Get Mystery Box with random crypto!

Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ) B
የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)
የሰርጥ አድራሻ: @binyamzechristos
ምድቦች: ሃይማኖት
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 2.53K
የሰርጥ መግለጫ

ከእውነት ማዕድ ተቆርሰው፣ ከጥሩ ምንጭ ተቀድተው፣ ለሕይወተ ሥጋ ወ ነፍስ የሚሆኑ፣ ወደ ክርስቶስ የሚጠቀልሉ ኦርቶዶክሳዊ ትሩፋቶችና፣ በኦርቶዶክሳዊ መነጽርነት የሚታዩ የተለያዩ እይታዎች ይቀርቡበታል።‼️
ኣስተያየት ለመስጠት => @ZeChristosComments_Bot

Ratings & Reviews

2.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

0

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች

2022-08-29 18:44:03 #ዕረፍቱ_ለአቡነ_ተክለሃይማኖት ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣቡኦም ካህን ጸጋዘኣብ፣ ካብ ኣዲኦም እግዚእኀረያ ብ24 መጋቢት 1206 ዓ/ም ተፀኒሶም ብ24 ታሕሳስ 1207 ዓ/ም ድማ ዝተወለዱ፣ ኣቐዲሞም ፍስሐጽዮን ይበሃሉ ዝነበሩ ናይ ማእኸላይ ዘመን ዓብዪ ጻድቕን ሓዋርያን እዮም። ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ወዲ 7 ሸውዓተ ዓመት ምስኮኑ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብምጅማርን ብምምሃርን ከኣ ካብ ኣባ ቄርሎስ መዓርግ…
217 views15:44
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:42:06
161 views15:42
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:41:37 #አቡነ_ተክለ_ቀዳማውን_ዘቆየጻን_ዝበሃሉኸ? ቅድሚ ሐዚ እጨጌ አቡነ ተክለ ዝበሃሉ ከምዝነበሩ ዝገልፅ አመክንዬ ብቑዕ ከምዘይኮነን ዘእምን መረዳእታ ከምዘየለን ርኢና። ሐዚ ድማ "ሳባውያን ወአግአዝያን" ኣብ ዝብል መጽሐፍ (ገጽ 324-325)፣ አቡነ ተክለ #ቀዳማዊን #ዘቆየጻን/ዘአክሱም/ ዝበሃሉ ነይሮም ንምባል ዝቐርቡ ነጥብታት ክንርኢ። @BinyamZeChristos #አቡነ_ተክለ_ቀዳማዊ:…
157 views15:41
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:39:54 #ትግራዋይ_እጨጌ_ተክለዬ_ትፈልጡዎም_ዶ? ናይ ኲሎም ቅዱሳን ስሞምን ቁጽሮምን ፈሊጥና፣ ገድሎም አንቢብና፣ ገዳሞም ምተሳለምና ሓጎሱ ኣይንኽእሎን! ግን ድማ ኣብ መዳይ ታሪኽ ቅዱሳን (Hagiography) "እከለ ዝበሃል ቅዱስ አሎ" ንምባል ኦርቶዶክሳዊ መረዳእታ (እቲ ቅዱስ ዝነበረሉ ገዳም/ቤ.ክ፣ ገድሉ፣ ዝተጠቐመሎም ንዋያት ...) ምቕራብ ግድን ይኸውን። እዚ ብሥነ አመክንዮ Burden of Proof…
107 views15:39
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:38:02 #ንምንታይ_ያ_ክንፊ_ዘይብሎም? ቅድሚ ዝተወሰኑ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ደንገላት ማርያም ዝተረኸበ ናይ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ሥዕሊ (ትሕት ኢሉ ዝሩአ ሥዕሊ) ብሓደ ሓደ ሰባት «እቲ ስዕሊ 6 አክናፍን ዝተሰበረ እግሮምን ስለዘይብሎም ካሊእ አቡነ ተክለ እዮም» ዝብል ሙግት የልዕሉ። ንሕና ድማ ካሊእ ተክልዬ ከምዘይኮኑ ብ2 ነጥብታት ክንሙግት! @BinyamZeChristos …
102 views15:38
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:35:00
101 views15:35
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:34:42 #ቅዱሳን_ክንፊ_ዝበሃል_ነገር_ኣይነበሮምን ሓደ ሓደ ሰባት ንቅዱሳን (ብፍላይ ንአቡነ ተክለሃይማኖት) "ካብ ትግራይ ወፃኢ ብምውላዶም" ብዝወረደ ቃላት ዘናሸውዎምን ዘቃለሉዎም እናመሰሎም ድማ ክሳብ "ክንፊ የብሎምን" ኢሎም ዝናገሩ ንሰምዖም ኢና። ቅዱሳን ብፍላይ ድማ ንሐዲስ ሐዋርያ አቡነ ተክለሃይማኖት "ክንፊ ኣይነበሮምን" ዝብሉ ሰባት ብ3 መንገዲ ዝመፁ እዮም። እስኪ ብአመክንዮአዊ መርትዖ ንሞግቶም!…
102 views15:34
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:32:12 #በእንተ_አቡነ_ተክለ_ሃይማኖት #ቅዱስ_ገድሎም_ብዘመናት :- መጋቢት 24:1196 ዓ.ም ~ ካብ ካህን ጸጋ ዘአብን ካብ እግዚእኃረያን ተጸኒሶም ታሕሳስ 24:1197 ዓ.ም ~ ኣብ ጽላልሽ ዞረሬ ተወሊዶም 1213 ዓ.ም ~ ብ17 ዕድመኦም ዲቁና ተቐቢሎም 1218 ዓ.ም ~ ብ21 ዕድመኦም ወለዶም ንከመርዕዉዎም ጓል እንተምፅኡ፣ ከም ድሜጥሮስ 'ክምንኩስ እየ ዝደሊ' ብምባል ጸንዑ። እታ…
93 viewsedited  15:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:31:34 #ነቕ_ዘይብል_መረዳእታ ብሱሩባ ኣብ ቤ/ክ ታሪኽ ከም አቡነ ተክለ ሃይማኖት ብብዙሕ መረዳእታ ዝፍለጥ፣ ከም ገድሎም ድማ ዝተፀንዐን ዝተረጋገፀን ከምዘየለ ትፈልጡ ዶ? አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ 13 ክ/ዘ ኣብ ሸዋ ከምዝተወልዱ፣ ካብ ልደቶም ክሳብ ዕረፍቶም፣ ካብ ደብረ ዳሞ እንትወድቁ 6 አክናፍ ከምዝተውሃቦም፣ ብበዝሒ ቊመተ ጸሎት እግሮም ከምዝተሰበረት፣ መንበረ ሥላሴ ከምዝዓጠኑን፣ ደብረሊባኖስ…
88 views15:31
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:30:16
[ እዚ ሥዕሊ: ኣብቲ 1600 ዓመታት ዝገበረ ጥንታዊ ዳ አባ ገሪማ ገዳም ዝርከብ ናይ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ዘደብረ ሊባኖስ ሥዕሊ እዩ ]
88 views15:30
ክፈት / አስተያየት ይስጡ