Get Mystery Box with random crypto!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 201 | FBC Tigrigna

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ግብርና፣ ቀጣናዊ መትእስሳርን ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣክሴል ቫን ትሮትሰንበርግ ኣብ ሴኔጋል ተዛቲዮም። ኣይተ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ባንኪ-ዓለም-ንኢትዮጵያ-ዝገብዶ-ደገፍ-ኣጠ/