Get Mystery Box with random crypto!

ትግራይን ተጋሩን❤️💛

የቴሌግራም ቻናል አርማ tigraytegaru11 — ትግራይን ተጋሩን❤️💛
የቴሌግራም ቻናል አርማ tigraytegaru11 — ትግራይን ተጋሩን❤️💛
የሰርጥ አድራሻ: @tigraytegaru11
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 2.12K
የሰርጥ መግለጫ

𝓲𝓽𝓼'𝓪𝓵𝓵 𝓪𝓫𝓸𝓾𝓽 𝓽𝓲𝓰𝓻𝓪𝔂 & 𝓽𝓮𝓰𝓪𝓻𝓾💊❤️
❶ዕለታዊ ዜና 📣
❷ምስልታት ሪምና🃏
❸ደርፍታት ሪምና🎵
❹ባህልና 💛❤️
❺ዜናታት ዓርሞሸሽ📻📺💪
YouTube channel

Ratings & Reviews

3.33

3 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

0

3 stars

1

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-07-09 08:48:31 Happy Eid Al-Adha
Enjoy your holiday.
1.3K views05:48
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-03 10:50:27 ሓበሬታ
ትማሊ ምሸት ኣብ ከባቢ 22 ( ሃያ ሁለት) ብዙሓት ተጋሩ ተሓፊሶም ሀምልተኣሰሩ ሰሚዕና ። ከባቢ 22 ትነብሩ ኮነ ተዘውትሩ ተጋሩ ጥንቃቐ ግበሩ
1.7K views07:50
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-03 09:49:37 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም ወገናት ብሽም ሰለልቲ ህወሓትን ኣባላት TDF ኔርኩም ዝብል ስንኩል ምኽንያትን “ግፋ” ጀሚሮም ስለ ዘለው እኹል ጥንቃቐ ግበሩ።
1.6K views06:49
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-07-01 17:08:14
Mekelle
1.4K views14:08
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-28 16:14:21 ኣብ ሰለኽለኻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ሰብና ስኢንና ኣለና።ዛጊድ ድማ ቁጽሮም ብንጹር ለይተፈለጠ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይግለጽ ኣሎ።ህዝብና ብኩሉ ይፍተን ኣሎ።ንበርትዕ ግን!
ንግዳያትና ዕረፍተ ነፍሲ እምነይ።ንኩላትና ድማ ጽንዓት ይሃበና።ጽንዓት ንትግራይ፤
1.3K views13:14
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-28 13:58:28 ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነ (none food items) ሓገዝ ፅዒና ቅድሚ ሰሙን ኣብ ዝመፀት ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣውሮፕላን ዘይተለመደ ክስተት ተፈጢሩ ኔሩ:: ኣርባዕተ ደማሙ ካብ ቦሌ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ምስቲ ዝተፅዓነ ሓገዝ ተፃዒነን መቐለ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መፅየን:: እተን ደማሙ ልክዕ ማዕፆታት እታ ኣውሮፕላን ምስተኸፈተ ናብ ኣርባዕተ ኣንፈት ሃዲመን ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ተበቲነን እየን:: ሰራሕተኛታት UN ብዛዕባ እዘን ኣርባዕተ ደማሙ ዝፈልጥዎ ነገር ከምዘየለ እዮም ተዛሪቦም:: እቲ ነገር ግን ካብ ኣጋጣሚ ዝተፈጠረ ክስተት ንላዕሊ እዩ ኢልካ ክትሓስብ ዝገብሩ ብዙሓት ነገራት ኣለዉ:: ከምቲ ዝፍለጥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ጥብቂ ቁፅፅር ኣይኮነን ድሙ ካሊእ ደቂቕ ፍጥረት እውን ዘሕልፍ ከምዘይኮነ ኣብ ምቕራብ ሓገዝ ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ይምስክሩ:: ቦሌ ዝኣክል ገዚፍ ትካል ንድሙ ዝኸውን ምችው ኩነታት ኣብ ዘይብሉ ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነ ቦታ ድሙ ክትህሉ ትኽእል እያ ኢልካ ምግማት ከቢድ እዩ:: ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ዝመሓላለፍ ተላባዲ ሕማም ሒዘን ኮነ ትባሂሉ ዝተሰደዳ ክኾና ይኽእላ እየን ዝብሉ ወገናት እውን ኣይተሳኣኑን:: ሃለዋት እተን ደማሙ ግን ሐዚ እውን ከይተፈለጠ ሕንቅሕንቅሊተይ ኮይኑ ይርከብ::

#TigrayDailyUpdates
1.2K views10:58
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-28 11:50:08 ጳጳሱ ቄሱ ዲያቆኑ ፖስተሩ ሼኩ ጠናቋዪ ባህታዊው ከመከላከያ ጎን ሲቆም #ፈጣሪ ከትግራይ ህዝብ ጋር የቆመበት ታላቅ ቀን ሰኔ 21
932 views08:50
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-27 21:33:29 TDF ሓዞ ዋ መንክዞ ካብ ኣላማጣ ክሳብ መቐለ፣ ካብ መቐለ ክሳብ ዓዲግራት ካብ ዓድግራት ክሳብ ዓድዋ ኣክሱም ሽረ፣ ካብ ሽረ ክሳብ ማይፀብሪ ዝነበረ ሓይሊ ፀላኢ ተፀራሪጉ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ትግራይ ኣትዩ ይርከብ:: #SAS_ረመፅ ዓወትና እናቐፀለ እዩ
890 views18:33
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-06-27 21:16:09
ሰነ 21
ታሪኻዊት ዕለት
882 views18:16
ክፈት / አስተያየት ይስጡ