Get Mystery Box with random crypto!

CHANNEL 29

የቴሌግራም ቻናል አርማ channel29news — CHANNEL 29 C
የቴሌግራም ቻናል አርማ channel29news — CHANNEL 29
የሰርጥ አድራሻ: @channel29news
ምድቦች: ፖለቲካ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 24.94K
የሰርጥ መግለጫ

For any Information related Things @Ch29Bot

Ratings & Reviews

3.00

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

1

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 10

2023-04-14 21:11:41
እንደ ጦስ አሞራ ቢጮሁ ቢያጓሩ
4ኪሎ አይገኝ ተጠርቅሟል በሩ

አትንከባለዪ...
6.1K views TIGRAY , 18:11
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 21:08:10 ትፈልጡ ዶ

ሃይማኖት ኣብ ሂዎትና ዝለዓለ ጥቕሚ ኣለዎ እዩ ኢሎም ዝሓስቡ Top 7 ሃገራት (ካብ ዓለም).
Ethiopia : 98%
Senegal : 97%
Indonesia : 95%
Uganda : 95%.
Pakistan : 93%
Burki Nafso : 92%
Tanzania : 90%

ሃይማኖት ኣብ ሂዎትና ምንም ጥቕሚ የብሉን ዝብላ ሃገራት Top 7 ድማ ; እቲ Percent ናይ ዝኣምኑ እዩ ::

China : 3%
Japan : 11%
France : 14%
Australia : 18%
South Korea : 19%
Russia : 19%
UK : 21%

ኣበይ እዩ ሰብ ብሂዎቱ እንዳሃለወ ዝቃ-ፀል: ዝሕ-ረድ ዝስቀልን: ኣበይ እዩ ጀኖሳይድ ዝድገፍ? ኣበይ ስርቕን ሕሶትን ዘሎ? ኣበይ እዩ ጨካን ን ኩፉእ ሰብን ዘለዎ? ክንደይ ኢለ ክዝርዝሮ ወስኽሉ .. ኣብተን ላዕለዎት ወይስ ታሕተዎት ጉጅለ .
እሞሲ ካብዚ ልጣፍ ታይ ክንምሃር ንኽእል .

About Israel: 65% are atheists (Based on a survey-based study in 2015, imagine in 2023). Most people don't know this.

Birhane perspective
6.1K views TIGRAY , 18:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 20:41:24 ኣብ ትግራይ ''ምስ ጸላኢ ምትሕብባር'' ብዝብል በቲ ኩነታት ተኣሲሮም ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ወገናትና ካብ ናጋ ጀሚሮም ክፍትሑ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ወሲኑ ኣሎ።

Tsegazeab Abugida
6.2K views TIGRAY , 17:41
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 19:01:24 #inbox

ዝናቡ ደምሴ (ዝናቡ ራያ) የተባለ ግለሰብ በዛሬው እለት በአላማጣ ከተማ አደባባዩ ላይ አንድ ከኦፍላ ወረዳ የመጣ ልጅ በጥይት አቁስሏል።

ዝናቡ ራያ ሸቀጣሸቀጥ ጭኖ ወደ መቐለ የሚያልፍ ተሽከርካሪን የከተማዋ አደባባይ ላይ ቀረጥ ለማስቀረጥ ሲሞክር መኪናው ኬላውን ረግጦ በማምለጡ የተኮሰው ጥይት ንጉስ ካልኣዩ የተባለ ልጅ ግራ ደርቱን በመምታት አቁስሏል።

ንጉስ ካልኣዩ አላማጣ ሆስፒታል ይገኛል።

Desiye ashenafi
6.6K views TIGRAY , 16:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 17:21:08 ከይዲ ፍርዲ እየሱስ ክርስቶስ ( The trial of jesus Christ)
።።።።
ኣብ መፅሓፍ ኦሪት ንዓለም ዘድሕን ሉኡኽ እግዚኣብሄር ክመፅእ እዩ ዝብል ትምቢት ነበረ። እየሱስ እዚ ይፈልጥ ነይሩ። እየሱስ ሚያዝያ / 33 ዓ/ም ካብ ገሊላ ኣብ ዝባን ኣድጊ ተወጢሑ ናብ እየሩሳሌም ኣተወ። ውሑዳት ግን ብጣዕሚ ውፉያት ሰዓብቲ ኣኸቲሉ ነይሩ።

እየሰሩሳሌም ምስ ኣተወ
" ኣነ ወዲ እግዚኣብሄር እየ፣ ንሓጥያትኩም ይስሪ እየ፣ ንሕሙማት ይፍውስ ፣ ካብ እግዚኣብሄር ዝተለኣኽኩ እየ" እናበለ ምስባኽ ጀመረ።ቀፂሉ እውን በቲ እዋን ክቡር ናብ ዝነበረ ሃይማኖታዊ ቤተመቕደስ ( Temple) ኣይሁድ ኣተወ። ኣብቲ ዙርያ ቤተ መቕደስ ዝተፈላለዩ ቅርስታት፣ ናብ ቤተመቕደስ ንምእታው መንፅሂ ማይ ኣሕፂቦም ገንዘብ ዝቕበሉ ኣቕሽቲ፣ ዕዳጋ ዝገብሩ ነጋዶ ነይሮም። እየሱስ ኣብ ልዕሊ እዚኦም ተቖጠዐ። ነቶም ቅርስታት እናፍረሰ ምድርባይ ጀመረ፣ ነቶም ገንዘብ ዘቀባብሉ ስራሕ ሰይጣን ሰሪሕኹም ብምባል ነቲ ዕዳጋ ኣፈራረሶ።

ብተግባሩ ዝተቖጥዑ ኣቕሽቲ ኣይሁድ ድማ ክእልሽዎ ጀሚሮም።

ለይቲ ሓሙስ ብጥቆማ ሓደ ሰዓቢኡ ተትሓዘ።
ምስ ተትሓዘ ፈለማ ናብ ናይ ኣይሁድ መራሕቲ ንፍርዲ ቀረበ።

ዝቐረብሉ ክሲታት ድማ

1) ቤተ መቕደስ ኣፍሪሱ
2) ካብ ሓጥያት ከም ዘድሕን ፣ መንግስቲ እግዚኣብሄር ከም ዘምፅእ ሰቢኹ ( Crime of blasphimy)
3) ንጉስ እየ ብምባል ናዕቢ ኣለዓዒሉ

ዝብሉ ክሲታት ነበሩ። እዞም ክሲታት ብፍላይ ኣብ ቁፅሪ 2+ ዝተጠቐሰ ክሲ ብሕጊ ኣይሁድ ክሳብ ሞት የቕፅዕ ነይሩ።

በቲ ሽዑ ጊዜ ዝለዓለ ስልጣን ዝነበሮ ናይ ኣይሁድ መራሒ ካያፋስ (Caiaphas) ነቶም ክሲታት ክሰምዕ ጀመረ። እየሱስ ቅዱስ ስፍራ ከም ዘፍረሰ ብምስክር ዘረጋገፀ እንትኸውን፣ "ካብ ሓጥያት ተንፅህ ወዲ እግዚኣብሄር ድኻ?" ዝብል ሕቶ ዝቐረበሉ እየሱስ እወ ስለ ዝበለ ነቲ ገበን ከም ምእማን ተቖፀረ። እዚ ተግባር ድማ በቲ ሽዑ ዝነበረ ሕጎም ሞት የቕፅዕ ስለ ዝነበረ ናይ ሞት ፍርዲ ተሓላለፈ።

