Get Mystery Box with random crypto!

ነበር ተፃዋቲ ማንችስተር ዩናይትድን ናይ ሐዚ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዌልስ ዝኮነ ሪያን ጊግስ ኣ | መቐለ 70 እንደርታ

ነበር ተፃዋቲ ማንችስተር ዩናይትድን ናይ ሐዚ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዌልስ ዝኮነ ሪያን ጊግስ ኣብ ባዓልቲ ገዝኡ ብዘብፅሖ ጥቅዓት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ ብዋሕስ ከምዝተፈትሐ ተፈሊጡ። ነዚ ስዒቡ ናይ ዌልስ ፌዴሬሽንን ሪያን ጊግስን ብስምምዕ ን 3 ፀወታ ንሃገራዊት ጋንታ ዌልስ ከምዘይመርሕ ተፈሊጡ።
ሪያን ጊግስ ኣብ ኹዕሾ እግሪ ሂወቱ ቀይሕ ካርዲ ረኪቡ ኣይፈልጥን ነይሩ።