Get Mystery Box with random crypto!

#ንምንታይ_ያ_ክንፊ_ዘይብሎም? ቅድሚ ዝተወሰኑ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ደንገላ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#ንምንታይ_ያ_ክንፊ_ዘይብሎም? ቅድሚ ዝተወሰኑ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ደንገላት ማርያም ዝተረኸበ ናይ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ሥዕሊ (ትሕት ኢሉ ዝሩአ ሥዕሊ) ብሓደ ሓደ ሰባት «እቲ ስዕሊ 6 አክናፍን ዝተሰበረ እግሮምን ስለዘይብሎም ካሊእ አቡነ ተክለ እዮም» ዝብል ሙግት የልዕሉ። ንሕና ድማ ካሊእ ተክልዬ ከምዘይኮኑ ብ2 ነጥብታት ክንሙግት! @BinyamZeChristos …