Get Mystery Box with random crypto!

Mekelle 70 Enderta FC © ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ

የቴሌግራም ቻናል አርማ mekelle — Mekelle 70 Enderta FC © ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ M
የቴሌግራም ቻናል አርማ mekelle — Mekelle 70 Enderta FC © ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ
የሰርጥ አድራሻ: @mekelle
ምድቦች: ዜና
ቋንቋ: አማርኛ
ሀገር: ኢትዮጵያ
ተመዝጋቢዎች: 11.38K
የሰርጥ መግለጫ

ናይ ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ
👇👇👇👇👇👇👇
🔴⚪ሓዱሽ ሓበሬታታት⚪🔴
🔴⚪ሓበሬታታት ፕርሚየር ሊግ ኢ/ያ⚪🔴
🔴⚪🔈ቀጥታ ፈነወ ብፅሑፍ📢⚪🔴
🔴⚪⭐ኾኾብ ተፃዋቲ⭐ መረፃ⚪🔴
ትረኽብሉ ቻነል እዩ።
@mekelle 🔴⚪🔴 @mekelle
🔴⚪ ምዓም ኣንበሳ🔴⚪
ንሪእቶ @Mekelle70EndertaFC_bot
4 comment @Mekelle70EndertaFC_bot

Ratings & Reviews

4.00

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

2

3 stars

0

2 stars

0

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች

2021-05-02 11:51:58 Check 123
6.8K views08:51
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2021-04-30 15:15:46 .....
7.1K views12:15
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-11-04 13:57:02
#ናይ_ቤት_ትምህርቲ_ዩኒፎርም

ዋጋ-ካብ 195ብር ጀሚሩ
#ኣብ_መቀለ_ዝርከቡ_ኩለን_ኣብያተ_ትምህርቲ_ዩኒፎርም_ኣለና

#SIZE S,M,L,XL,XXL
#CONTACT +251914720506

ናይ ቴሌግራም ቻነልና -https://t.me/zemenawisweaters

#ዘመናዊ_ሹራብ_ፋብሪካ

#ኣድራሻ - መንገዲ ኣብርሃ ካስትል ፊት ጋራድ ህንፃ

ንግርማ ሞገሶም!
5.2K views10:57
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-11-02 22:01:30 #ሓበሬታ #ሰናይ_ተግባር
#መቐለ_70_እንደርታ

#ምዓም_አናብስት ድጋፍ አደረጉ

#የመቐለ_70_እንደርታ ተጫዋቾች እና የአሰልጣኞች ቡድን አባላት ለገበሬዎች ድጋፍ አድርገዋል።

ለቀጣይ ውድድር ዓመት በዝግጅት ላይ የሚገኙት #መቐለዎች #በዓድዋ ወረዳ ጣቢያ #ደብረ_ገነት ለሚገኙ አርሶአደሮች የንዋይ እና የጉልበት ድጋፍ አድርገዋል። ይህ በክለቡ ተጫዋቾች እና የአሰልጣኞች ቡድን የተደረገው ድጋፍ ሰማንያ ሺሕ የሚያወጣ የማጭድ ድጋፍ ያጠቃለለ ሲሆን የክለቡ አባላትም በገበሬዎቹ ማሳ ተገኝተው በርካታ ሥራዎች እንደሰሩ ክለቡ አሳውቋል።

ከጊዜ ወደ ጊዜ በማኅበረሰባዊ የበጎ ተግባራት ላይ ድጋፎች በማድረግ የሚገኙት #መቐለዎች ከዚህ በፊት #ለፍሬምናጦስ የበጎ አድራጎት ድርጅት፣ በኮሮና ምክንያት ለተጎዱ በእንደርታ ወረዳ አከባቢ ለሚገኙ የማሕበረሰብ ክፍሎች እና ከተለያዩ አከባቢ ለተፈናቀሉ ወገኖች ጨዋታ አዘጋጅተው ድጋፍ ማድረጋቸው ይታወሳል።

ሶከር ኢትዮጵያ

#Wash_your_hands
#Stay_at_Home
#Wear_Mask
.... #Keep_your_Distance ....

ልቐደም በሉታ
@mekelle @mekelle
ርኢቶ ሃቡና
@mekelle70endertafc_bot
5.6K views19:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-11-02 22:01:00
4.8K views19:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-11-01 22:52:49 #ዜና_ዝውውር #መቐለ_70_እንደርታ
#ሚኪኤለ_ደስታ #ስሑል_ሽረ

ሓለቓ ጋንታና #መቐለ_70_እንደርታ #ሚኪኤለ_ደስታ ( #ሚኪ_ጣልያን ) ናብ ጋንታ #ስሑል_ሽረ ኣምሪሑ።

ናይ ኹዕሾ እግሪ ጉዕዙኡ ኣብ #መቐለ ጀሚሩ ናብ ዓዲ #ጣልያን ብምኻድ ኣብ ናይ መናእሰይ ጋንታ ፃንሒት ገይሩ ብድጋመ ናብ ከተማና #መቐለ ተመሊሱ ኣብ ጋንታ #ትራንስ_ኢትዮጵያ ናይ ኹዕሾ እግሪ ህይወቱ ዝጀመረ #ሚኪ_ጣልያን ል7ተ ዓመት ኣብ #ትራንስ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ 2000E.C ናብ ጋንታ #ኢትዮጵያ_መድን ከምርሕ ኽኢሉ እዩ። ኣብ #መድን ናይ ሓደ ዓመት ፃንሒት ብምግባር ናብ ጋንታ #ቅዱስ_ግዮርጊስ ብምፅምባር ል2ተ ዓመታት ግልጋሎት ብምሃብ ናብ ጋንታ #መከላከያ ኸይዱ ክሳብ 2009E.C መወዳእታ ኽጫወት ኽኢሉ እዩ።

ናይ ማእኸል ተጫዋቲና #ሚኪ_ጣልያን ኣብ 2010E.C ጋንታና ናብ ፕርምየር ሊግ ኣብ ዝዓበየትሉ እዋን ልጋንታና ዝፈረመ እንትኾን ብሓለቓነት ልጋንታና ብምምራሕ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ጋንታና ፃንሒት ብምግባር ፅዋዕ #ፕርምየር_ሊግ_ኢትዮጵያ ኸልዕል ኽኢሉ እዩ።

#ሚኪ_ጣልያን ምስ ጋንታና #መቐለ_70_እንደርታ ዝነበሮ ውዕሊ ብምውዳእ ድሕሪ 3ተ ዓመት ምስ ጋንታና ዝነበሮ ስሙር ፃንሒት ልጋንታ #ስሑል_ሽረ ፌርምኡ ብምንባር ሎማዓንቲ ምስ ጋንታ #ስሑል_ሽረ ብምሕዋስ ልምምድ ኽጅምር ኽኢሉ እዩ።

#ሚኪ_ጣልያን ምስ ጋንታና ዝነበረካ ሰናይ ፃንሒት ካብ ልቢ ነመስግን #ጀግናና ... ምስ ቐፃሊ ጋንታኻ ርሑስ ናይ ስራሕ ዘመን ክኾነልኻ ንምነ

ሶከር ኢትዮጵያ

#Wash_your_hands
#Stay_at_Home
#Wear_Mask
.... #Keep_your_Distance ....

ልቐደም በሉታ
@mekelle @mekelle
ርኢቶ ሃቡና
@mekelle70endertafc_bot
5.5K viewsedited  19:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-11-01 22:52:38
4.5K views19:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-10-30 21:25:48 Mekelle 70 Enderta FC ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ pinned «#ድምጽና_ንለተሰንበት_ጊደይ_ንሃብ ማሕበር ኣትሌቲክስ ዓለም "ናይዚ ወርሒ ብሉጽ ጊዜ" ብዝብል ንዝሰየሞ ሽልማት ብቑዓት እዮም ዝበሎም ኣትሌታት ዕላዊ ገይሩ እዩ።ካብቶም ነዚ ሽልማት ሕጹያት ኮይኖም ዝቐረቡ ኣትሌታት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክብረ ወሰን 5000 ሜትር ዝሰበረት ፍርያት ክልልና ዝኾነት ለተሰንበት ጊደይ ትርከብ። ድምጽና ንለተሰንበት ጊደይ ንምሃብ ክነማልኦም ዝግብኡ ነጥብታት እቲ…»
18:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-10-30 21:25:43
#ሓበሬታ #መቐለ_70_እንደርታ
#ደቂ_ኣንስትዮ

#መቐለ_70_እንደርታ የ2013 ዓ.ም ቅድመ ውድድር ዝግጅታቸውን ዛሬ በይፋ ጀምረዋል።

የኢትዮጵያ የሴቶች ፕሪምየር ሊግ ተወዳዳሪው #መቐለ_70_እንደርታ የበርካታ ነባር ተጫዋቾችን ውል በማራዘም ወደ ዝውውሩ በመግባት ተጨማሪ ተጫዋቾችን ወደ ስብስባቸው መቀላቀላቸው የሚታወስ ነው።

የአሰልጣኝ #ህይወት_አረፋይኔ #መቐለ የ2013 ዓ.ም የውድድር ዘመን ጠንካራ ተፍካካሪ ለመሆን ከሌሎች የፕሪሚየር ሊግ ክለቦች ፈጥኖ ወደ ቅድመ ውድድር ዝግጅት ዛሬ በይፋ ጅምረዋል። ፌዴሬሽኑ ባስቀመጠው የኮቪድ 19 ፕሮቶከል መምሪያ መሰረት ሁሉም ተጫዋቾች የኮቪድ ምርመራ በማድረግ እና መምራያው የሚያዘውን በማሟላት ወደ ቅድመ ውድድር ዝግጅት መግባታቸውን ትዕንግርት የሴቶች ስፖርት ያገኘችው መረጃ ይጠቁማል፡፡

ትዕንግርት የሴቶች ስፖርት

#Wash_your_hands
#Stay_at_Home
#Wear_Mask
.... #Keep_your_Distance ....

ልቐደም በሉታ
@mekelle @mekelle
ርኢቶ ሃቡና
@mekelle70endertafc_bot
5.5K views18:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2020-10-30 20:46:42 #ድምጽና_ንለተሰንበት_ጊደይ_ንሃብ


ማሕበር ኣትሌቲክስ ዓለም "ናይዚ ወርሒ ብሉጽ ጊዜ" ብዝብል ንዝሰየሞ ሽልማት ብቑዓት እዮም ዝበሎም ኣትሌታት ዕላዊ ገይሩ እዩ።ካብቶም ነዚ ሽልማት ሕጹያት ኮይኖም ዝቐረቡ ኣትሌታት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክብረ ወሰን 5000 ሜትር ዝሰበረት ፍርያት ክልልና ዝኾነት ለተሰንበት ጊደይ ትርከብ።

ድምጽና ንለተሰንበት ጊደይ ንምሃብ ክነማልኦም ዝግብኡ ነጥብታት

እቲ ድምጺ ብዕላዊ ድሕረ ገጽ ትዊተር ማሕበር ኣትሌቲክስ ዓለም ስለዝወሃብ ናይ ትዊተር ኣካውንት የድልየና

ካብኡ ብምቕጻል ናብ ዕላዊ ድሕረ ገጽ ማሕበር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣቲና ናይ ለተሰንበት ምስሊ ዘለዎ tweet (post) ምስ ረከብና Retweet (ብናይ ፌስቡክ ኣበሃህላ "share" ) ንገብሮ፣ ብዙሕ Retweet ዝረኸበ ኣትሌት ተዓዋቲ እቲ ሽልማት ይኸውን

ድምጺ ምሃብ ንክዛዘም 19 ሰዓታት ይተርፍዎ

ንለተሰንበት ጊደይ ድምጽና ንምሃብ ነዚ link ንጠቐም https://t.co/fE5sRDWd3j
4.7K views17:46
ክፈት / አስተያየት ይስጡ