Get Mystery Box with random crypto!

ፍቃዱ ደነቀ ናብ ጋንታ ድሬዳዋ ተመሊሱ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ወልዋሎ ብምካን ክሳብ ፕሪሚየር | Nayna Sport ( ኣማኑኤል ጌታቸው )

ፍቃዱ ደነቀ ናብ ጋንታ ድሬዳዋ ተመሊሱ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ወልዋሎ ብምካን ክሳብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝቃረፅ ኣብ መስመር ምክልካል ጋንታ ወልዋሎ ዝፃወት ዝነበረ ፍቃዱ ደነቐ ናብ ነባር ጋንትኡ ድሬዳዋ ኣምሪሑ።