Get Mystery Box with random crypto!

ብርዒ ትግርኛ📝Tigrigna literature📚

የቴሌግራም ቻናል አርማ tigrigna_literature — ብርዒ ትግርኛ📝Tigrigna literature📚
የቴሌግራም ቻናል አርማ tigrigna_literature — ብርዒ ትግርኛ📝Tigrigna literature📚
የሰርጥ አድራሻ: @tigrigna_literature
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 3.02K
የሰርጥ መግለጫ

ብርዒ ትግርኛ📝📚
እዚ Telegram ቻነል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ ቻነል እዩ።
⭐️ዛንታታት ፍቕሪ
⭐️ኣለበምቲ ጽሑፋት
⭐️ኣገረምቲ ክስተታት
⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ቻነል እዩ። ዘለኩም ሪኢቶ፣ጽሑፋት ናብዚ- @Bazen29 (👉 @Tigrigna_lit_adminBot) ለኣኹልና።

Ratings & Reviews

1.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

0

3 stars

0

2 stars

1

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-07-27 22:51:33
ጭሕሚ ዘለዋ ህንዳዊት ሻይጃ ከነላልየኩም
*
መብዛሕትኡ ዜ ደቂ ኣንስትዮ ጸጕሪ ገጽ ዘይድለ ምዃኑ፡ ከምኡ'ውን ኣዘውቲረን ከልግሳኦ ከምዘለወን ይንገረን እዩ። ክሬማት መእለዪ ጸጕሪ ናይ ቢልዮናት ዶላር ኢንዱስትሪ እዩ።

ሻይጃ ካብቶም ኣብ ጐደናታት ዝርእይዋ ሰባት ዝተፈላለየ ርእይቶታት ከም ዝሰምዐት ትገልጽ።

"ሰባት 'ጭሕሚ ናይ ሰብኡት እዩ፡ ሰበይቲ ከመይ’ሉ ጭሕሚ ይህልዋ?' እናበሉ የላግጹለይ" ትብል።

ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝቐርብ መራኸቢ ብዙሓን ብተደጋጋሚ ተራእያ እያ። ኣብዚ ቐረባ ግዜ ናይቲ ከባቢ ማዕከን ዜና ብዛዕባኣ ኣብ ፈይስቡክ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ፡ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ላግጺ ከም ዝረኣየት ትገልጽ።

ሓደ ሰብ ጸጕሪ ዓይና ክተስተኻኽል እንተደኣ ክኢላ፡ ጭሕማ ብላማ ዘይትኣልየሉ ምኽንያት እንታይ ከምዝኾነ ሓቲትዋ።

"እንተዀነ፡ ብዛዕባ እቲ ኣነ ዝደልዮ እዩ ክኸውን ዘለዎ፡ እንታይ ክዕቅብ እንታይ ድማ ከልግስ ከም ዘለኒ ኣነ’ዶ ኣይኮንኩን ዝውስን? " ኢላ ትሓትት።
https://bbc.in/3b9hysa
Source: BBC tigriyna

Join us @tigrigna_literature
469 viewsedited  19:51
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-27 09:53:25
ሓደ ሰብ ንህቡብ ጸሓፊ ካሊል ጂብራል ከምዚ ክብል ሓተቶ.."ካብ ደቂ ሰባት እቲ ብጣዕሚ ዝገርም ነገር እንታይ እዩ?"

ጂብራልን እትምልስ...
"ሰባት ቁልዕነት ይጸልእዎ ዓበይቲ ሰባት ክኾኑ ድማ ይሃጹ ፤ ድሕሪኡ ድማ ቆልዓ ምኻን ይናፍቑ።
ሃብቲ ንምእካብ ጥዕንኦም ኣብ ሓደጋ የእትዉ መሊሶም ከኣ ጥዕንኦም ንምምላስ ብዙሕ ሃብቲ የጥፍኡ።
ብዛዕባ መጻኢ ይጭነቁ ናይ ሎሚ ይርስዑ ሎሚ ኣይነብርዎን.. መጻኢ ጊዜ ከምዘይሞቱ ኮይኖም ይነብሩ ግን ከምዘይነበሩ ኮይኖም ይሞቱ።"
ጩራ ወጋሕታ

ንሪኢቶ ወይ ጽሑፍ ንምልኣኽ
@Tigrigna_lit_adminBot

ተጸንበሩታ(Join us)
@tigrigna_literature
440 viewsedited  06:53
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-27 09:51:31 ብርዒ ትግርኛ
እዚ Telegram ቻነል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ ቻነል እዩ። ዛንታታት ፍቕሪ
ኣለበምቲ ጽሑፋት
ኣገረምቲ ክስተታት
ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ቻነል እዩ።
ንሪኢቶ ወይ ጽሑፍ ንምልኣኽ
@Tigrigna_lit_adminBot

ተጸንበሩታ(Join us)
@tigrigna_literature
476 views06:51
ክፈት / አስተያየት ይስጡ