Get Mystery Box with random crypto!

#አቡነ_ተክለ_ቀዳማውን_ዘቆየጻን_ዝበሃሉኸ? ቅድሚ ሐዚ እጨጌ አቡነ ተክለ ዝበሃሉ ከምዝነበሩ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#አቡነ_ተክለ_ቀዳማውን_ዘቆየጻን_ዝበሃሉኸ? ቅድሚ ሐዚ እጨጌ አቡነ ተክለ ዝበሃሉ ከምዝነበሩ ዝገልፅ አመክንዬ ብቑዕ ከምዘይኮነን ዘእምን መረዳእታ ከምዘየለን ርኢና። ሐዚ ድማ "ሳባውያን ወአግአዝያን" ኣብ ዝብል መጽሐፍ (ገጽ 324-325)፣ አቡነ ተክለ #ቀዳማዊን #ዘቆየጻን/ዘአክሱም/ ዝበሃሉ ነይሮም ንምባል ዝቐርቡ ነጥብታት ክንርኢ። @BinyamZeChristos #አቡነ_ተክለ_ቀዳማዊ:…