Get Mystery Box with random crypto!

ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 20 | FBC Tigrigna

ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣበ ዝሃብዎ መብርሂ፥ “ምስ ዘርኢ ብምትሕሓዝ ሸኔ ኦሮሞ ኢዩ እትብሉ ሰባት ተወካሊ ኦሮሞ ኢዩ ኢልኩም ኣናኢስኩም ኣይተርኣዩ” ኢሎም። ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ሸኔ-ቀንዲ-ፀላኢ-ኦሮሞ-ኢዩ-ክብሉ-ቀዳማይ-ሚ/