Get Mystery Box with random crypto!

ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ዘይድህሰሱ ቅርስታትን ባህልን በየነ መንግስታት ዩኔስኮ ኮይና ኣዲስ ኣበባ | FBC Tigrigna

ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ዘይድህሰሱ ቅርስታትን ባህልን በየነ መንግስታት ዩኔስኮ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ዘይድህሰሱ ቅርስታትን ባህልን በየነ መንግስታት ዩኔስኮ ብምዃን ተሓሪያ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 5 ክሳብ 7 ሓምለ 2022 ኣብ ዝተሳለጠ መበል ታሽዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከመዝተመረፀት ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝውክሉ ሃገራት ሓንቲ ከምዝኾነት ተሓቢሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ኢትዮጵያ-ኣባል-ኮሚቴ-ዘይድህሰሱ-ቅርስታ/