Get Mystery Box with random crypto!

ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን | FBC Tigrigna

ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣማኻሪ ብሄራዊድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ሶማሌ ላንድ ሃርጌሳ ኣቕኒዑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ፃኒሒት ምስ ፕሬዚዳንት…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ኢትዮጵያን-ሶማሌላንድን-ኣብ-ዓውዲ-ንግዲ/