Get Mystery Box with random crypto!

ትዕዝብቲ:1 ተጋዳላይ ትግራይ ኣብ ደርፊታት ትግርኛ እምበር ኣብ ደም ዘፍሰሰላ መሬት ትግራይ ክብ | CHANNEL 29

ትዕዝብቲ:1

ተጋዳላይ ትግራይ ኣብ ደርፊታት ትግርኛ እምበር ኣብ ደም ዘፍሰሰላ መሬት ትግራይ ክብሪ የብሉን።

ቀትሪ ኣካል ጉድኣት ተጋደልቲ ጠሚና ዝብል ሰልፊ እንትገብሩ ከምዘይረኣየ ሓሊፉ ምሸት ብናይ ማህሌት ተጋዳላይ ዝብል ደርፊ ሽሽ ክብሃል ይሕደር።

#ሕሶት_ጥራሕ!

Zemas Tsigab said it all