Get Mystery Box with random crypto!

CHANNEL 29

የቴሌግራም ቻናል አርማ channel29news — CHANNEL 29 C
የቴሌግራም ቻናል አርማ channel29news — CHANNEL 29
የሰርጥ አድራሻ: @channel29news
ምድቦች: ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 24.94K
የሰርጥ መግለጫ

For any Information related Things @Ch29Bot

Ratings & Reviews

3.00

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

1

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 262

2022-07-16 18:57:25
ከምዚ ዝመሰሉ ቀልድታት ንምንባብ ናብ 8234 Ok ኢልኩም ለኣኹ

ዝብላዕን ዝለሓስን ንዝሰኣነ ህዝቢ እዙይ ቀልዲ እዩ
6.5K views15:57
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-16 18:52:46
This is not IDP camp, this is a concentration camp. What IDP camp takes away people identification cards & forbids them to leave. They are not allowed to purchase food. Does this sound like IDP camp, this is false imprisonment & tactics that follow with detention centers!?

#Eden
6.4K views15:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-16 18:44:57 ሓበሬታ ብዛዕባ ግልጋሎት #ቴሌኮም ኣብ ትግራይ፦

ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ ቴሌኮም መሰረተልምዓት ተሰሪሑ (ዝፅገን ተጸጊኑ) ብክልተ መማረጺታት ግልጋሎት ንምሃብ ቅሩብ ካብ ዝኸውን ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣሕሊፉ እዩ።
(ኣብ ትግራይ ዝሰርሑ ናይ ቐረባ ሰብሙያ ምሕታት ይከኣል እዩ)

ቀዳማይን ዝሐሸን መማረፂ መንግስቲ ትግራይ ንተገልገልቲ ሓዱሽ ናይ ትግራይ ሲምካርድ ሸይጡ ግልጋሎት ምጅማር። (ትግራይ ቴሌኮም) ካብ ናይ ኢትዮጵያ ርጠብና ኢልካ ለመና ዝገላግለና መፍትሒ እውን ነይሩ።

ካልኣይ መማረፂ በቲ ዝነበረ ሲም ቁጽሪ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ጥራሕ ክፍቲ ገይርካ ግዝያዊ ግልጋሎት ምሃብ ይከኣል እዩ።

ይኹን እምበር ናይ መንግስቲ ትግራይ ፖለቲካዊ ውሳነ ስለዘድልዮ ክሳብ ሎሚ ግልጋሎት ኣይሃበን። መንግስቲ ትግራይ ስለዘይወሰነ። (ክውገኑ ዝግበኦም ዘይወገኖም ናይ ድሕሪ ኲናት ማሕበራዊ ዋኒናት ክሳብ ዝውግን መሲሉና ነይሩ)

ይኹንደኣ'ምበር እቲ ዝዓበየ ምኽንያት ሲም ካርድ ዓዲግና እንተእቲና ምስ ጦብያ ዝህልወና ርክብ ክብጠስ ስለዝኾነ ክኸውን ናይ ምዃን ዕድሉ ሰፊሕ እዩ። ዝተወገነ ኾነ ዝተጀመረ ዋኒን ስለዘየለ።

ከም ጋሪ ናብ ሓደ ኣንፈት ጥራይ ዝርእይ መርሕነትና ናበይ ይመርሐና ኣሎ!? ፈጣሪ ይፈልጥ።

እቲ ሀዚ ዘሎ ኩነታት ዝፈልጡ መራሒት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ግልጋሎት ክንከፍት ኢና ኢሎም ብምውራይ ዲፕሎማስያዊ ትርፊ ክረኽቡ ይጓየዩ'ለዉ።

መሪሕቲ ጦብያ እንተለቒቖምልና ድማ ኢትዮጵያ እውን ካብ ትግራይ ብ'ትእክቦ ናይ ቴሌኮም እቶት ኣቢላ ዳግም ክትጭፍጭፈና ትኸውን!!

Tsegay Gebremedhin
6.3K views15:44
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-16 17:52:21
6.5K views14:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