ይኹን እምበር ሽዑ ምድረ አይሁድ ብሮማውያን ትግዛእ ስለ ዝነበረት መራሕቲ ኣይሁድ ቅፅዓት ሞት ናይ ምፍፃም ስልጣን ኣይነበሮምን። ስለዚ ጉዳይ እየሱስ ናብ ናይ ሮማ ተወካሊ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ጲላጦስ ተወሰደ። ጲላጦስ ድማ ጉዳይ እየሱስ ብመንፅር ሕጊ ሮማ ክዳንዮ ጀመረ። ካብተን ዝቐረባሉ ቤተመቕደስ ደፊሩ፣ ካብ ሓጥያት የድሕን እየ ኢሉ ዝብላ ክሲታት ንሕጊ ኣይሁድ እምበር ንሕጊ ሮማ ዝቃረን ኮይኑ ስለዘይረኸቦ ሸለል ኢሉ ሓሊፍዎ። ከሰስቱ እውን እዚ ስለ ዝፈልጡ "ንጉስ እየ ብምባል መንግስቲ ንምፍራስ ናዕቢ ኣለዓዒሉ" ዝብል ክሲ እዮም ኣጉሊሆም ኣቕሪቦምሉ። ጲላጦስ እዚ ክሲ ንመንግስትነት ሮማ ሓደጋ ስለ ዝኾነ ክሲ ምስማዕ ቀፀለ።

ጲላጦስ ንእየሱስ
"ንጉስ ዲኻ ?" ኢሉ ምስ ሓተቶ እየሱስ ድማ " ሰማያዊ ንጉስ እምበር ምድራዊ ኣይኮንኩን" በለ። ሽዑ ጲላጦስ ዘረባ እየሱስ ንምድራዊ ንግስና ሮማ ከምዘይቃረን ደምደመ።ናዕቢ ዝምልከት እውን እየሱስ ወታደራዊ ወይ ዓማፂ ሓይሊ ከምዘይብሉ ስለ ዘረጋገፀ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰብኣይ "ገበን ኣይረኸብኩሉን" ዝብል ውሳነ ኣሕለፈ።

ይኹን እምበር ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ተወዲቦም ዝመፁ ኣብቲ መጋባእያ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ብዕስለ ይሰቐል፣ ይሰቐል እናበሉ ሆ በሉ። ጲላጦስ ህዝባዊ ናዕቢ ከይለዓል ስግኣት ስለ ዝሓደሮ፣ ከምኡ እውን ምስ መራሕቲ ኣይሁድ ክጓነፅ ስለዘይደለየ ዝደለኹም ግበርዎ ኢሉ ንእየሱስ ኣረከቦም። ብድሕሪኡ ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሖም ሰቐልዎ።

እየሱስ ክርስቶስ ንዝቐረቡሉ ክሲታት ክከላኸል ብዙሕ ድሌት ኣይነበሮን። ዝህቦም ዝነበሩ መልሲታት እውን ውሑድን ቁጡብን እዩ ነይሩ። ሕጊታት ኣይሁድ ከም ዝጠሓሰ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነይሩ፣ ክሃድም ወይ ከምልጥ ግና ድሌት ኣይነበሮን። እየሱስ ካብ ልቡ ወዲ እግዚኣብሄር እየ ኢሉ ይኣምን ስለ ዝነበረ ፍርሒ ኣይነበሮን። ተግባራቱ ሳዕቤኖም ስለ ዝፈልጥ ክቕተል ከም ዝኽእል ኣቐዲሙ ንደቂመዛሙርቱ ነጊርዎም እዩ።

ብዙሓት ፀሓፍቲ ታሪኽ " The only responsible for the death of jesus is him self" ዝብል ሞጎት የቕርቡ እዮም።

ኣይሁዳውያን እየሱስ ክርስቶስ ብምስቃል ተወንጂሎም ክሳብ ቀረባ እዋን ብዙሕ ስቓይ፣ መቕተልቲ በፂሕዎም እዩ። ይኹን እምበር በቲ ሽዑ ጊዜ ዝለዓለ ስልጣን ዝነበሮም ሮማውያን ስለ ዝነበሩ ሞት ክርስቶስ ጠጠው ከብሉ ይኽእሉ ነይሮም። ተሓተትቲ ሞቱ ሮማውያን እናሃለው ሙሉእ ብሙሉእ ንኣይሁዳውያን ዝተውሃበሉ ምኽንያት ካብ ኣፀሓሕፋ "መፅሓፍ ቅዱስ" ዝብገስ እዩ ዝብሉ ሞጎትቲ ኣለው። መፅሓፍ ቅዱስ ድሕሪ ሞት ክርስቶስ 200 ዓመት ዝተፀሓፈ እንትኸውን ፀሓፍቲ ናይቲ መፅሓፍ ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ሮማውያን ስለ ዝነበሩ ንሮማውያን ደፊሮም ገበኖም ከውፅኡን ሓቂ ክፅሕፉን ድፍረት ኣይነበሮምን ዝብሉ ሞጎትቲ ኣለው።
።።።።።

ብሓፈሻ እየሱስ ሰብ እዩ ነይሩ ( ባዕሉ ዘቕርቦ መንፈሳዊ ምኽንያት ከም ዘሎ ኮይኑ)። ዝቐረብሉ ክሲታት እውን በቲ እዋን ንዝነበረ ሕጊ ኣይሁድ ስለዝጠሓሰ እምበር ዝተፈለየ ኣይነበረን። ንሕጊን ስልጣንን ኣብቲ ሽዑ ጊዜ ዝነበሩ ገዛእቲ ሓደጋ ስለዝኾነ ተፈሪዱ። ብተመሳሳሊ መንገዲ ብዙሓት ሰባት ተሰቒሎም እዮም። ናይ እየሱስ ክርስቶስ ፍሉይ ዝገብሮ ንሕጊ ኣይሁድ ( Status qou ) ኣፍሪሱ ንሱ ብዝኣምነሉ ስርዓትን ሕጊን ሱር በቆስ ለውጢ ( revolution) ንምምፃእ ስለ ዝሰበኸ እዩ። ብእዋኑ ሓሳባት ክርስቶስ ብጣዕሚ ሰጎምቲ ( revolutionary) እዮም ነይሮም። ንዓለም እውን ቀይሮም እዮም። ክሳብ ሎሚ ድማ ብፍላይ ኣብ ከም ትግራይ ዝበሉ ዓዲታት ከቢድ ፅልዋ ኣለዎም። ሓሳባት እየሱስን ደሓር ዝመፁ ተወሰኽቲ ፅውፅዋያትን ንህዝቢ ትግራይ ኣደንዚዞም ብዙሕ ውድቀት፣ ድኽነት፣ ድሕረት ኣስዒቦም እዮም። ካብዚ ንላዕሊ ህዝቢ ከደንዝዙ ክንፈቅድ የብልናን።

አብ Fb ዝረኸብክዎ..(ሓደ Tigrayan lawyer ዝፀሓፎ)
6.8K views TIGRAY , edited  14:21
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 17:18:38 #updates

ትማሊ ዳግም ናብ ኣላማጣ ዝኣተዉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ካብ ጣና ብርጌድ ዝመፁ ምኻኖም ተፈሊጡ ኣሎ።

በዝሖም 180 ምኻኑ፣ፖላዊስ እቲ ክልል ተባሂሎም ናብታ ከተማ ከምዝተመደቡን ዛጊድ ናይ ፍሉይ ሓይሊ ዩኒፎርሞም ክቕይሩ ይሸባሸቡ ምህላዎም ኣረጋጊፀ ኣለኹ።

በዚይ መሰረት 80 ንናይ ከተማ ወረዳታት ብፖሊስነት ከገልግሉ እቶም 100 ድማ ናብ ናይ ገጠር ወረዳ(ራያ አላማጣ )ተመዲቦም ኣለው።

እዞም ዕጡቓት ተማሊ ጥራሕ ን5 ሰላማዊ ሰባት ቀጥቂጦም ኣሲሮም እዮም።

ኣብ ከተማ አለማጣ
1.በርሀ ካህሳይ (ሱሓባው ዙቢራ)ን
2.ብሻው ካሳውን ይበሃሉ።

ኣብ ራያ ኣላማጣ ድማ
1.መንገሻ ሙለታ
2.አባተ ስዩም
3.ሃይሌ ወዳጆ እዮም።

Desiye Ashenafi
6.4K views TIGRAY , 14:18
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 16:46:49 ፎርጅድ ቅርሺ ( Counterfeit Cash) ኣብ ትግራይ

ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ብዙሓት መጭበርበርቲ ቅርሺ ባዕሎም ሰሪሖም(Forged money) ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ን ገጠራት ትግራይን ጥሪታት ካብ ሓረስቶት እንዓደጉ ነቲ ሓረስታይ ኣብታ ዘየብሉ ይጉሕጉሕዎ ኣለዉ :: ኩላትና ክንርድኦ ዘሎና ለይባ :መጭበርበሪ ኩሉ ቦታ ን ኣብ ዝኾነ ግዜ ግዜን ኣሎ እዩ:: ስለዚ ናብቲ ፍታሕ ክኾን ይኽእል እዩ ዝብሎ ጥራሕ ብቀጠታ ክኣቱ::

ሀ): ኣብ ዝግበሩ ናይ እንስሳ ዕዳጋ, ሓደ ናይ መግስቲ ትካል ተዝህሉ እሞ ( Forged money check ዝገብር), እቲ ዓዳጋይን ሸያጣይን ምስተስማዕምዑ ናብቲ ኣብኡ ኣብ ቀረቦም (ኣብቲ መሸጥ እንስሳ ) ዘሎ office ይኸዱ እሞ ገንዘብ ኣብኡ check ይግበር:: ብፍላይ ንኽንደይ ሓረስቶት መድሐኑ :: እቲ ኣብኡ ዝሰርሕ ሕጋዊ ኣካል ድማ ናይ ስርሑ ዝተወሰነ ገንዘብ ይወስድ( service fee ) ማለት እዩ:: ብኸምዚ መንግስቲ, ህዝቡን ንባዕሉን ካብ Forged ቅርሺ ክከላኸል ይኽእል :: እዚ ጉዑዙይ ተግባር ንግለሰባትን ኢሉ እዉን ንሓንቲ ዓዲ ምዕባለ ዝሃሲ ስለዝኾነ::.

ለ): ካልእ መፍትሒ ድማ ናይቲ ቅርሺ ሲርያል ቁፅሪ(Seriel number) ብደንቢ ረኣይዎ, match ይገብር ዶ ኣይገብርን::
ብስሩ ኸ ኣብቲ ትቕበልዎ ዘሎኩም ብዝሕ ዝበለ ቅርሺ ( In cash) ኮፒ ዝተገበረ ኩሉ ማዕረ serial number ዘለዎ ድዩ ወይስ ነኒ በይኑ እዩ እዚ እዉን አረጋግፅዎ:: Forged ቅርሺ እቶም ቁጽርታት (ናይቲ seriel number) ማዕረ ዝኾነ ምፍንታት ( Even spacing ) ዘይክህልዎም ይኽእል :: ብተወሳኺ እዉን ቐጥ ኢሉ ተር ዝበለ ( perfect alignment in a row) ዘይክህልዎ ስለዝኽእል ኣብዚ ብዕቱብ ምስትዉዓል የድሊ::

ሐ): ሓደ ሓደ ግዜ ብዓይንኩም ርኢኹም ትፈልጥዎ ነገር እዉን ክኸዉን ይኽእል :: ዕቱብ ዝኾነ ምስትዉዓል ክትገብሩ ይግባእ :: ናይ ሕብሪ ምቕያር : ናይ ፅሑፋት ጌጋ, ፅሑፋት ምግዳም (ወይ መስመሩ ዘይምሕላው.. ወዘተ ). ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክትጠራጠርዎ ከሎኹም ዘይምቕባል :: እቲ Cash ዝህበኩም ዘሎ ሰብ ግድን መታለሊ ዘይክኾን ይኽእል ንባዕሉ ተታሊሉ ከይፈለጠ እዉን forged ቅርሺ ክህበኩም ይኽእል::

መ): ናይ Ethiopia ቅርሺ ካብ ምንታይ ተሰርሐ እዩ? ወረቀት ኣይመስለንን :: መጠን ንዉሓት ኸ? ዉርዲ ኸ? ብሓፅሩ size እዉን ምስትዉዓል:: ወዘተ...
እዚኦም ብቕደም ሰዓብ ናይ safty ዝገልፅ ዝበልክዎም እዮም :: ምናልባት ካልእ ኣሎ ትብልዎ ትፈልጥዎ እስቲ ኣብዚ comment section (ርኢቶ ) ፀሓፍዎ:: ብዙሕ ሰብ ምተምሃረሉ እብል ::

ፎርጅድ ቅርሺ እንተተቀብልኩም ኸ?

