Get Mystery Box with random crypto!

#ነቕ_ዘይብል_መረዳእታ ብሱሩባ ኣብ ቤ/ክ ታሪኽ ከም አቡነ ተክለ ሃይማኖት ብብዙሕ መረዳእታ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#ነቕ_ዘይብል_መረዳእታ ብሱሩባ ኣብ ቤ/ክ ታሪኽ ከም አቡነ ተክለ ሃይማኖት ብብዙሕ መረዳእታ ዝፍለጥ፣ ከም ገድሎም ድማ ዝተፀንዐን ዝተረጋገፀን ከምዘየለ ትፈልጡ ዶ? አቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ 13 ክ/ዘ ኣብ ሸዋ ከምዝተወልዱ፣ ካብ ልደቶም ክሳብ ዕረፍቶም፣ ካብ ደብረ ዳሞ እንትወድቁ 6 አክናፍ ከምዝተውሃቦም፣ ብበዝሒ ቊመተ ጸሎት እግሮም ከምዝተሰበረት፣ መንበረ ሥላሴ ከምዝዓጠኑን፣ ደብረሊባኖስ…