Get Mystery Box with random crypto!

#ዕረፍቱ_ለአቡነ_ተክለሃይማኖት ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣቡኦም ካህን ጸጋዘኣብ፣ ካብ ኣዲ | Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

#ዕረፍቱ_ለአቡነ_ተክለሃይማኖት ኣቡነ ተክለሃይማኖት ካብ ኣቡኦም ካህን ጸጋዘኣብ፣ ካብ ኣዲኦም እግዚእኀረያ ብ24 መጋቢት 1206 ዓ/ም ተፀኒሶም ብ24 ታሕሳስ 1207 ዓ/ም ድማ ዝተወለዱ፣ ኣቐዲሞም ፍስሐጽዮን ይበሃሉ ዝነበሩ ናይ ማእኸላይ ዘመን ዓብዪ ጻድቕን ሓዋርያን እዮም። ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ወዲ 7 ሸውዓተ ዓመት ምስኮኑ መንፈሳዊ ትምህርቲ ብምጅማርን ብምምሃርን ከኣ ካብ ኣባ ቄርሎስ መዓርግ…