Get Mystery Box with random crypto!

Make Tigray Great Again !

የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again ! M
የቴሌግራም ቻናል አርማ digital_weyane_diaspora_tigray — Make Tigray Great Again !
የሰርጥ አድራሻ: @digital_weyane_diaspora_tigray
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 5.28K

Ratings & Reviews

3.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 4

2023-01-07 01:52:57
#ሓበሬታ
ኩሉ ትግራዋይ ከድምፆ ዘሎዎ !!
TDF & ህዝብና ኣብ ትግራይ ዘሎ እንታይ ይብል አሎ ።
ህዝብናን ሰራዊት ኣብ ሓደጋ ወዲቑ አሎ ኩላትና ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊትና ጠጦው ንበል።
#abiymustgo
#AmharaOutOfTigray
#EthiopiaFailedState
#EritreaOutOfTigray

#ኢንጅነር_ለንቂጥ_ዘ_አክሱም (Engineer_Lenkit_Ze_Axum)


በቴሌግራም ፈጣን መረጃ ለማግኘት

https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
212 views**, edited  22:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-01-06 01:04:47
Today, we have seized a document being secretly released by the terrorist Ethiopian government, the Prosperity Group. On the one hand they say peace and on the other hand they are spreading false sentiment to the international community. They are trying to criminalize the leaders of Tigray. We said hello and we are having fun and sleeping. We are eating each other up about politics. Brothers and sisters, let us leave our internal politics and work on our main focus, exposing the plots and conspiracies of our enemies to the world community.
671 views**, edited  22:04
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2023-01-02 18:23:59
ሰበር - ዜና እረፍት

አርቲስት ቴዲ ዮ ከሰአታት በፊት ባልታወቁ ቡድኖች በተተኮሰ ጥይት አረፈ ::
#abiymustgo
1.6K views**, 15:23
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-30 02:25:47
#Reconnect the whole #Tigray!

Free Irob #EritreaOutOfTigray

Free Adigrat #EritreaOutOfTigray

Free Gulomekeda #EritreaOutOfTigray

Free Egela #EritreaOutOfTigray

Free Rama #EritreaOutOfTigray

Free Adwa #EritreaOutOfTigray

Free Axum #EritreaOutOfTigray

Free Shire #EritreaAndFanoOutOfTigray

Free Sheraro ##EritreaAndFanoOutOfTigray

Free Humera #EritreaAndFanoOutOfTigray

Free Wolkait #EritreaAndFanoOutOfTigray

Free Tselemti #EritreaAndFanoOutOfTigray

Free Alamata #FanoOutofTigray

Free Korem #FanoOutofTigray

Free Chercher #FanoOutofTigray

Free Zata #FanoOutofTigray

Free Nebelet #FanoOutofTigray

Free Edaga Arbi #FanoOutofTigray

Free Maikinetal #FanoOutofTigray
821 views**, 23:25
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-23 23:18:58 https://twitter.com/Eng_Lenkit_Axum/status/1606383691940433940?t=iZwRbstUSnv_Xlz3ppsCmg&s=09
391 viewsXxxx, 20:18
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-18 14:17:29
ሰለሞን ሹምዬ በፖሊስ ቁጥጥር ስር ዋለ

“ገበያኑ” የተሰኘው የዩቲዩብ መገናኛ ብዙኃን መስራች እና ባለቤት የሆነው ሰለሞን ሹምዬ በፌደራል ፖሊስ ቁጥጥር ስር ዋለ።
837 viewsXxxx, 11:17
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-13 21:42:15 ሓደ ሓውና ካብ መቐለን ንሽረ ክጉዓዝ ከሎ ዝርኣዩ ትዕዝብቲ
Via ትግራይ Tigray
====================

ስዓት 3 ከባቢ ካብ ርእሰ ኸተማ ትግራይ መቐለ ጉዕዞ ናብ ናይ ሐዚ ርእሰ ኸተማ ብልፅግናንን ሻዕብያ ልኾነት ኸተማ ሽረ ፃዕዳ!

ካብ መቐለ ወፂኻ ናብ ገጠራት ትግራይ እንትኣትዉ ሓረስታይ ምህርቱ እንሰበሰበ ኣዴታት ካብ ገረባት ትግራይ ልስተ ማይ እንቀደሓ ተሸኪመን ምኻድ ልሙድ እዩ፡፡ ካብ መቐለ ክሳብ ዓብይ ዓዲ ናይ ትግራይ ሰራዊት ብበዝሒ ኣብ ከተማታትን ገጠራትን ትግራይ ምርኣይ ልሙድ እዩ።ናይ ህዝብና ምንቅስቃስ ሰላማዊ ግን ኣብ ሕሱም ድኽነት እና ዓፀቦ ክምዝነብር ትምልከት፡፡

ካብ ዓቢይ ዓዱ ሓሊፍካ ዉን ሰራዊት ትግራት እናራኣኻ ናብ በርኻታት ተምቤን ኣተና ፣ ናብ ማይቕነጣል ክትኣትዉ ዘሎ ደንደስ ዕበይ ልበል በሪኺ ቦታ ክንኣትዉ ክንበል ናይ ኢትዮጲያ ባንዴራ ምስረኣና ኩለና ደንገፅና ለካ ኬላ(መፈተሺ ቦታ ) ካብዛ ቦታ ይጅምር ኣብቲ ቦታ ብዝሕ ዝበለ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ይርከብ ፣ ንሳቶምውን ይፍትሹ ዋላ ናይ UN ልበሃል የለይ ኩሉ ይፍተሽ ሽም ዝርዝር ኣረጋጊፆም እዮም ክትሓልፍ ልፈቕዱ።

እብዚ ብጣዕሚ ልገረመኒ ግን ኣብ መቐለ እናሃአልና ልዉረይና በዞም ሓደ ሓደ ልናፈስ ናይ ሕሶት ወረ ፒፒ እና ሻዕብያ ተባኢሶም እዮም በበይኖም እዮም ለለዉ እናተባሀል ልነጉርኒ ለነበሩ ሰባት ብጣዕሚ ፀለእኹዎም ልነበረኒ አተሓሳስባ እዉን ጌጋ ከምዝነበረ ተረዲኣ።

ፒፒን ሻዕብይ እንካን ክብኣሱ ኣብናይ ኢትዮጲያ ሰራዊት ካምፕ ብሓደ እና ጎኒ ልጎኒ ናይ 300ሜትር ኣፋላላይ ኣብ ዘለዎ ቦታ ከምዝነብሩ ማይ ቦቲ(water tanker)ብሓደ ከምዝከፋፈሉ ብዓይነይ ተዓዚበ ልገርም ሰራውት ኤርትራ ናይ ኢትዮጵያ ክዳን ልተኸደኑ ኣለዎ። ብበዝሒ ሰራዊት ናይ ኤርትራ ሰራዊት ካብ መእተዊ ማይቕነጣል ክሳብ ሽረ መፈተሺ ቦታ ብበዝሒ ኣለዉ ካብ ናይ ፒፒ ሰራዊት ንላዕሊ!

ዓድዋ ጭር ኢላ ልተወሰነ ሰብ ኣብ ኣስፓልት ትረክብ፡፡ ካብ ዓድዋ ክሳብ ኣኽሱም መካናይዝ እና ሎጂስቲክችስ ፒፒ ይርከብ። ናይ ፒፒ ሰራዊት ኣብ መንጎ ዓድዋ እና ኣኽሱም ወታደራው ስልጠና ይወሃቡ ኣለዉ ኣብ መንገዲ እናጎየዩ መለማመዲ ስእልታት ሒዝም ምኻድ ልሙድ ይመስል፡፡ልክዕ ኣኽሱም ምስ ኣተና ፒፒ ሰራዊት፡ ፋኖ፡ፍሉይ ሓይሊ ሲዳማ፡ፍሉይ ሓይሊ ቤንሻንጉል ጉሙዝ፡ፍሉይ ሓይሊ ደቡብ ህዝቦች፡ሻዕብያ ኣብ ብዙሕ ቦታ ይርከቡ !ብፍላይ ኣብ አስፓልትን ናብ እንዳ ፅዮን ማርያም ሓወልቲ ኢትዮ ቴለኮም መንገደሐ!

ህዝብና ለ ማይ የብሉ ኤለክትሪክ የብሉ ብዝተወሰነ ልጀመረ ስልኪ ኣብታ ቴለኮም እና ኣስፓልቲ ጥራሕ ስለ ልሰርሕ ኣብኡ ብዝሕ ዝበለ ይርከብ።ሞባይል ጃርጅ ክሳብ 30 ቕርሺ የኽፍል ሞባይል ካርዲ ኣብ ሓደ ሓደ በዓል 10 20 ቕርኢ ትዕድግ ኣብ ኻሊእ ለለ 50% ወሲኾም ይሸጡልካ እዞም ሰባት ለዋሃት እዮም ማለት እዩ(those who sold 50% added value ማለት ቕዩ )፡፡

ካብ ኣኽሱም ክሳብ ሰለኽለኻ ሰብ ዳርጋ የለይ ንእሽተይ ሰብ ብዙሕ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰለኽለኻ መዉፀኢ ናብ ሽረ ናይ ሻዕብያ ሰራዊት መፈተሺ ቦታ ኣለዎ፡፡ እቲ ብጣዕሚ ልገርም እና ለሕዝን ግን ፒፒን ሻዕብያ ክብ ዘለዉ ቦታ ጀሚሩ ምንም ዓይነት ናይ ትራንስፖርት ኣገልግሎይ ዝበሃል የለይ ዋላ ሓንቲ መኪና ኣይትረክብን ዋላ ሰብኣዊ ሓገዝ ልህባ ለ የለዋን ካብ እተን ን ሽረ ልተፈቐደለን ናይ UN convey ወፃኢ።

ሽረ ኣቲና ድምፂ ሙዚቃ ብሄር ብሄረ ሰቦች ሰማዓና ኣብ ሽረ ለለዉ ናይ ሰራዊት ዓይነት ዩኒፎርም ናይ ሎሚዘበን ብሄር ብሄረሰቦች ኣብ ሃዋሳ ሲዳማ ክልል ለይኮነስ
524 views**, 18:42
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-08 14:01:06 Solidarity W/Amhara Civilians killed by Oromo PP in Welega, Oromiyaa! #AbiyIsaGenocider #EritreaOutOfTigray
https://twitter.com/i/spaces/1rmGPkBzqLmKN
603 views**, 11:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-07 01:53:36
Fake News Alert
This is a cartel killing in Mexico.
Here is a link to the full video

shorturl.at/dgARW
400 viewsXxxx, 22:53
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-12-06 04:48:48 https://twitter.com/Dantheone921/status/1599253883393429504?t=n09dgEZ4kokZhhDSorJSfw&s=09
105 viewsXxxx, 01:48
ክፈት / አስተያየት ይስጡ