Get Mystery Box with random crypto!

Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ) B
የቴሌግራም ቻናል አርማ binyamzechristos — Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)
የሰርጥ አድራሻ: @binyamzechristos
ምድቦች: ሃይማኖት
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 2.53K
የሰርጥ መግለጫ

ከእውነት ማዕድ ተቆርሰው፣ ከጥሩ ምንጭ ተቀድተው፣ ለሕይወተ ሥጋ ወ ነፍስ የሚሆኑ፣ ወደ ክርስቶስ የሚጠቀልሉ ኦርቶዶክሳዊ ትሩፋቶችና፣ በኦርቶዶክሳዊ መነጽርነት የሚታዩ የተለያዩ እይታዎች ይቀርቡበታል።‼️
ኣስተያየት ለመስጠት => @ZeChristosComments_Bot

Ratings & Reviews

2.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

0

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-08-29 18:28:20 #በእንተ_ተክለሃይማኖት - Part 4 ንቤ/ክ መፅረፊ መረዳእታ ዝሰኣኑ መናፍቃን ንጻድቕ ኣቦና፣ "ተክለሃይማኖት ወታደርን ፓለቲከኛን ስለዝነበሩ እግሮም ኣብ ጦርነት እዩ ተቖሪፁ" ብምባል ንጻድቕ ኣቦና ምፅራፉ ኣይገርመናን። ካብ ዝምቢ መዓር ስለዘይንፅበ! እቲ ዘሕዝን ግን ጥር ትብል መረዳእታ ተዘይሃለዎም ፅልኣት ልቦም ብሕሜታ ምንፅብራቖም እዩ። "ፖለቲከኛ እዮም" ንምባል ብ13 ክ/ዘ ንናይ…
87 views15:28
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:27:52 #በእንተ_ተክለሃይማኖት part 3 መናፍቃን ካብቲ ቅዱስ ገድሊ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ዘቕርብዎም ሕቶታት እቲ ሓደ "እስመ ኲሉ ክርስቲያናዊ ዘቀትለ ከይሲ በሰንበተ ክርስቲያን ወበዕለተ ሐሙስ ይሰረይ ኃጢኣቱ - #ብሰንበትን #ሓሙስን #ተመን ዝቐተለ ሓጢኣቱ ይስረየሉ" [ገድለ ተክለሃይማኖት ምዕ 51:5 ገጽ 259] ዝብል ኮይኑ ብድፍረት "ተዋሕዶ ተመን ብምቕታል ይጸድቅ ኢላ ትምህር" ይብሉ።…
89 views15:27
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:27:23 #በእንተ_ተክለሃይማኖት - Part 2 ተሐድሶ መናፍቃን ኣብ ልዕሊ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ዝናገርዎ ካልኦታት ነቐፌታት "ናይ ተክለሃይማኖት ተቅማጥ ምስ ደም ክርስቶስ መዓረ እዩ ዝብል ኣብ ገድሎም ኣሎ" ዝብል ንክትሓስቦ ዘሰክፍ፣ ንክንትናገሮ ዘፀይፍ ነገር ካብቲ መዝገበ ጽልመት፣ ፈለፈለ ኑፋቄ ዝኾነ ቀሊል ልቦም ኣፍሊቖም ይናገሩ። እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር ግና ከምዚ ዝብል ሐሳብ…
94 views15:27
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:26:38 #በእንተ_አቡነ_ተክለሃይማኖት - part 1 ብዙሓት መናፍቃንን ብሔርተኛታትን ኣብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ክ "ሰይጣን ዘጥመቑን ዘመንኮሱን እዮም" እናበሉ ኣፎም ካብ ዝኸፍቱሎም ቅዱሳን ሓደ ሐዲስ ሐዋርያ ናይ ኢትዮጵያ ጸሓይ አቡነ ተክለሃይማኖት እዮም። ዋላኳ ዳዊት ብትንቢቱ "እተን ንጻድቕ ብትዕቢትን ንዕቀትን ደፊረን ዚዛረባ ሓሰውቲ ኸናፍርሲ #ይተዐበሳ" (መዝ 31:18) ኢሉ እንተረገሞም ንሕና…
103 views15:26
