Get Mystery Box with random crypto!

ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንውሕ ንዝበለ ጊዜ ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣይክህሉን። /ከዛሬ ጀምሮ ረዘም ላለ | TIGRAY TIMES

ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንውሕ ንዝበለ ጊዜ ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣይክህሉን።
/ከዛሬ ጀምሮ ረዘም ላለ ጊዜ እዚ ማህበራዊ ሚድያ ላይ አልኖርም።/

ኩሉ ዝፀሓፍክዎ ኩሉ ዝበልክዎ ምእንቲ ትግራይ እዩ። ኩሎም ስግኣታተይ ብፅብቅ ንክዛዘሙ ይምነ!

* ትግራይ ሐዚ ኣብ ሕማቕ ኢድ ኣላ:

ትግራይ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፈአ እናኣተወት እምበር እናሰዓረት ኣይትርከብን ስለዚ ከምቲ ኩልጊዜ ዝብሎ ብያንስ ሱቕ ኣይትበሉ ጠይቁ፣ ሞግቱ፣ ፅዕንቶ ፍጠሩ፣ ረብሓ ትግራይ ነኪስኩም ሓዙ። ነገራት ምስ ረብሓን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ንርኣይ፤ ኣብ ብሄራዊ ሓድነትና ስጡማት ንኹን። ቃልስና ሐዚ'ውን ከይጭወ ኩላትና ቆቓሓት ኮይንና ንሓሉ።

ብቻ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ከይንኸውን ልቢ ንግበር ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ይዓቢ፤ ክንድግፍ ከለና ብምክንያት ይኹን።

ፍቕሪ ህወሓት ዓይንኹም ሸፊንዎ ነገራት ምርኣይ ዝኣበየኩም ደገፍቲ ህወሓት ግን ተገላጊልኩም ሐዚ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም....ሓቀይ ዶ?
ግን ታያ ዝፍተው ነገር ሃሊዋ እዩ እንዶ?

ብዝኾነ ደሓን ኩኑ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES