Get Mystery Box with random crypto!

ኣብ ሰለኽለኻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ሰብና ስኢንና ኣለና።ዛጊድ ድማ ቁጽሮም ብንጹር ለይተፈለጠ ህይ | ትግራይን ተጋሩን❤️💛

ኣብ ሰለኽለኻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ሰብና ስኢንና ኣለና።ዛጊድ ድማ ቁጽሮም ብንጹር ለይተፈለጠ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይግለጽ ኣሎ።ህዝብና ብኩሉ ይፍተን ኣሎ።ንበርትዕ ግን!
ንግዳያትና ዕረፍተ ነፍሲ እምነይ።ንኩላትና ድማ ጽንዓት ይሃበና።ጽንዓት ንትግራይ፤