Get Mystery Box with random crypto!

TIGRAY TIMES

የቴሌግራም ቻናል አርማ tigray_times — TIGRAY TIMES T
የቴሌግራም ቻናል አርማ tigray_times — TIGRAY TIMES
የሰርጥ አድራሻ: @tigray_times
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 5.28K
የሰርጥ መግለጫ

ይህ Channel በብዛት ሃገረ ትግራይ (Tigray Republic) ላይ የሚያተኩር ነው...

Ratings & Reviews

3.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

1

2 stars

0

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች

2022-08-11 18:41:03 ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንውሕ ንዝበለ ጊዜ ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣይክህሉን።
/ከዛሬ ጀምሮ ረዘም ላለ ጊዜ እዚ ማህበራዊ ሚድያ ላይ አልኖርም።/

ኩሉ ዝፀሓፍክዎ ኩሉ ዝበልክዎ ምእንቲ ትግራይ እዩ። ኩሎም ስግኣታተይ ብፅብቅ ንክዛዘሙ ይምነ!

* ትግራይ ሐዚ ኣብ ሕማቕ ኢድ ኣላ:

ትግራይ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፈአ እናኣተወት እምበር እናሰዓረት ኣይትርከብን ስለዚ ከምቲ ኩልጊዜ ዝብሎ ብያንስ ሱቕ ኣይትበሉ ጠይቁ፣ ሞግቱ፣ ፅዕንቶ ፍጠሩ፣ ረብሓ ትግራይ ነኪስኩም ሓዙ። ነገራት ምስ ረብሓን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ንርኣይ፤ ኣብ ብሄራዊ ሓድነትና ስጡማት ንኹን። ቃልስና ሐዚ'ውን ከይጭወ ኩላትና ቆቓሓት ኮይንና ንሓሉ።

ብቻ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ከይንኸውን ልቢ ንግበር ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ይዓቢ፤ ክንድግፍ ከለና ብምክንያት ይኹን።

ፍቕሪ ህወሓት ዓይንኹም ሸፊንዎ ነገራት ምርኣይ ዝኣበየኩም ደገፍቲ ህወሓት ግን ተገላጊልኩም ሐዚ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም....ሓቀይ ዶ?
ግን ታያ ዝፍተው ነገር ሃሊዋ እዩ እንዶ?

ብዝኾነ ደሓን ኩኑ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
4.9K views15:41
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 16:25:27
በመጨረሻም እስኬው በሰላማዊ መንገድ መታገል ስላልቻልኩ የትጥቅ ትግሉን ተቀላቅያለው ብሎ ጫካ ገብቷል።

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
4.7K views13:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 15:56:54
ተስፋፊው ሃይል ሆይ የጊዜ ጉዳይ ነው እንጂ ከባድ ዋጋ መክፈላችሁ አይቀርም!

ይህ ቪድዮ ከአንድ አመት በፊት አንድ ለህክምና ሪፈር ተብሎ በአምቡላንስ ሲጓዝ የነበረ የኦሮሞ ተወላጅ ከአምቡላንሱ አውርደው በፌሮ፣ በዱላ እና በገጀራ ቀጥቅጠው ሲገድሉት የሚያሳይ ቪድዮ ነው።

የክልል 3 ልጅ ከሆንክ ገና ከልጅነትህ ጀምሮ ስለ ብሄር ብሄረሰቦች መጥፎ ነገሮችን በተረትና ምሳሌ እየተማርክ ነው የምታድገው፤ እናም እሄ ያደጉበት እርኩስ ተግባራቸው ስለሆነ አሁን በሚሰሯቸው ዘግናኝ ግፎች መገረም እናቁም!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
4.4K views12:56
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 15:19:13 ውሽጠይ ብዞም ሰባት ቆሲሉ፤ ሐዝውን ብዓይኒ ዕሙት ዝድግፍ ምንም ዘይነቐሐ ትግራዋይ ክርኢ ከለኹ ድማ ሕማም ኣብ ልዕሊ ሕማም... ደኺመ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
3.6K viewsedited  12:19
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 14:43:59 ግሩፓችንን ይቀላቀሉ

https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP
https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
3.4K views11:43
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 14:15:35 ኣነ ንህወሓት ዝቃወማ ሕሉፍ ፀሊም ታሪኻ ከምዘሎ ኮይኑ ሐዚ'ውን ግን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ካብትሰርሕ፤ ረብሓን ደሕንነትን ኣምሓሩን ኤርትራን ዘጨንቓን ብመስዋእቲ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ንምድሓን ብሙሉእ ዓቅማ ትሰርሕ ስለዘላን እዩ። ቃልስና'ውን ዝተናወሐ ብዚ ምክንያት እዩ።

ህወሓት ማለት ካብ ዝሓለፈ ጌጋኣ ዘይትመሃር፣ ሐዚ'ውን ናብ 4ኪሎ ቤተመንግስቲ ንምኻድ መስዋእቲ ኣሓትና ኣብ ምጭዋይ ትርከብ ብደም ተጋሩ ዝጠልቀየት፣ ብመስዋእቲ ተጋሩ ቁማር ትጫወት ካሕዳም፣ ጠላምን መጣጢት ደም ተጋሩን ዝኾነት ወንጀለኛ ውድብ እያ

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
3.1K views11:15
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 13:16:38 TIGRAY TIMES pinned a photo
10:16
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 12:25:04 ሐዚስ ካብታ ደንቆሮ ውድብ ንላዕሊ ብጭፍንን ብመሃይምነትን ተምልኽዋ ደገፍታ ፀሊአኩም ክመውት ኢለ! ንዓኻትኩም ከረድእ ኢለ ዘውፃእኽዎ ሓይልን ጊዜን ብጣዕሚ የጣዕሰኒ ኣሎ!

ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቃይ ንኽናዋሕ ናትኩም ግደ ልዑሉ ምዃኑ እውን ፍለጡ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
3.0K views09:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-11 08:04:40 እንታይ መሲልኩም እዚ ሐዚ መንግስቲ ትግራይ እየ ዝብል ዘሎ ኣካል ዝኸዶ ዘሎ ኣካይዳ ናይ ጥፍኣት መንገዲ እዩ፤ ካብዚ ንትግራይን ተጋሩን ናብ ገደል ዘእትው ዝተሰሓሓተ መንገዲ ክነድሕኖ ንኽእል ድማ ንሕና ተጋሩ ጥራሕ ኢና ግን እስካብ ሐዚ ዝነቀሐ ትግራዋይ ብጣዕሚ ንእሽተይ እዩ፤ ሐዚ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ፀገም ድማ ጊዜ ዝህብ ኣይኮነን።

Please ተስፋ ኣይተቑሩፁና እቦ!

ስለዚ ብፍጥነት ካብ ሰበስልጣናት ኣምልኾ ወፂና ኩሉ ነገር ብዓይኒ ጥቕምን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እናረኣና እቶም መራሕቲ ትግራይ ካብዚ ሐዚ ዝኸድዎ ዘለዉ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ንኽወፁ ፅዕንቶ ንፍጠር።

ከይረፈደ ነቒሕና ህዝብና ነድሕኖ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.8K viewsedited  05:04
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-10 21:54:19
ብሄራዊ ሓድነት እምበር ፖለቲካዊ ሓድነት ዝበሃል ነገር የለን

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES
2.7K views18:54
ክፈት / አስተያየት ይስጡ