Get Mystery Box with random crypto!

#ዜና_ዝውውር #መቐለ_70_እንደርታ #ደቂ_ኣንስትዮ #ትግስት_ዘውዴ #ሃና_ተስፋዬ ኣ | Mekelle 70 Enderta FC © ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ

#ዜና_ዝውውር #መቐለ_70_እንደርታ
#ደቂ_ኣንስትዮ
#ትግስት_ዘውዴ
#ሃና_ተስፋዬ


ኣብ መሽኮት ዝውውር ንቑሕ ተሳትፎ እናገበራ ዘለዋ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጋንታና #መቐለ_70_እንድርታ ተወሰኽቲ ሓደሽቲ ኽልተ ተጫወቲ ኣፈሪመን።

ናይ መስመር ኣጥቓዒት #ትግስት_ዘውዴ ናይ ኹዕሾ እግሪ ጉዕዞኣ ኣብ ትውልዲ ዓዳ #ኣገልግል ብምጅማር ልጋንታታት #ቅዱስ_ግዮርጊስ ፣ #ደደቢት ኸምኡ ውን ኣብ ልሓለፉ 2 ዓመታት ልጋንታ #ኢትዮጵያ_ንግድ_ባንክ ዝተጫወተት እንትኾን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜያት ድማ ልሃገራዊት ጋንታና #ኢትዮጵያ ግልጋሎት ዝሃበት #ትግስት_ዘውዴ ልጋንታ #መቐለ_70_እንደርታ ፌርምኣ ክተንብር ኽኢላ እያ።

ኻልአይቲ ፈራሚትና ናይ ማእኸል ተኸላኻሊት #ሃና_ተስፋዬ እንትኾን ልጋንታ ክ/ክ #ቦሌ ይ ልሓለፉ ዓመታት ኣብ ጋንታ #ኣቃቂ_ቃሊቲ ስሙር ግዜ እናሕለፈት ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ጋንታና #መቐለ_70_እንደርታ ክትፅምበር ኽኢላ እያ።

ትዕንግርት የሴቶች ስፖርት

#Wash_your_hands
#Stay_at_Home
#Wear_Mask
.... #Keep_your_Distance ....

ልቐደም በሉታ
@mekelle @mekelle
ርኢቶ ሃቡና
@mekelle70endertafc_bot