Get Mystery Box with random crypto!

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

የቴሌግራም ቻናል አርማ mahderkiya — 𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ 𝐌
የቴሌግራም ቻናል አርማ mahderkiya — 𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ
የሰርጥ አድራሻ: @mahderkiya
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 4.67K
የሰርጥ መግለጫ

ምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ እቲ ሕማቅኪ ካባኺ ይርሓቕ። ፁፁይ ሓበሬታ ብእዋኑ ካብ ማህደር ቅያ @mahderkiya ርኸቡ።
ዝኾነ ሓበሬታ (ሪኢቶ) ብዉሽጢ መስመር ክትልእኩልና እንትደሊኩም ➻ @mahdernabot ቦት ሰደዱልና 🙏
𝐉𝐨𝐢𝐧 𝐔𝐬: https://t.me/mahderkiya
𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐨𝐨𝐤: fb.me/mahderkiyana

Ratings & Reviews

2.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

0

3 stars

1

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች

2022-09-01 23:00:35
1 view20:00
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 22:31:04
𝐌𝐲 𝐓𝐃𝐅!!

ጀግናው የትግራይ #ሰራዊት_ሓድሽ ካብ ግንባር- ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና »»»

Share ...
361 viewsedited  19:31
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 22:13:27
የብልፅግና አገዛዝ እነዚህ የ13-15 እድሜ ያላቸው ህፃናት እያሰለፈ እያለ ይባስ ብሎ "ህወሓት ህፃናት ለጦርነት እያሰለፈ ነው" ብሎ ፕሮፖጋንዳ ለመስራት ይጮኻል!

በቆቦ ግንባር የተማረኩ ህፃናት !!
511 views19:13
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 21:37:08 ዜናታት ምስዮት 26/2014 ዓ/ም (ድወት)

1.ፀላኢ ሎሚ 26 ነሓሰ 2014ዓ.ም ወጋሕታ ካብ ሰዓት 10:30 ጀሚሩ ናብ ኣድያቦ ብኣርባዕተ ኣንፈታት መጥቓዕቲ ጀሚሩ ከምዘሎ ወታሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣማራፂ ሰላም ሙሉእ ብሙሉእ ዓፅዩ ማእለያ ዘይብሉ ስሩዕን ዘይስሩዕ ሓይሉ ተጠቂሙን ባዕዳዊ ሓይሊ ኣሰሊፉን ናብ ዝተማለአ ኲናት ዝኣተወ ፀላኢ ዝተመነዮ ብፍፁም ክሰምረሉ ከምዘይኽእል ድማ ተገሊፁ ኣሎ።

ካብ ወታሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ዝበፅሓና ዜና ሙሉእ ትሕዝትኡ ሰለሞን ገብሩ ከቕርቦ እዩ።

2.ልፍንታውያን ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኸፊቶሙዎ ዘለዉ ሰፊሕ ወራር ንምምካትን ስዒርካ ንምውፃእን ህዝቢ ትግራይ ከም ቀደሙ ሰሚሩን ፀኒዑን ክቃለስ ይግባእ ኢሎም ድምፂ ወያነ ዘዘራረቦም ወገናት።

እቲ ቅሉዕ ወራር መቐፀልታ እቲ ሕሉፍ ተግባሮም ምዃኑ ዘዘኻኸሩ እቶም ወሃብቲ ርኢቶ ኩሉ መንእሰይ ናብ መስርዕ ሰራዊት ትግራይ ክፅምበር ፀዊዖም።

3. ከፅንቱና ወፊሮም ዘለዉ ፋሺስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ንምምካት ሎሚ እውን ኣብ ጐኒ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ተሰሊፍና ካባና ዝድለ ኹሉ ክነበርክት ድሉዋት ኢና ኢሎም ነጋዶ ከተማ መቐለ።

