Get Mystery Box with random crypto!

ተጋሩ ን ተጋሩ channel

የቴሌግራም ቻናል አርማ tegaru11 — ተጋሩ ን ተጋሩ channel
የቴሌግራም ቻናል አርማ tegaru11 — ተጋሩ ን ተጋሩ channel
የሰርጥ አድራሻ: @tegaru11
ምድቦች: ሙዚቃ
ቋንቋ: አማርኛ
ተመዝጋቢዎች: 2.22K
የሰርጥ መግለጫ

Tegaru n tegaru

Ratings & Reviews

4.50

2 reviews

Reviews can be left only by registered users. All reviews are moderated by admins.

5 stars

1

4 stars

1

3 stars

0

2 stars

0

1 stars

0


የቅርብ ጊዜ መልዕክቶች 2

2022-05-01 19:32:17 Channel photo updated
16:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-05-01 19:29:48 ከርከበዴል
ብመሰረት ፋልማይ ሐዱሽ ቅዲ ሙዚቃዊ ዛንታ ኣቢልካ ባህልን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ነቲ ነባርን ሐዱሽን ወለዶ ገላፅን መሃራይን ዝኾነ ኣብ ኣመፃፅኣን ምዕባለን ተጋሩ(ትክሮት) ዘድሀበት ብልፅቲ ስራሕ እነሆ ብስነ ጥበባዊ"ኣብርሃም ገ/መድህን"ኣብ ቀረባ እዋን።
ግጥሚ = ማርዋ
ዜማ = በረኸት ወልዱ
ምውህሃድ ሙዚቃ = በረኸት ወልዱ
ሚክሲንግን ማስተሪንግን = በረኸት ወልዱ @Beck Studio
Subscribe Nabana Entertainment And Be Part of The family ! Let's Support by sharing guys !

https://youtube.com/c/EdenGebreselasieAbrehamGebremedhin
3.0K views16:29
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-05-01 19:29:45
2.5K views16:29
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-03-18 18:49:37 OUT NOW
................................
ሳምሶም መዑዝ (ሸታሕ)
" ታይ በለ"
ካብቶም ብሉፃት ስራሕቲ ብምስራሕ ዝፍለጡ መናእሰይ ድምፃዊያን ሓደ እዩ ኣብ ናባና ተዘርጊሓ ኣላ።
ሼር ኢልና ድማ ናብ ኩሉ ነባፀሓያ።
SUBSCRIBE
NABANA ENTERTAINMENT AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !



3.7K views15:49
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-02-21 19:05:21
4.3K views16:05
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-02-21 19:05:19 ሀገር ዓርቢ ምሸት
................................
እታ እንብህጋ ትግራይ ትግሃድ ብናይ ኩሉና ፀዓርን በቢሙያና በዝኻልናዩ ድምር ቃልስ ውፅኢት እዩ።
ከየንትና ድማ ኣብ ዘለው ይሃልዩ ድምፂ ህዝቢ ብምኻን ታሪኽ ይሰርሑ ኣለው።ተጋዳሊት ድምፃዊት ዮርዳኖስ ገ/ኪዲን /ጆጆ/ "ሀገር" ዘርእስታ ብልፅቲ ስራሕ ኣብ ናባና ኢንተርቴይመንት ተፀበዩታ።
SUBSCRIBE
NABANA ENTERTAINMENT AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !

https://youtube.com/c/EdenGebreselasieAbrehamGebremedhin
3.9K views16:05
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-01-26 22:05:37
ሕን ሕን ዓርቢ ምሸት
................................
ድምፂ ህዝቢ ምኻን ዓበይ ኽብሪ እዩ::
የውሃንስ በይሩ ቅድም ክብል "ትግ ትግ ትግራይ" ትብል ብልፅቲ ስራሕ ናብና ኣቢሉ ነይሩ ሕጂ ድማ "ሕን ሕን" ዘርእስታ ብልፅቲ ስራሕ ሒዙልና ይመፅእ ኣሎ ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ ናባና ኢንተርቴይመንት ክትዝርጋሕ እያ።
SUBSCRIBE
NABANA ENTERTAINMENT AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !

https://youtube.com/c/EdenGebreselasieAbrehamGebremedhin
4.8K views19:05
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-01-21 20:15:04 SHIMA HAGER OUT NOW
Abreham G/Mebremdhin And Eden G/Selassie Shima Hager
SUBSCRIBE NABANA ENTERTAINMENT AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !


4.3K views17:15
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-01-12 18:10:52

4.5K views15:10
ክፈት / አስተያየት ይስጡ
2022-01-12 08:32:49 በዓል ኳዳ ብምስሊ ንፅባሕ ዓርቢ
ናይ ዕላማ ፅንዓቱ ብተግበር ናብ ሜዳ ወሪዱ ዘርኣየ
ናይዚ ዘመን ኦቦ ትግርኛ ሙዚቃ ድምፃዊ ተጋዳለይ ኣብርሃም ገበረመድህን በዓል ኳዳ ትብል ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2ተ ሰሙን ፅቡቅ ተመልካቲ ዝረኸበት እንትኾን ሓዚ ድማ ብናይ ኣድነቅቱ ሕቶ መሰረት በዓል ኳዳ ብምስሊ ንፅባሕ ዓርቢ ኣብ ናባና ኢንተርቴይመንት ክትዝርጋሕ እያ ሃየ ናብ ኩሉ ክትበፅሕ ድማ ሼር ንበላ።
SUBSCRIBE AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !!


3.9K views05:32
ክፈት / አስተያየት ይስጡ