Get Mystery Box with random crypto!

እንታይ መሲልኩም እዚ ሐዚ መንግስቲ ትግራይ እየ ዝብል ዘሎ ኣካል ዝኸዶ ዘሎ ኣካይዳ ናይ ጥፍኣት | TIGRAY TIMES

እንታይ መሲልኩም እዚ ሐዚ መንግስቲ ትግራይ እየ ዝብል ዘሎ ኣካል ዝኸዶ ዘሎ ኣካይዳ ናይ ጥፍኣት መንገዲ እዩ፤ ካብዚ ንትግራይን ተጋሩን ናብ ገደል ዘእትው ዝተሰሓሓተ መንገዲ ክነድሕኖ ንኽእል ድማ ንሕና ተጋሩ ጥራሕ ኢና ግን እስካብ ሐዚ ዝነቀሐ ትግራዋይ ብጣዕሚ ንእሽተይ እዩ፤ ሐዚ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ፀገም ድማ ጊዜ ዝህብ ኣይኮነን።

Please ተስፋ ኣይተቑሩፁና እቦ!

ስለዚ ብፍጥነት ካብ ሰበስልጣናት ኣምልኾ ወፂና ኩሉ ነገር ብዓይኒ ጥቕምን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እናረኣና እቶም መራሕቲ ትግራይ ካብዚ ሐዚ ዝኸድዎ ዘለዉ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ንኽወፁ ፅዕንቶ ንፍጠር።

ከይረፈደ ነቒሕና ህዝብና ነድሕኖ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES