Get Mystery Box with random crypto!

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ | FBC Tigrigna

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ክህልዉ ዝግበኦም ኣንፈታት ትኹረት ሽዱሽተ ኢዮም ኢሎም። ንሳቶም ድማ፦ ልቓሕ ምቕናስ ምቕናስ ጉድለት በጀት ዘለና ሃፍቲ ብቑጠባ ኣብ ረብሓ ምውዓል ናህሪ ዋጋ ምርግጋዕ 5.እግሪ ምትካልን ሰብኣዊ ሓገዝን ሰላምን ድሕንነትን ምርግጋፅ ከምዘኾኑ ገሊፆም። ኣብ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ቀዳማይ-ሚኒስትር-ኣቢይ-ኣብ-በጀት-ዓመት-2015-ዓ/