Get Mystery Box with random crypto!

ትካላት ፀፅታ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ -ቀዳማይ ሚኒስትር | FBC Tigrigna

ትካላት ፀፅታ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተኸፈተ ኲናት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ኲናት ናይ ሓበሬታ፣ ዲፕሎማሲ፣ ሳይበርን ተልእኾን ዘካተተ ኢዩ ኢሎም። እዚ ኣቐዲምና ብምግንዛብና ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስን ኣጠናኺርና ኢና ኢሎም። እቶም ትካላት…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ትካላት-ፀፅታ-ንሎሚ-ጥራሕ-ዘይኮነስ-ንፅባ/