Get Mystery Box with random crypto!

Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ) B
የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)
የሰርጥ አድራሻ: @binyamzechristos
ምድቦች: ሃይማኖት
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 2.53K
የሰርጥ መግለጫ

ከእውነት ማዕድ ተቆርሰው፣ ከጥሩ ምንጭ ተቀድተው፣ ለሕይወተ ሥጋ ወ ነፍስ የሚሆኑ፣ ወደ ክርስቶስ የሚጠቀልሉ ኦርቶዶክሳዊ ትሩፋቶችና፣ በኦርቶዶክሳዊ መነጽርነት የሚታዩ የተለያዩ እይታዎች ይቀርቡበታል።‼️
ኣስተያየት ለመስጠት => @ZeChristosComments_Bot

Ratings & Reviews

2.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

0

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 4

2022-06-30 22:40:46 #ኢየሱስ_ክርስቶስ_ተሰቅሏልን? ("ኢየሱስ እንደተሰቀለ የሚያሳይ ግልፅ ማስረጃ የለም" እያሉ በየመስጂዱ ለሚያስተምሩ የኢስላም መምህራን የተሰጠ መልስ) ስለ ክርስቶስ ስቅለት የተነገሩ ትንቢቶች 1. መዝሙር 41፡9፤ ደግሞ የሰላሜ ሰው የታመንሁበት እንጀራዬን የበላ በእኔ ላይ ተረከዙን አነሣ። => ዮሐ 13፡18 "ስለ ሁላችሁ አልናገርም፤ እኔ የመረጥኋቸውን አውቃለሁ፤ ነገር ግን መጽሐፍ፦…
887 views19:40
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-30 22:40:19 #ሰሙነ_ሕማማት ~ #ሠሉስ ሠለስተ ካብ ዝብል ናይ ግዕዝ ቃል ዝወጸ እንትኸውን፣ ንፍጥረት መበል 3ይቲ መዓልቲ ማለት እያ:: #መዓልት_ትምህርቲ:- ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ ጎይታና ክርስቶስ ንብዙሕ ህዝቢ ከምዘምሀረ፣ ኣጋንንቲ ከምዘውፀአ፣ ሕሙማን ከምዝፈወሰ፣ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ምኽፋል ግብሪ፣ ትንሳኤ ሙታን፣ ወዲ ዳዊት ዝተባህለ መን ምዃኑ ዝኣመሰሉ ሕቶታት ዝመለሰሉን ብምስላ ገይሩ ድማ ዝመሃረሉን…
841 views19:40
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-30 22:39:05 #ኣብ_ግብረ_ሕማማት_ዘለዉ_ባዕድ_ቃላት ኣብ ግብረ ሕማማት ናብ ግእዝ ይኹን ናብ ትግርኛ ዘይተተርጎሙ ፣ ከም ዘለውዎ ብእብራይስጥ፤ ብቅብጢን ብግሪክን ተቐሚጦም እንረኽቦም ቃላት ኣለው። ክንጽሊ ከለና ድማ ናይዞም ኣብ ውሽጢ ጸሎተ ሕማማት ንጥቀመሎም ቃላት ትርጉም ምፍላጥ የድሊ እየሞ ቀጺልና ክንገልጾም። 1) #ኪርዬኣላይሶን:- ቃሉ ናይ #ግሪክ ክኸውን ከሎ ኣጸዋውዕኡ “ኪርዬኣላይሶን” እዩ።…
759 views19:39
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-30 22:38:15 #ሰሙነ_ሕማማት ~ #ሰኑይ ኣብ ሰሙነ ሕማማት ካብ ሰኑይ - ቀዳም ዘለዋ መዓልትታት ነናይ ባዕለን ስያመን ትርጉምን ዘለወን እየን። ሰኑይ ማለት ሰነየ - ክልተ ገበረ ማለት ኮይና ፣ 2ይቲ መዓልቲ ማለት እያ። ትርጉማ ድማ #ጎይታ_ንበለስ_ዝረገመላ_መዓልቲ ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዕለት ሰንበት ኣድጊ ተወጢሑ ናብ ቤተ መቕደስ (ኢየሩሳሌም) ብምእታዉ በዓለ ሆሳዕና ምስገበረ፣ በቲ ዕለት እቲ…
741 views19:38
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-30 20:34:07 ከቋንቋ ሁሉ በላይ የሆነ ትንሣኤውን በቋንቋ ሁሉ እንመሰክርለታለን 1) #Hebrew: Ha Mashiyach qam! – Ken hoo qam! 2) #Greek: Χριστός ἀνέστη Ἀληθῶς ἀνέστη! (Christos Anesti Alithos Anesti) 3) #ግዕዝ -- ክርስቶስ ተንስአ! ብአማን ተንስአ! 4) #English – “Christ is risen! He is risen, indeed!”…
770 views17:34
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-04-23 13:04:00 ንጉስ ኣብ ልዕሊ ኣድጊ (ቁንጫል ሓሳብ ካብ ናይ ሆሳእና ንባብ) “ኣድጊ”ስማ ጸርፊ ኮይኑ ካብ ዝጸነሐ እንስሳ እያ። እዚኣ ኣብ ዓለም ምሉእ ትርከብ እንስሳ ታሪኽ ሂወታ ኣብ ዝበዘሑ ሃገራት ተመስሳሊ እዩ። ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣድጊ ዝኽበደ ሸኸም ክትሽከም እያ ትዉዕል። ካብ ድኻማ ቅሩብ ክትዕርፍ ብርካ ስብር ክተብል እንተደለየት ፣ ብበትሪ ሃሪሙ (ቻእ) ዝብላ እንበር ዘዕርፋ ኣይትረክብን…
1.9K views10:04
ክፈት / አስተያየት ይስጡ