Get Mystery Box with random crypto!

ዘይልወ ሓፂን ኤርትራ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ከሲሳቶ ኣላ። [ቁሩብ እስከ ሰሓቑ] | Digital Woyane - ድጅታል ወያነ

ዘይልወ ሓፂን

ኤርትራ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ከሲሳቶ ኣላ። [ቁሩብ እስከ ሰሓቑ]

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ዕፅዋን ክባን ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ከቢድ ፀገም ኣሎ። ኢሉ ምግላፁ ስዒቡ ፣ ኣብ ዘይወዓልኩዎ ሽመይ ተላዒሉ ክትብል ከሲሳ ኣላ። [ደጊምኩም እስከ ሰሓቑ]

‘ቁጠባዊ ምድልዳላት ኢትዮጵያ ናብ ኤሪትራ መሊስናዮ ኣሎና’ ኢሎም ከምዘይነገሩና ሲ ፣ ወረርቲ ተባሂልና ኢሎም ሻቕሎት።

ዘይልወ ሓፂን ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሎሚ ድማ ኣብ መድረኽ ዓለም ብግልፂ ሓደ ኸቢድ ዘረባ ኣድሚዑ ኣሎ።

“ዓለም ንኹሎም ደቂ ሰባት ፀገማቶም ብማዕረ ክትፈትሕ ኣይተርኣየትን።” ኢሉ ኣሎ።

በዓል ሕልና ኹልግዘ ኣብ ሕልንኡ ዘሎ እዩ ዝገብር!

#ክብሮም_ሙሉጌታ