Get Mystery Box with random crypto!

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር | FBC Tigrigna

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት ብምጥቃም ሃገር ይጎድኡ ከምዘለዉ ኣብሪሆም። ብመሰረት እዚ ነዚ ካብ ፍልፍሉ ንምድራቕ ናይ ምዝርራብ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/መንግስቲ-ኢትዮጵያ-ካብ-ዝኾነ-ንዓልሊ-ንጉ/