እቶም ነጋዶ ነዚ ዝገለፁ ኮሚቴ መኸተን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብዝብል ዝተጣየሸ ውዳበ እቶም ነጋዶ ክሳብ ሕዚ ከካይድዎ ዝፀንሑ ስራሕቲ መኸተን ኣፈፃፅምኡን ኣብ ዝዘተየሉ እዋን እዩ።

4. ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣብ ትግራይ ኲናት ምውላዑ ነቲ ዘተ ሰላም ንምትእጉጓልን ህዝቢ ትግራይ ኣጥፊእኻ ካብ ታሓታትነት ንምምላጥን ዝዓለመ መንገዲ ጥፍኣት ምዃኑ ድምፂ ወያነ ዘዘራረቦም ኣምባሳደር ፍስሃ ኣስገዶምን ኣምባሳደር ብርሃነ ገብረክርስቶስን ገሊፆም።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ቅሉዕ ኲናት ማሕበረሰብ ዓለም ዝህቦ ዘሎ ኣቓልቦ ዝተለመደ ናይ ዲፕሎማሲ ቋንቋ ደኣ እምበር ብግልፂ ክኹንኖ ኣይርኣናን ክብሉ ድማ ይሕብሩ።

5.ጉጅለ ፋሺስት ኣብይ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣንቢርዎ ዘሎ ጥቡቕን ትሉምን ኽልከላ ንክለዓል ሃገራት ኣፍሪካ ግደኣን ክፃወታ ይግባእ ኢሎም ዳይሬክተር ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰል ሂዩማን ራይትዎች ኬኔዝ ሮዝ።

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፎረይን ፖሊሲ ሰፊሕ ሓተታ ዘፅሓፉ እቶም ዳይሬክተር ማሕበረሰብ ዓለም እውን ንዩክሬን ዝሃቦ ልዑል ትኹረት ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ እውን ግቡእ ጠመተ ክህቦ ሓቲቶም።

#DW
750 views18:37
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 21:13:56
"ገለታት ገለታት በለት Bety ሃይላይ"
መን ንመን እዩ ተሸኪምዎ ዝኽይደ ዘሎ? #ቻዕ_ን_ቻዕ!!
935 viewsedited  18:13
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 21:06:06
𝐉𝐮𝐬𝐭 ... 𝐍𝐞𝐰 𝐆𝐔𝐒𝐓𝐒 𝐨𝐟 𝐓𝐃𝐅
1.0K views18:06
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 21:03:30
𝐈 𝗜𝗡 𝗟𝗢𝗩𝗘 𝗪𝗜𝗧𝗛
🆃🅳🅵
1.0K views18:03
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 20:58:33
TDF
1.0K views17:58
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 20:56:28 ካብ #ደቡብ_ኢጦጵያ ናብ ወልድያ በኣሻሓት ዝቑጸሩ ሓሸከር የእዱግ ክጉዕዙ ይሓድሩ አለው ። ካበ ዕለት 25/12/2014 ጅሚሩ ካብ ዝተፈላለያ ቦታታት #ኢጦጵያ ናብቲ #ውግእ ዘለዎ ቦታ ሰሜናዊ ክፋላት #ኣምሓራ_ብለይቲ እዩ ክጉዕዝ ዝሓድር ዘሎ። #ወረርቲ ድማ ነቲ ዝስደት ዘሎ ህዝቢ አጆኹም ተወሳኪ ሓይሊ ይመፀልና ኣሎ እዩ ይብልዋቶመ »»»
1.0K viewsedited  17:56
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 20:41:55
በአለም ያሉ ሚዲያዎች የኤርትራ እና የኢትዮጵያ ጦሮች ትግራይን መውረራቸውንና ጦርነት መክፈታቸውን እየዘገቡ ይገኛሉ፡፡ ትግራይ በ2013 በሁሉም ኣቅጣጫ እንድወረሩት በትመሳሳይ ኣሁንም እየፈሙት ይገኛሉ፡፡

ትግራይ
1.1K views17:41
ክፈት / አስተያየት ይስጡ