሕሰበሉ።
⓷➛ ኣብ ሱዳን ሕማቕ ጎንፂ ተወሊዑ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ብዙሕ ህዝቢ ኣለና። ሰራዊት እውን ኣለና። ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዙይ ብፍሉይ ጥንቃቐ ክከታተሎ ኣለዎ።
ብሩኽ መዓልቲ!
Geez cryptic
6.2K views TIGRAY , 14:55