Get Mystery Box with random crypto!

#ቅዱሳን_ክንፊ_ዝበሃል_ነገር_ኣይነበሮምን ሓደ ሓደ ሰባት ንቅዱሳን (ብፍላይ ንአቡነ ተክለ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#ቅዱሳን_ክንፊ_ዝበሃል_ነገር_ኣይነበሮምን ሓደ ሓደ ሰባት ንቅዱሳን (ብፍላይ ንአቡነ ተክለሃይማኖት) "ካብ ትግራይ ወፃኢ ብምውላዶም" ብዝወረደ ቃላት ዘናሸውዎምን ዘቃለሉዎም እናመሰሎም ድማ ክሳብ "ክንፊ የብሎምን" ኢሎም ዝናገሩ ንሰምዖም ኢና። ቅዱሳን ብፍላይ ድማ ንሐዲስ ሐዋርያ አቡነ ተክለሃይማኖት "ክንፊ ኣይነበሮምን" ዝብሉ ሰባት ብ3 መንገዲ ዝመፁ እዮም። እስኪ ብአመክንዮአዊ መርትዖ ንሞግቶም!…