Get Mystery Box with random crypto!

FBC Tigrigna

የቴሌግራም ቻናል አርማ tigrignafana — FBC Tigrigna F
የቴሌግራም ቻናል አርማ tigrignafana — FBC Tigrigna
የሰርጥ አድራሻ: @tigrignafana
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 1.02K
የሰርጥ መግለጫ

This is FBC Tigrigna official Telegram channel.
For more updates please visit www.fanabc.com/tigrigna

Ratings & Reviews

2.67

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

1

3 stars

1

2 stars

0

1 stars

1


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-07-07 09:28:56
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ ዝርከብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን ዜጋታት ዓቢዪ ትኹት ሂቡ ከምዝዛተ ትፅቢት ይግበር።…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ባይቶ-ወከልቲ-ህዝቢ-ፅባሕ-ቀዳማይ-ሚኒስት-2/
33 viewsedited  06:28
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 19:03:53
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ክዝቲ ኢዩ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ ዝርከብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን ዜጋታት ዓቢዪ ትኹት ሂቡ ከምዝዛተ ትፅቢት…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ባይቶ-ወከልቲ-ህዝቢ-ፅባሕ-ቀዳማይ-ሚኒስት/
49 views16:03
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 18:26:05
1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/1-ሺሕን-24-ኢትዮጵያውያን-ካብ-ስዑድ-ዓረብ-ና-2/
50 views15:26
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 18:12:15
ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዝገበሩዎ ክትትል ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ከምዝተትሓዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ክልተ ኮንተይነር ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ኣጠና ተራን…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ብኮንትሮባንድ-ዝኣተዉ-ክልተ-ኮንቴነራት/
41 views15:12
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 17:47:35
ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሙሃመድ ኣብዲከር ተዛቲየን። እተን ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ ኣብ ዝነበረን ዘተ ኣብቲ ዞባ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይን፣ ሰራሕተኛታት ተዘዋዊርካ ናይ ምስራሕ፣ መሰል ሰብኣዊን ማሕበራዊን ዜጋታት ምሕላው ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ከምዝዘተያ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ወይዘሮ-ሙፈሪያት-ካሚል-ምስ-ዳይሬክተር-ዓ/
41 views14:47
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 17:35:41
መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ ከምብሓዱሽ ንምኽላስ ከምዝግደድ እቲ ማሕበር ኣመልኪቱ፡፡ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ኣብቲ ዝተትሓዘ ዓመት ዝስእነኦ 4…

https://www.fanabc.com/tigrigna/መገዲ-ኣየራት-ኣፍሪካ-ብምንሃር-ዋጋ-ነዳዲ-4/
41 views14:35
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 15:42:47
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎና ጎድኒ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል…

https://www.fanabc.com/tigrigna/መራሕቲ-ኢትዮጵያን-ሱዳንን-ዝገበሩዎ-ዘተ/
40 views12:42
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 15:13:00
ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣጊዶም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ቅድም ክብል ምስ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ኣብዱል-ፈታ-ኣል-ቡርሃን-ሲቪል-ኣባላት-ሉኣ/
41 views12:13
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 14:42:12
ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምስ እቶም መናእሰይ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ዝኸድዎ ኩሉ ሓድነት ንክሰብኩን ሰናይ ተግባራት ንክሰርሑን ኣተሓሳሲቦም። እቶም ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ምስ መናእሰይን ኣባፅሕን ከተማ ሃዋሳ ብምዃን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፣ፅርየት ከተማን ልገሳ…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ርእሰ-ምምሕዳር-ደስታ-ሌዳሞ-ምስ-ዶብ-ተሳገ/
40 views11:42
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-06 14:39:38
ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ-  ሌ/ ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓቢሮም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሾፍቱ ጊቢ ሓይሊ መንገዲ ኣየር ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል…

https://www.fanabc.com/tigrigna/ምክልኻል-ሰራዊት-ብሓደ-ኢዱ-ንፀላእቲ-ኢት/
35 views11:39
ክፈት / አስተያየት ይስጡ