Get Mystery Box with random crypto!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ ኣ | FBC Tigrigna

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2015ንን ሓፈሻዊ እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ብዝምልከት ዘልዓልዎም ሕቶታትን ዝተውሃቡ ርእይቶታትን ብዝምልከት ምላሽ ሂቦም። ምድላው…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ባይቶ-ወከልቲ-ህዝቢ-በጀት-ዓመት-2015-ዓ-ም-786-ነጥ/