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:25:32 ሊቀ_ሊቃውንቲ_ብዛዕባ_አሸንዳ_ይናገሩ #ሕቶ_ፋና፦ ኣሸንዳ መዓዝ ምኽባር ተጀሚሩ? #መልሲ፦ ክርስትና ካብ ዝጀመረሉ ጊዜ እዩ ተጀሚሩ። በዓሉ ድማ ናይ ጎይታ ኣዶ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እዩ! ኣዶ ክትኾኖ ዝሓረያ ድማ ባዕሉ ጎይታ እዩ! ንሳ ንጽህቲ ኾይና ዝተረኸበት ኣዶ እያሞ ካብ ፍጥረታት ኹሉ ብላዕሊ ኾይና ዝተሓረት እያ። ድሕሪ ጎይታ ዕርገት 15 ዓመት ጸኒሓ ኣብ 64 ዓመታ እያ ዝዓረፈት ...ኣይሁድ…
119 views15:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-29 18:24:12 #ምሥጢር_ደብረ_ታቦር ... ~ 2ይ ክፋል #ሙሴን_ኤልያስን_እንታይ_ኢሎም_ተዛሪቦም? #ስለምንታይከ_ንሳቶም_ተመረፁ? ቅድሚ ዝተዛረብዎ ነገር ምርኣይና ሙሴን ኤልያስን ምዃኖም ብምንታይ ይፍለጡ? ንዝብል ሕቶ፦ ነቢይ ሙሴ ኣብ ገጹ ብርሃን ለቢሱ ይርአ ነበረ።(ዘጸ 34፡29-35) ነቢይ ኤልያስ ድማ ብርሃን ለቢሱ ከም ዝተወልደ ይንገረና ኢዩ። እቲ ዝትገለፁሉ ምኽንያት #ነቢይ_ሙሴ;- "ኣነ…
180 viewsedited  15:24
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-17 00:39:45 #ምስጢር_ደብረ_ታቦር ~ 1ይ ክፋል ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ብድምቀትን ክብ ብዝበለ መንፈሳዊ ሥነ ሥርዓትን ካብ ዝኽበሩ ትሽዓተ ዓበይቲ በዓላት ጐይታ ሓደ እዩ። ዓመት መጸ ድማ 13 ነሓሰ ይኽበር። እዚ ዕለት እዚ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ብርሃነ መለኮቱ ክብረ መንግሥቱ ኣብ ደብረ ታቦር ነቶም ኅሩያት ደቀ መዛሙርቱ ዝገለጸሉ እዩ። ኢየሱስ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ጴጥሮስን…
318 views21:39
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-14 14:22:35 #ከራድዮን (ክርስቶስ በውዳሴ ማርያም ትርጓሜ) [ዘዚአነ ሞተ ነስአ ወእንቲአሁ ሕይወተ ወሃበነ የኛን ሞት ተቀብሎ የርሱን ሕይወት ለኛ ሰጠን] ~ (ዘዓርብ) ከነገስታት ቤት የሚኖር አንድ ከራድዮን የሚባል አስደናቂ ጸዓዳ ወፍ አለ። ከነርሱ ወገን አንድ ሰው ሲታመም ይሄንን ወፍ ይዘው ከበሽተኛው ፊት ያስቀምጡታል።በሽተኛው የሚሞት (የማይድን) ከሆነ ወፉ ፊቱን ይመልስበታል። የሚድን ከሆነ ግን ወፉ…
392 views11:22
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-12 23:02:32 #ማርያም_ብቻ - #Only_Mery 1.አምላክን የወለደች ክብርት እናት - ማርያም ብቻ! 2.ከመውለዳ በፊትም ሆነ ብኋላ ድንግል የሆነች - ማርያም ብቻ! 3.ከሰው ወገን ተለይታ መርገም ያልነካት - ማርያም ብቻ! 4.የእግዚአብሔር ሀገር ከተማ የተባለች - ማርያም ብቻ! 5.በድምጽዋ መንፈስ ቅዱስን የምትሞላ ንግስት- ማርያም ብቻ! 6.ጽንስ በማሕፀን የዘለለላት ብጽዕት - ማርያም ብቻ! 7.ያላፈውም…
484 views20:02
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-12 22:51:07 #ቊጽርታ_ለእግዝእትነ ~ ጽንሰታ ይቺ ቀን ምን ያህል የምታስደንቅ ናት? መንፈስ ቅዱስ ከሰማየ ሰማያት ወርዶ የድህነት ስራውን የጠነሰሰባት! ይህችስ ዕለት ምን ያህል የምታስደስት ናት? ጌታ ማደርያው የምትሆነውን መቅደሱን የቀደሰባት! በጥበብና በማስተዋል ቁሙ! የንጽሕናችንንም መሰረት ተመልከቱ! የማይደርቅ የመርገም ጅረት ደርቋልና! የመርገም ጨርቃችን እንዲቀደድ ጅማሬዉን አይተናልና! የጥንተ…
426 views19:51
ክፈት / አስተያየት ይስጡ