Get Mystery Box with random crypto!

ፀላእቲ ክፍቱኑና ይኽእሉ እንበር ኣይስዕሩናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ | FBC Tigrigna

ፀላእቲ ክፍቱኑና ይኽእሉ እንበር ኣይስዕሩናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ብግፍዒ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀም ዘሎ ቅትለት…

https://www.fanabc.com/tigrigna/መንግስቲ-ግብረ-ራዕዲ-ዘይኮነስ-ግብረ-ራዕ/