Get Mystery Box with random crypto!

TIGRAY TIMES

የቴሌግራም ቻናል አርማ tigray_times — TIGRAY TIMES T
የቴሌግራም ቻናል አርማ tigray_times — TIGRAY TIMES
የሰርጥ አድራሻ: @tigray_times
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 5.28K
የሰርጥ መግለጫ

ይህ Channel በብዛት ሃገረ ትግራይ (Tigray Republic) ላይ የሚያተኩር ነው...

Ratings & Reviews

3.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

1

2 stars

0

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-08-10 21:13:04 ካብ ትግራይ ወፃኢ ኮይንኩም: ቅድሚ ህዝብኹም ውድብ (ህወሓት) በሊፅኩም ብዓይኒ ዕሙት ሆሆሆ እናበልኩም ትጓዓዙ ዘለኹም ሰባት ዋና ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ምዃንኩም ፍለጡ።

ብዘይምፍላጥ ዋላ ይኹን ናይ ህዝቢ ትግራይ መከራን ስቃይን ንክነውሕ ግን ትሰርሑ ምህላውኩም ፍለጡ።

ሐዚ ክርደአኩም ተዘይክኢሉ፤ ምስ ረፈደ ዋላ ይኹን ግን ጊዜ ባዕሉ ከረደአኩም እዩ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.6K views18:13
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 20:31:33
ሐዚውን ንምንታይ ሓቂ ወፀ ዝብል ትግራዋይ ኣሎ ማለት ድዩ?

ንምንታይ ሓቂ ወፀ ንምንታይ ዓለም ፈለጦ ንምንታይ ፀላኢ ብኣነ ስቃይ ተሓጎሰ ኢልካ ዋጭዋጭ ምብል ብስሩ ታይማለት እዩ?

የግዳስ ዳግም ኣብ ትግራይ ደም ከይፈስስ እንታይ ይስራሕ ኣሎ? እዚ ኩሉ መስዋእቲ መናእሰያት ንነፃ ሃገረ ትግራይ ድዩ ወይስ ምስ ኢትዮጵያ ንምቕፃል ኢልኩም ሕተቱ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.5K views17:31
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 19:00:12 ኣብ ልዕሊ ትግራይ ይቅፅል ብዘሎ ፅንተት ቀንዲ ተሓታቲ እቲ ሐዚ ናይ ትግራይ መንግስቲ እየ ዝብል ዘሎ ጉጅለ እዩ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.3K views16:00
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 17:37:46 ግሩፓችንን ይቀላቀሉ

https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP
https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.3K views14:37
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 17:32:57 እታ መስመር!

እታ መስመር ፀረ ለውጢ መስመር እያ!
እታ መስመር ሓዱሽ ሓሳብ ዘይትቅበል መስመር እያ!
እታ መስመር ካብታ መስመር ሓሊፍካ ክትከይድ ዘይትፈቅድ ማዕብጦ መስመር እያ!
እታ መስመር ብዓቐን ዋናታታ ልክዕ ዝተሰመረት መስመር እያ!
እታ መስመር ልዕሊኣ ዓቅሚ ዘለዎ ክተሕልፍ ዘይትፈቅድ ቀያዲት መስመር ጥፍኣት እያ!

Star Views

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.1K views14:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 17:12:27 ናይ ባያፍራ ኩነታት ልክዕ ከምዛ ናትና ኢያ። እቲ ፌደራል መንግስቲ ቀጥታ ኩናት ምስኣወጀ ባያፍራ ኸቢቡ መውፅኢን መእተዊን እዩ ዓፅዩ። ብፍሉይ ድማ ናይ ባያፍራ ናይ ነዳዲ ከባቢ ፍሉይ ትኹረት ጠይሩ እቲ ፌዴራል መንግስቲ ተቖፃፅሩ። ከምቲ ናይና ምዕራብ ትግራይ ገይርካ ምውሳድ ይክኣል።

ከምቲ TDF ልገበሮ ብልመስል መልክዕ ሓይሊታት ባያፍራ (ምብራቕ ናይጀራያ) ናብ ማእኸላይ ምዕራብ ናይጀሪያ ደፊኦም ሰፊሕ ቦታ ሕዞም ነይሮም፤ ዳሕራይ ብሓይሊ ክለቅቑ ተገዲዶም።

ድሕሪኡ መንግስቲ ናይጄሪያ ንባያፍራ መውፅኢን መእተውን ዓፅዩ ን30 ኣዋርሕ ህዝቢ ብርሓብ ንኽሃልቅ ኾነ ኢሉ ፕሮጀክት ቐሪፁ። ምንም ዓይነት ሰብኣዊ ሓገዝ ይኹን ሸቐጣት ንኸይኣቲ ገይሩዋ። ዋላ ዓለም ጫው ጫው ትበል ልቐየረቶ ሓንቲ መገር የላን።

ኣብ 30 ኣዋርሕ ብርሓብ ጥራሕ ልዕሊ ኽልተ ሚልዮን ህዝቢ ባያፍራ ሃልቁ። እዙይ ብኩናት ዝሞቱ ወታደራት ኣይሓውስን። ልዕሊ 100 ሺሕ ሰራዊት ብኩናት ተወዲኡ እዩ።

ኣብ መወዳእታ ባያፍራ ኢዳ ንኽትህብ ተገዲዳ። ህልቂት ህዝባ ከይኣክልድሕሪ ስዕረታ ድማ ህዝቢ ባያፍራ ምስ ገንዘብ ተተሓሕዙ ብመንግስቲ ናይጄሪያ ብዝተወሰነ ውሳነ ኸቢድ ኢኮኖሚያዊ ማህሰይቲ ንኽበፅሖ ተገይሩ።

ዋላኳ መንግስቲ ናይጄሪያ Reconciliation, Rehabilitation and Reconstruction ልብሉ 'the 3 Rs' ዕላዊ ገይሩ ንባያፍራ ትኹረት ዝሃበ ንኽመስል ሰፊሕ ናይ ሚዲያ ፕሮፓጋንዳ እንተገበረ፤ ህዝቢ ባያፍራ ግን ድሕሪ እቲ ኩናት እውን ኸበድቲ ማህሰይቲ እዩ ኸፊሉ።

ድሕሪ 50 ዓመት ኣብ ባያፍራ ተግባራዊ ልተገበረ ስልቲ ሎሚ ኣባና ይፍፀም ኣሎ። 20 ኣዋርሕ እውን ገይርና ኣለና። ብዙሕ መስዋእቲ እውን ንኸፍለሉ ኣለና። እቲ ዕፅዋ ዝስበረሉ ይኹን ዘብቅዐሉ ኹነታት እውን ኣይርኣይን እዩ ዘሎ።

ከም ባያፍራዊያን ከምዘይንኸውን እንታይ እዩ ዋሕስና? እንታይ ዓይነት ስልቲኸ ኣለና ከምኡ ከይንኸውን?

ተስፋ ንኽንቖርፅ ከይኾነስ ዕድል ስለዘለና ካብ ስሕተታት ባያፍራ እንታይ ክንመሃር ከምእንኽእል ፖለቲከኛታትና ይኹኑ ምሁራን ሓዱሽ ስልቲ ንኽቕይሱ እዩ።

Noah Berhe

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.1K views14:12
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 17:01:10
ዝተጨፍጨፉን ኣካሎም ዝጎደለን መናእሰይ ትግራይ ዝከሓሱ ትግራይ ምስ ቀይሕ ባሕራ ሃገር እንተኾይና ጥራሕ እዩ።

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
1.9K views14:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 16:21:25 "ኢትዮጵያ ምስተረጋገዐት...." ንዝብል ላግፂ
***

1. ኢትዮጵያ ማዓዝ እያ ትረጋጋዕ?

2. ትግራይ ሃገር ክኾን እየ ስለ ዝበለት ኣይኮነትን ኢትዮጵያ ትሕመስ ዘላ። ኢትዮጵያ ንዓና ክተጥፍእ ክትብል ስለ ዝተሓመሰት እያ ሃገር ንኹን ንብል ዘለና።

3. ብደም ትግራዋይ ድያ ኢትዮጵያ ክትረጋጋዕ ተወሲኑ ዘሎ?

4. ዝተሓመሰት ኢትዮጵያ ምስ ተረጋገዐት፣ "ኢትዮጵያ መላሲ ከይትሕመስ ምእንቲ ሃገርነት ይቕረኹም ተተብሃልና ኸ?"

5. ብስሩኸ ትግራይ ኣብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ምቕፃላ፣ ንኢትዮጵያ መረጋግዒ ይኾን እዩ ኢልካ ምድምዳም ይከኣል ዶ?

6. እንታይ ክኾን ከሎ እዩ ኢትዮጵያ ተረጋጊዓ ዝበሃል?

7. ብህይወት ክትነብር ዘይፈቐደልካ ሃፅያዊ ስርዓት፣ ብመስዋእቲ ትግራዋይ ምሰረጋጋዕካዮ Referendum ጌሩ ክስንየኒ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት እዩ።

8. ዝተረጋገዐት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ፣ 6% ጌራ ኣጀንዳ እኳ ንምትሓዝ ዘይትበቅዕ ንኡስ ብሄረሰብ እያ ክትገብረካ። እሞ ብገዛ መስዋእትኻስ ባርነት ክትዕድግ?

BK Brook

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
1.9K views13:21
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 15:04:44
እይዋቸው እነዚህን ግብዝ አማኝ መሳዮች

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.1K views12:04
ክፈት / አስተያየት ይስጡ