Get Mystery Box with random crypto!

Make Tigray Great Again !

የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again ! M
የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again !
የሰርጥ አድራሻ: @digital_weyane_diaspora_tigray
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 5.28K

Ratings & Reviews

3.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 5

2022-12-03 02:34:38
#ሽረ!

ልዕሊ 266 km ፋይበር መስመር ተዘርጊሑ ኸም ዝተዛዘመን ሙሉእ ብሙሉእ #ስልኪ ካብ ፅባሕ ቐዳምን ሰንበትን ክልቀቕ ኣብ ምድላዋት ይርከብ ።

ብተመሳሳሊ መንገዲ መዕርፎ ኣየር #ሽረ ኣብ ሰሙን 2 መዓልቲ ሰሉሱን ሓሙስን ንበረራ ሰብኣዊ ሓገዝ ኽፍቲ ተገይሩ ።
90 views**, 23:34
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 03:25:44 #ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
756 views**, 00:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 02:59:27 የለናን ፣ ብውነና የለናን!
================

ስምምዕ ሰላም ካብ ዝፍፀም

* ሰራዊት ኤርትራ ካብ 10 ክሻብ 17 ሕዳር 2015 ዓ/ም
* 111 ሰባት ቀቲሉ
* 103 ኣካል ጉድኣት ገይሩ [ደብዳብን ጨፍጫፍን]
* 241 ገዛውቲ ኣቃፂሉ።

ኣብዚ እቲ ዝበዝሕ ሰብና ዝተቐተለ ኣብ ከባቢ ዓድዋ እዩ።

* ካብ 19 ክሻብ 21 ሕዳር 2015 ዓ/ም ድማ [መቐፀልታ ምዃኑ እዩ]

* ኣብ ማእኸል ኣድያቦ 1300
* ኣብ ኣስገደ ፅምብላ 1000
* ኣብ ማይ ኣባያ 600
* ኣብ ኣክሱም 19 ሰባት ተቐቲሎም።

እዚ ካብቲ ገዛ ንገዛ እናዞርካ ወርቂ ፣ ክባራት ንብረት ፣ ክዳውንቲ ፣ ኣቑሑ ገዛ [ቆርቆሮ ከይተረፈ] ካብ ዝግበር ስርቂ ወፃኢ ፣ ኣብ ንፁሃት ወገናት ዝካየድ ዘሎ ጨፍጫፍ እዩ።

ብድማር ክልተ ቕነ ኣብ ዘይመልአ እዋን 3 ሽሕን 20 ሰብ ተቐቲሉ ኣሎ። [ሐዚ ሐዚ ምስ ሞት ተላሚድና ቁፅሪ ዝሞተ ሰብ ክንፅውዕ ስክፍታ ኣይሓድረናን ዘሎ]

ካብዚ ብተወሳኺ ሰራዊት ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ካብ ትግራይ ክወፅእ ኣብ መሬት ትግራይ ድፋዕ ይሃንፅ ፣ ነታጉ ይቐብር ፣ ሰባት ይጨዊ ፣ መሬት ትግራይ ካብ ሰብ ናፃ ይገብራ ኣሎ።

ኣብ ዞባ ማእኸል ድማ ከባቢ ኣድያቦ ትግራዋይ ዘበለ ፍጡር ብጅምላ ይቐትልን ይጭፍጭፍን ፣ ነቲ ከርክበሉ ዘይክኣለ ድማ ከቢድ ብረት ይድብድብ ኣሎ። [እዚ ደብዳብ ብረት ሐዚ ይፍፀም ዘሎ እዩ]

ምስ እዚ ብዝተሓሓዘ ሰራዊት ትግራይ ሒዝዎ ካብ ዝፀንሐ ውግእ መስመራት ለቂቑ ምውፃእ ጀሚሩ ኣሎ።

ሰራዊት ትግራይ ዝለቀለን ዘሎ ግምባራት ደቡብ፣ ማይቅነጣል፣ ዛላምበሳ፣ ነበለት፣ ጨርጨር፣ ኩኩፍቶ፣ ሕጉምብርዳ፣ በሪ ተኸላይን ኣበርገለን ግምባራት እየን።
766 views**, 23:59
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 02:45:04
ኩልካ ሸር ግበሮ አበ ልዕሊ ክብርቲ ሐፍትና ንዝወርድ ዘሎ ግፍዒ
#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
677 views**, 23:45
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 02:41:06
ከም ህዝቢ ኣኽሱም ዝረሸንዎ የለን። ኣብ መቓብሩ ክስዕስዑ ከም ምርኣይ ዘሕዝን የለን። እቲ ዝኸበደ ናይ ስነልቦና ኲናት ኣብ ቅድሜና ኣሎ። ኣካል ናይዙይ ድማ ኣወል ስዒድ ኣብ ማእከል እታ ትእምርቲ መንነትና ሓወልቲ ኣኽሱም ኮይኑ የባጭው ኣሎ። ሕርቃንና ውሕጥ ኣቢልና ነዞም ከምዙይ ዝበሉ ውርደታት እንጋልሀሉ መንገዲ ነናዲ።

#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
659 views**, edited  23:41
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 02:12:45
The lowest point in the history of Tigray_Axum!
መጻወቲ ደማሙ ኢባ ኮነት፥ ኣክሱም!! ኣሽሓት ደፊሮም ፥ ኣሽሓት ረሺኖም ፥ ኣብ ኣክሱም ይዕንድሩ ኣለዉ!!!ብግልባጡ ሰማእታቶም ኣብ ኣኽሱም ይዝክሩ ኣለዉ፥ 4 ሞት!
ኤርትራዊ ኣሓትና እዬም ትብል ሰብ ልቢግበር
616 views**, 23:12
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 01:15:57
ንኣና ከም ህዝቢ ካብዙይ ዝዓቢ ውርደት የለን።
ኣፍታ ኣሻሓት ኣሕዋትና ዝጨፍጨፉላ ከተማ ኣክሱም ኮይኖም በቲ ዘፍሰስዎ ናይ ንፁሃት ኣሕዋትና ደም ከባጭው ጀሚሮም ኣለው።
ነዚኦም ትከውን ግዜ ምምፅኣ ኣይትተርፍን ባራዩ፣ኣፍታ ግዜ ንሳ ደም ኣሕዋቱ ብተግባር ዝምልስ ጨካንን ቆራፅን መራሒ ጥራሕ ይፍጠረልና!



#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
661 views**, edited  22:15
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-02 01:11:19
646 views**, 22:11
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-01 02:38:55 https://twitter.com/i/spaces/1nAKEroYDYaGL
851 views**, 23:38
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-11-30 16:53:36
ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!
#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
991 views**, edited  13:53
ክፈት / አስተያየት ይስጡ