Get Mystery Box with random crypto!

ኣነ ንህወሓት ዝቃወማ ሕሉፍ ፀሊም ታሪኻ ከምዘሎ ኮይኑ ሐዚ'ውን ግን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ካብትሰ | TIGRAY TIMES

ኣነ ንህወሓት ዝቃወማ ሕሉፍ ፀሊም ታሪኻ ከምዘሎ ኮይኑ ሐዚ'ውን ግን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ካብትሰርሕ፤ ረብሓን ደሕንነትን ኣምሓሩን ኤርትራን ዘጨንቓን ብመስዋእቲ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ንምድሓን ብሙሉእ ዓቅማ ትሰርሕ ስለዘላን እዩ። ቃልስና'ውን ዝተናወሐ ብዚ ምክንያት እዩ።

ህወሓት ማለት ካብ ዝሓለፈ ጌጋኣ ዘይትመሃር፣ ሐዚ'ውን ናብ 4ኪሎ ቤተመንግስቲ ንምኻድ መስዋእቲ ኣሓትና ኣብ ምጭዋይ ትርከብ ብደም ተጋሩ ዝጠልቀየት፣ ብመስዋእቲ ተጋሩ ቁማር ትጫወት ካሕዳም፣ ጠላምን መጣጢት ደም ተጋሩን ዝኾነት ወንጀለኛ ውድብ እያ

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES