Get Mystery Box with random crypto!

#ትግራዋይ_እጨጌ_ተክለዬ_ትፈልጡዎም_ዶ? ናይ ኲሎም ቅዱሳን ስሞምን ቁጽሮምን ፈሊጥና፣ ገድሎ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#ትግራዋይ_እጨጌ_ተክለዬ_ትፈልጡዎም_ዶ? ናይ ኲሎም ቅዱሳን ስሞምን ቁጽሮምን ፈሊጥና፣ ገድሎም አንቢብና፣ ገዳሞም ምተሳለምና ሓጎሱ ኣይንኽእሎን! ግን ድማ ኣብ መዳይ ታሪኽ ቅዱሳን (Hagiography) "እከለ ዝበሃል ቅዱስ አሎ" ንምባል ኦርቶዶክሳዊ መረዳእታ (እቲ ቅዱስ ዝነበረሉ ገዳም/ቤ.ክ፣ ገድሉ፣ ዝተጠቐመሎም ንዋያት ...) ምቕራብ ግድን ይኸውን። እዚ ብሥነ አመክንዮ Burden of Proof…