Get Mystery Box with random crypto!

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

የቴሌግራም ቻናል አርማ mahderkiya — 𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ 𝐌
የቴሌግራም ቻናል አርማ mahderkiya — 𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ
የሰርጥ አድራሻ: @mahderkiya
ምድቦች: ያልተመደበ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 4.67K
የሰርጥ መግለጫ

ምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ እቲ ሕማቅኪ ካባኺ ይርሓቕ። ፁፁይ ሓበሬታ ብእዋኑ ካብ ማህደር ቅያ @mahderkiya ርኸቡ።
ዝኾነ ሓበሬታ (ሪኢቶ) ብዉሽጢ መስመር ክትልእኩልና እንትደሊኩም ➻ @mahdernabot ቦት ሰደዱልና 🙏
𝐉𝐨𝐢𝐧 𝐔𝐬: https://t.me/mahderkiya
𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐨𝐨𝐤: fb.me/mahderkiyana

Ratings & Reviews

2.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

0

4 stars

0

3 stars

1

2 stars

1

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-09-01 18:14:37
በዓል ቆምጨ ድማ ብኽምዚታት ወዲ ኽምዚታት ንባዕሎም የርውዩ ኣልው፡፡

SHARE »»»
1.3K views15:14
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 18:11:18
ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ከምዘካየደት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኬንያ በየነ ርእሶም ኣሚኑ። እቲ ኣምባሳደር ንሱ ጭፍራ ዝበሎ መንግስቲ ትግራይ ''ካብ ቀዳማይ ጌጉኡ ክመሃር ስለዘይከኣለ ንሓዋሩ ክነጥፎኦ ኢና'' ኢሉ።

ከምኡ እውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ዘካየደ ሰራዊት ኤርትራ ዓወት ይመነየልካ ብምባል ነቲ ወራር ደጊፉ።

ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ወራር ከምዘካየዳ ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዜና ዓለም እንዳፀብፀባ ይርከባ።

“They will not be given a second chance because they’ll not continue. Victory for Eritrean defense forces&the people!” Beyene Russom, Eritrean ambassador to Kenya.

This is admission by the Eritrean regime that it joins the #Ethiopian forces in their offensive attack on #Tigray.
1.2K viewsedited  15:11
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 18:10:08 ህዝቢ ትግራይ እንተተሳዒሩ እቲ ካብ ጭፍጨፋ ተሪፉ ምስ ኢትዮጵያ ዝቅፅል ህዝቢና ዕጭኡ ናይ ብሄር መንነቱ ደርብዩ ናይ ኢኮኖሚ ማሕበረሰብ ምኳን እዩ።

እዚ ማለት ከምዞም ጉ*ጌ መንነቱ ገዲፉ ምስ ዓዲ 3 ተጣቢቁ ኣምሐርሒሩ ይነብር ማለት እዩ። ንሱ እውን እንተተሳኪዑሉን እንተተፈቂዱሉን እዩ።

ዕላማ ቃልሲና ከም ብሄር ንምቅፃል እዩ።
ንፅናዕ፣ንሓርን።
ዓወት ንሰራዊትና።

pencipta tahi
1.2K views15:10
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-09-01 03:59:25
አለን ይላል ይህ ሙርኮኛ ምህላውካ ትኹን አድጊ!!
57 views00:59
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 22:01:52
929 views19:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 22:01:31
894 views19:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 22:01:10
854 views19:01
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 22:00:43
883 views19:00
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 22:00:05
ተሰለፍ አድገ ብቅሊ .....
881 views19:00
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-08-31 21:52:19
አብቲ ናይ ሎሚ ዝወዓለ ማእሰርቲ ድማ ፍሉይ ዝገብሮ ብቀጢን ትእዛዝ ኣማኻ መሸረፈት ዝኾነ ሳጥናኤል_ክስረት ተጋሩ ኣገልገልቲ ናይ ኢ/ተ/ቤ/ክርስትያን ናይታ ከተማ ሃገረ ስብከትን ኣብ መንበረ ፓትሪያሪክን ዘለውን ብፍሉይ ዒላማ ምዃኖም እዩ።
924 views18:52
ክፈት / አስተያየት ይስጡ