Get Mystery Box with random crypto!

ሐዚስ ካብታ ደንቆሮ ውድብ ንላዕሊ ብጭፍንን ብመሃይምነትን ተምልኽዋ ደገፍታ ፀሊአኩም ክመውት ኢለ! | TIGRAY TIMES

ሐዚስ ካብታ ደንቆሮ ውድብ ንላዕሊ ብጭፍንን ብመሃይምነትን ተምልኽዋ ደገፍታ ፀሊአኩም ክመውት ኢለ! ንዓኻትኩም ከረድእ ኢለ ዘውፃእኽዎ ሓይልን ጊዜን ብጣዕሚ የጣዕሰኒ ኣሎ!

ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቃይ ንኽናዋሕ ናትኩም ግደ ልዑሉ ምዃኑ እውን ፍለጡ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES