Get Mystery Box with random crypto!

#በእንተ_አቡነ_ተክለ_ሃይማኖት #ቅዱስ_ገድሎም_ብዘመናት :- መጋቢት 24:1196 ዓ. | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#በእንተ_አቡነ_ተክለ_ሃይማኖት #ቅዱስ_ገድሎም_ብዘመናት :- መጋቢት 24:1196 ዓ.ም ~ ካብ ካህን ጸጋ ዘአብን ካብ እግዚእኃረያን ተጸኒሶም ታሕሳስ 24:1197 ዓ.ም ~ ኣብ ጽላልሽ ዞረሬ ተወሊዶም 1213 ዓ.ም ~ ብ17 ዕድመኦም ዲቁና ተቐቢሎም 1218 ዓ.ም ~ ብ21 ዕድመኦም ወለዶም ንከመርዕዉዎም ጓል እንተምፅኡ፣ ከም ድሜጥሮስ 'ክምንኩስ እየ ዝደሊ' ብምባል ጸንዑ። እታ…