Get Mystery Box with random crypto!

Make Tigray Great Again !

የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again ! M
የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again !
የሰርጥ አድራሻ: @digital_weyane_diaspora_tigray
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 5.28K

Ratings & Reviews

3.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 7

2022-11-24 02:24:36
ይቀጥላል ከማንም ትዕዛዝ የማንቀበል ከዓላማችን ዝንፍ የማንል የኦሮሚያ አሌኝታ ነን ብለዋል የአባ ጫሊ ልጆች ።

ድል እጣችን ነው ምርጫችን አይደለም !!
Digital Qeeroo
126 views**, 23:24
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-24 02:15:52
ተጋሩ ግደፋ ንወድሰብ ሕዘኑ ባንክ ተሌ መብራህቲ ዓፅዩ ህዝብና ዝጭፍጭፍ ዘሎ ኦሮሞ እዩ ኣምሓራይ ኣይኮነን
127 views**, 23:15
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-24 02:08:23
116 views**, 23:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-24 02:08:23
112 views**, 23:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-24 02:08:20
111 views**, 23:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-21 02:39:53
ኤርትራ ብዝምልከት ጀነራል ፃድቃን ካብ ዝበሎ
********************************************
ሓደ ግልፂ ክኸውን ዘለዎ
ናይ ትግራይ መንግስቲ ምስ ናይ ኢትዮዽያ መንግስቲ እዩ ስምምዕነት ጌሩ።ምስ ናይ ኢሰያስ መንግስቲ ስምምዕነት ኣይገበረን

በቲ ስምምዕነት መሰረት ናይ ኢትዮዽያ መንግስቲ ንናይ ኤርትራ ሰራዊት ካብ ትግራይ ክወፅእ ክገብሮ እዪ።

እዚ ይኸውን ዶ ኣይኸውንን ኣብ ብዙሕ ሰብ ጥርጥር ከምዘሎ ይፈልጥ የ።

ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅም ኣብዚ ከባቢ ውን ሰላም ንክመዝፅእ ዝጠቅም በቲ ስምምዕነት መሰረት እንተወፂኡ ዪ።

እዚ ከይተተፈፀመ ተተርሪፉ ግን ናይ ባዕሉ ዋጋ ኣለዎ።
ቀሊል ዘይኮነ ዋጋ ኣለዎ።

ካብዚ ናይ ሎመዓንቲ ወግዒ

ኤርትራ ብሰላም ምውፃእ ይሕሻ። እንተዙይኮይኑ ግን ከቢድ ዋጋ ክትከፍል ያ!
#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
99 views######, 23:39
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-21 02:25:24
ኢንጅነር #ኪዳነ_ገብሩ

ካብቶም ሓደ ቅድሚ ዓመት ኣብ ኣርባ ምንጪ ብግፍዒ ዝተቐተሉ #ብElectrical_Engineering ተመሪቑ ኣብ መምህርነት ስራሕ ዝነበረ ኣባል ነባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዩ።

ሎማዕንቲ በዓልቲ ቤቱ ምስ 3 ደቃ ተረድኣ ኣላ።
እቲ ልብኻ ዝሰብር ድማ ሰብኣይን ሰበይቲን ብዘይ ወለዲ ዓብዮምስ ሐዚ ድማ ደቆም ብዘይ ኣቦ ምዕባዮም እዩ።

ኣብ ልኡኽ ወይ ግዳጅ እዮም ተሰውኦም እንዳበሉ ድማ የርድእዎም ባዕሎም ቀትሎም ኽልተ ሞት!!

ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ ዓደይ

#ልብኻ ይሰብር

ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ኢ/ያ ቤት ማእሰርቲ ትኣስሮም ዝነበሩን ዝሳቐዩ ዝነበሩ ዝተረሸኑ ኣባላት ነበር ምክልኻል ሃገር ኢ/ያ #ተወለድቲ_ተጋሩ ብፍላይ ኣብ ሓደ ማዕልቲ ልዕሊ 80 ኢንጅነራት፣ዶክተራትን ዝተፈላለየ ሞያ ዝነበሮምን ኣብ ምዕራብ #ኣባያ ዝተረሸኑ ሎማዕንቲ ብበዝሒ ንቤተሰቦም ኣብ #ግዳጅ ተሰዎኦም እናበሉ ንስድራን ንቤተሰብ የርድእዎም ይርከቡ።
ፅንዓት ንስድራ ቤቶም ይምነ!!
100 views**, 23:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-21 02:24:58
91 views**, 23:24
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-19 15:27:22
597 views**, 12:27
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-19 02:29:52 Join our twitter Space
https://twitter.com/i/spaces/1RDGlaMXOqdJL
80 views**, 23:29
ክፈት / አስተያየት ይስጡ