Get Mystery Box with random crypto!

ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛ | FBC Tigrigna

ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን  ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ብናልፍ ምስ ኦስማን ዲዮን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ንስራሕቲ ህንፀት ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ  ምስ መንግስቲ ብምዃን ብትሕብብር ንምስራሕ ዘሎ በሀጊ ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ኣይተ-ብናልፍ-ኣንዷለም-ከይዲ-ህንፀት-ሰላ/