ሀ): Don't panic, ምኽንያቱ እቲ ንብረትኩም(ጥሪትኩም) ስለዘይትረኽብዎ ; በቃ ተሸዉድኩም እኮ!! ስለዚ ብፍጥነት ኣብ ቀረባኹም ንዘሎ ዝምልከቶ ኣካል (Police ) ምፍላጥ:: እዚ ብዙሕ ጥቕሚ ኣለዎ, police ነቲ ዕዳጋ ብዕቱብ ክቆፃፀሮ ስለዝሕግዝ::

ለ): Please ዝተቐበልክምዎ ቅርሺ ፎርጅድ ምኩኣኑ እንተፈልጥኹም, ከይትጥቀምሉ::

ሐ): ብዙሕ ሰብ ብዛዕባ እዚ ክፈልጥ ግበሩ( Create awearness).

ወደሓንኩም #Brhane's Perspective
April 14, 2023.
6.4K views TIGRAY , 13:46
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 16:12:45 ትግራይን እንጨብጣታለን በሚለው ንግግሩ የሚታወቀው መሳፍንት ለአማራ ዲያስፖራ እና ባለሃብቶች ጥሪ አስተላልፏል።

በጥሪውም የአማራ ልዩ ሀይል እና ፋኖ የኔን ካምፕ እየተቀላቀለ በመሆኑ ተጨማሪ በጀት ስለሚያስፈልግ የገንዘብ ድጋፍ አድርጉልን ብሏል።

እዚች ጋር የገረመኝ የገንዘብ ድጋፍ የሚደረግበት አካውንት የኢትዮጲያ ንግድ ባንክ አካውንት መሆኑ ነው። ኢማጅን እንግዲህ ከመንግስት ጋር እየተዋጋህ ስንቅ እና ትጥቅ ሲያስፈልግህ ከኢትዮጲያ ንግድ ባንክ ገንዘብ እያወጣህ ስትጠቀም!!

ሰዎቹ ግን ምንድነው የሚያጨሱት?? መንግስትን ለመውጋት በመንግስት አካውንት ዶላር እና ብር የሚያስገባስ ይኖር ይሆን?? ካለ ከመሳፍንትም በላይ የጦዘ መሆን ይኖርበታል!!

Ethiopia Hagere
6.4K views TIGRAY , 13:12
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 16:09:06
What can we say?
6.4K views TIGRAY , 13:09
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-04-14 14:26:30 የ"ኢትዮ ሰላም" ዩትዩብ ጣቢያ መስራች፣ ጋዜጠኛና የፖለቲካ ተንታኝ ቴዎድሮስ አስፋው ትናንት በድጋሚ በመንግሥት ጸጥታ ኃይሎች ቁጥጥር ስር መዋሉን አዲስ ስታንዳርድ ዘግቧል።

ጸጥታ ኃይሎች የቴዎድሮስን ፓስፖርት እና የሞባይል ስልክ መውሰዳቸውን ቤተሰቦቹ መናገራቸውን የጠቀሰው ዘገባው፣ ቴዎድሮስ የተወሰደው ወደ ፌደራል ፖሊስ ወንጀል ምርመራ ቢሮ መኾኑን አመልክቷል።

ጸጥታ ኃይሎች ቴዎድሮስን በቁጥጥር ስር ባዋሉበት ወቅት፣ ኹከትና ብጥብጥ በማስነሳት ወንጀል ተጠርጥረሃል በማለት እንደነገሩት ዘገባው ጨምሮ ገልጧል።

ቴዎድሮስ በተመሳሳይ ወንጀል ተጠርጥሮ ለቀናት ከታሰረ.በኋላ፣ ባለፈው የካቲት አጋማሽ በ30 ሺህ ብር ዋስትና መፈታቱ ይታወሳል።
1.5K views , 11:26
ክፈት / አስተያየት ይስጡ